Allena Press

Allena Press ንሕና ንዓድና ኣለና! ስዓቡና!

15/11/2022

ሰላም ንህዝቢ ትግራይ።

11/09/2022

ሓዱሽ ዓመት 2015 ኣቆፃፅራ ግዕዝ ሰላም ዓመት ይግበረልና።

31/03/2022

ጎበዝ ተዓወት ተጋዳላይ ትግራይ
ኣርኪብካ በሎ ነቲ ዓሻ ኣምሓራይ😍😍😍

TDF መቅሰን::

ማዕበል ትግራዋይነት::😍😍😍
31/03/2022

ማዕበል ትግራዋይነት::
😍😍😍

የትግራይ እናት በቀይ መስቀል በኩል ዘመዳቸው ጋር  ለመደወል ይህም ከወር በላይ ወረፋ ጠብቀው ከደረሳቸው ነው😢በ21 ክ/ዘመን የተገለለው የትግራይ ህዝብ!የኢትዮጵያ ክፋት ተዘርዝሮ አያልቅም:...
31/03/2022

የትግራይ እናት በቀይ መስቀል በኩል ዘመዳቸው ጋር ለመደወል
ይህም ከወር በላይ ወረፋ ጠብቀው ከደረሳቸው ነው😢
በ21 ክ/ዘመን የተገለለው የትግራይ ህዝብ
!
የኢትዮጵያ ክፋት ተዘርዝሮ አያልቅም::

31/03/2022

የኢትዮጵያ መከላከያ ሰራዊት አሳፋሪ ድርጊት በትግራይ ምድር😭
ከራሳቸው አንደበት
የ5 አመት ልጆችን ጁንታ ብለው ገድለው ቀበሯቸው😭

ቁንጅና ትግራይ!ባህልን መንነትን ትግራይ።
30/03/2022

ቁንጅና ትግራይ
!
ባህልን መንነትን ትግራይ።

የኢትዮጵያ መንግስት ወታደሮቹን ወደ ትግራይ እያስጠጋ መሆኑ ተነገረ።
30/03/2022

የኢትዮጵያ መንግስት ወታደሮቹን ወደ ትግራይ እያስጠጋ መሆኑ ተነገረ።

የጀነራል ሐየሎም አርአያ ልጅ።
30/03/2022

የጀነራል ሐየሎም አርአያ ልጅ።

የትግራይ አባት በኢትዮጵያውያን ወታደሮች ሲገደል።በጣም የሚያሳዝን ነው። የማይረሳ ግፍ
30/03/2022

የትግራይ አባት በኢትዮጵያውያን ወታደሮች ሲገደል።
በጣም የሚያሳዝን ነው።
የማይረሳ ግፍ

ተጋሩ ዲያስፖራ ኣብ ምፅዳቕ ረቂቅ ሕጊ   ን   ኣሐዪሎም ከምዝተቓለሱን ይቃለሱ ከምዘለዉን ተሓቢሩ።
30/03/2022

ተጋሩ ዲያስፖራ ኣብ ምፅዳቕ ረቂቅ ሕጊ ን ኣሐዪሎም ከምዝተቓለሱን ይቃለሱ ከምዘለዉን ተሓቢሩ።

ሰራዊት ትግራይጅጋኑ ዋልታ ሃገር
30/03/2022

ሰራዊት ትግራይ
ጅጋኑ ዋልታ ሃገር

ጀነራል አበባው ታደሰ ወደ ኤርትራ ተጉዘው እንደነበሩ ታወቀ።
27/03/2022

ጀነራል አበባው ታደሰ ወደ ኤርትራ ተጉዘው እንደነበሩ ታወቀ።

የጓሮ አትክልት አስፈፃሚዎች።
27/03/2022

የጓሮ አትክልት አስፈፃሚዎች።

ኣርዌ ወእኩይ ጋንኤል ክስረት መራሔ ሰይጣናት ዘኢትዮጵያ ወዕጨጌ ዘመንበረ ኣብይ
20/03/2022

ኣርዌ ወእኩይ ጋንኤል ክስረት መራሔ ሰይጣናት ዘኢትዮጵያ ወዕጨጌ ዘመንበረ ኣብይ

ገንፎ ሰሪው የብልፅግና ባለስልጣንተዋወቁት
20/03/2022

ገንፎ ሰሪው የብልፅግና ባለስልጣን
ተዋወቁት

የዘር ማጥፋት ወንጀል መሪዎች
20/03/2022

የዘር ማጥፋት ወንጀል መሪዎች

የአፍሪካ ጀግኖች።ጀጋኑ ሰብ ስረ
20/03/2022

የአፍሪካ ጀግኖች።
ጀጋኑ ሰብ ስረ

TDFጀጋኑ ደቂ ሃገር።
15/03/2022

TDF
ጀጋኑ ደቂ ሃገር።

ሞትና ሞት ናፅነት ግበርዎ::
12/03/2022

ሞትና ሞት ናፅነት ግበርዎ::

"ካብ ደቂቅ ክሳብ ልሂቅ ዓቢዶም እዮም:: ንሕና ኣቅሽቲ ነዚኦም(ንዓና ንተጋሩ ማለቶም እዩ) ብሓዊ ክነጠምቆም ኣለና" ኢትዮጵያዊ ቀሺ😡ከመይ ኢልና ምስብሓዊ ዘጥምቅ ክንነብር?መንግስቲ ትግራይ...
12/03/2022

"ካብ ደቂቅ ክሳብ ልሂቅ ዓቢዶም እዮም:: ንሕና ኣቅሽቲ ነዚኦም(ንዓና ንተጋሩ ማለቶም እዩ) ብሓዊ ክነጠምቆም ኣለና" ኢትዮጵያዊ ቀሺ😡

ከመይ ኢልና ምስብሓዊ ዘጥምቅ ክንነብር?
መንግስቲ ትግራይ ንፁር ዝኾነ ብሄራዊ ቃልሲ ከካይድ ይግባእ::

አሁን የደረሰን ፎቶ።
05/03/2022

አሁን የደረሰን ፎቶ።

ልጁ ማንን ይመስላል?
04/03/2022

ልጁ ማንን ይመስላል?

04/03/2022

ኣብ ሑመራ ፋኖ ዝበሃል ዕሉል ሽፍታ ንመናእሰይ ተጋሩ ካብ ቤት ማእሰርቲ እናውፅአ ይርሽን ከምዘሎ ኣኽሱማውያን ሚድያ ኔትዎርክ ሓቢሩ።

ሰበር መረጃየኢትዮጵያ እስልምና ጉዳዮች ፅሕፈት ቤት ስለመስቀል አደባባይ ባለቤትነት ጥያቄ አቀረበ።የኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ አማኞች መስቀል አደባባይ የኛ ነው ማለታቸው የሚታወስ ነው
04/03/2022

ሰበር መረጃ

የኢትዮጵያ እስልምና ጉዳዮች ፅሕፈት ቤት ስለመስቀል አደባባይ ባለቤትነት ጥያቄ አቀረበ።

የኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ አማኞች መስቀል አደባባይ የኛ ነው ማለታቸው የሚታወስ ነው

አሳዛኝ ዜናዛሬ የኢትዮጵያ መንግስት በሽረ ከተማ የድሮን ድብደባ አካሄደ።ብዙ ሲቪልያን እንደተጎዱ መረጃው ያመለክታል።
04/03/2022

አሳዛኝ ዜና

ዛሬ የኢትዮጵያ መንግስት በሽረ ከተማ የድሮን ድብደባ አካሄደ።

ብዙ ሲቪልያን እንደተጎዱ መረጃው ያመለክታል።

አሁን የደረሰን መረጃአቡነ መርቆሬዎስ በዓመተ ሲመት አቡነ ማትያስ አረፉ::ከውጭ በዶክተር አብይ መምጣታቸው የሚታወቅ ነው::
04/03/2022

አሁን የደረሰን መረጃ
አቡነ መርቆሬዎስ በዓመተ ሲመት አቡነ ማትያስ አረፉ::

ከውጭ በዶክተር አብይ መምጣታቸው የሚታወቅ ነው::

ብካሳ ሃይለማርያምቀብጠርጠር ጋሕሸርሸር የመና በዚሑ!  ደምና ክነቅፅ ኣይኮነን ገና ይውሕዝ እዩ ዘሎ!  ከም ህዝቢ ክንፀንት በይኖምልና፤ ሰኣን ምግብን ሕክምናን ኣብ ዕፅዋ ኣብ ፅምዋ ኣማኢት...
04/03/2022

ብካሳ ሃይለማርያም

ቀብጠርጠር ጋሕሸርሸር የመና በዚሑ!
ደምና ክነቅፅ ኣይኮነን ገና ይውሕዝ እዩ ዘሎ! ከም ህዝቢ ክንፀንት በይኖምልና፤ ሰኣን ምግብን ሕክምናን ኣብ ዕፅዋ ኣብ ፅምዋ ኣማኢት በብማዕልቱ እናቐበርና ኢና! ክሳብ መጋቢት ከምዙ ሐዚ ዘለናሉ ዕፅዋ እንተቐፂልና ኣማኢት ኣሽሓት ህዝብና ክስዋእ እዩ! ዓሰርተታት ኣሽሓት ኣሓት ኣሕዋትና መንነቶም ገበን ኮይኑ፤ ፎቖዶ ቤት ማእሰርትታት ኢትዮጵያ እናተሳቐዩ እናተቐተሉ እዮም! ክፋል ትግራይ ብምዕራብ ብምብራቕን ሰሜንን፤ ኣብ ትሕቲ መግዛቲ ኮይኑ ህዝብና ይፀንት ኣሎ! ብደብዳብ ድሮን ደምና ይውሕዝ ዓድና ይባድም ኣሎ!
እሞ ኣብዙ ከምዙይ ዝበለ ኩነታት ውሽጢ ኮይንና ንምሩኻት ፀላእቲ ዝግበር ዘሎ ቀብጠርጠርን ጋሕሸርሸርን የመና ዓቐን ሓሊፉዎ!
እዚኦምን ጎተቶምን ዝፈፀሙዎ ዘስካሕክሕ ገበን ኵናት ዝፈጠረልና ስነኣእምሮኣውን ኩለመዳያውን መጉዳእትን በሰላን፤ ንዓመታት ክሓዊ ክፅግን ዝኽእል ኣይኮነን! ንሶምን እቶም ዘዋፈሩዎምን ንፍርዲ እንተቐሪቦም እኳ፤ እቱ ብኣማኢት ኣሽሓት ዘፍሰሱዎ ደምና ኣይሕፈስን፤ እተን ብኣማኢት ኣሽሓት ዝተጋሰሱወን ኣሓተይ ኣደታተይን ደቀይን ስምብራተን ኣይሓውን፤ እታ ዝባደመት ዝበረሰት ትግራይ ዓደይ ኣይትፅግንን! ምስዚኦም ዘይሓዊ በሰላ እዩ ዘለና!
"ቀይሕ መስቀል እዩ ዝቕልቦም" ስለዝበልኩምና ኢና ስቕ ዝበልና፤ እምበር ኣብ ልብና ቀርቂሩ ዝቕንዝወና ዘሎ ቁስሊ ስለዝሓወየ ኣይኮነን!
ኣቱም ኣመሓደርቲ ምሩኻት፤ ሕድሪ ኩሎም ስውኣትን ኣብ ዕፅዋ ፅምዋ ዝሳቐ ዝፀንት ዘሎ ህዝብኹምን ኣኽብሩ! ምስ ፀላእትና ተደሪብኩም ኣይተሕዝኑና ኣይተቐንዝውና! ካብ ኣህዛብ እዛ ጠላም ሃገር ዝትምነዩዎ እተተስፍውዎ፤ ዘይቀበፅኩምዎ፤ "ፖለቲካዊ ረብሓ" እንተልዩ ገደል ይእቶ!
ቃልስና እንተመረረ እኳ፤ ትግራይ ዓደይ ንኹሉ ፀበባን ፅምዋን ፈንፂሓ ትስዕር ኣላ! ካሳ ሃይለማርያም

ኣብ ዓድዋ በዓል ዓድዋ እንትኽበርየዓድዋ ድል በዓል በዓድዋ ሲከበር።
01/03/2022

ኣብ ዓድዋ በዓል ዓድዋ እንትኽበር
የዓድዋ ድል በዓል በዓድዋ ሲከበር።

የዓድዋ በዓል በመንፈስ እየተከበረ መሆኑን አንድአንድ የአዲስአበባ ነዋሪዎች ገለፁ
28/02/2022

የዓድዋ በዓል በመንፈስ እየተከበረ መሆኑን አንድአንድ የአዲስአበባ ነዋሪዎች ገለፁ

ተጋሩ ንተሓባበርኣብ ዩክሬን ዝተኣሰሩ 6 ተጋሩ ኣለዉሞ ኣብ ፖላንድ ዘለኹም ተጋሩ ምትሕብባርኩም ኣይፈለዮምክሓልፍ እዩ።
28/02/2022

ተጋሩ ንተሓባበር
ኣብ ዩክሬን ዝተኣሰሩ 6 ተጋሩ ኣለዉሞ ኣብ ፖላንድ ዘለኹም ተጋሩ ምትሕብባርኩም ኣይፈለዮም
ክሓልፍ እዩ።

28/02/2022

በወቅታዊ ጉዳዮች ከጌታቸው ረዳ ጋር

ኣሁን የደረሰን ሰበር መረጃኢትዮጵያውያን የዓድዋ በዓልን የት እናከብረዋለን በሚል እንደተለያዩ ታወቀበዳግማዊ ሚሊሊክ አደባባይ እየተከበረ የነበረውን ወደ ዓድዋ ድልድይ መቀየሩ እጅግ የተቆጡ ...
28/02/2022

ኣሁን የደረሰን ሰበር መረጃ

ኢትዮጵያውያን የዓድዋ በዓልን የት እናከብረዋለን በሚል እንደተለያዩ ታወቀ
በዳግማዊ ሚሊሊክ አደባባይ እየተከበረ የነበረውን ወደ ዓድዋ ድልድይ መቀየሩ እጅግ የተቆጡ ሰዎች እንዳሉ መረጃው ያሳያል።

ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤልንበአንድ ቃል ግለጿቸው
28/02/2022

ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤልን
በአንድ ቃል ግለጿቸው

አሁን የደረሰን አዋጅ።
28/02/2022

አሁን የደረሰን አዋጅ።

እቲ ዕፅዋ እንተቀፂሉ ኣብ ቀፃሊ ወርሒ ፍርቂ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ሓደጋ ከምዝወድቅ ተገሊፁ
28/02/2022

እቲ ዕፅዋ እንተቀፂሉ ኣብ ቀፃሊ ወርሒ ፍርቂ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ሓደጋ ከምዝወድቅ ተገሊፁ

ቅድሚ 125 ዓመት The New York Times ናይ ኣፍሪካ ጅግና ጀነራል ኣሉላ ኣባ ነጋ ከምዝሞቱ ብኸምዚ ፀብፂቡ ነይሩ። ከምዛ ዕለት እዚኣጅግንነት ትግራዋይ ካብ ዘመን ናብ ዘመን እናተኾ...
27/02/2022

ቅድሚ 125 ዓመት The New York Times ናይ ኣፍሪካ ጅግና ጀነራል ኣሉላ ኣባ ነጋ ከምዝሞቱ ብኸምዚ ፀብፂቡ ነይሩ።
ከምዛ ዕለት እዚኣ
ጅግንነት ትግራዋይ ካብ ዘመን ናብ ዘመን እናተኾለዐ ናብ ወለዶ ዝመሓላለፍ እዩ።

ሰጋርካብ መሬት ትግራይ።
27/02/2022

ሰጋር
ካብ መሬት ትግራይ።

Well Come To Berakhe Media YouTube Channel Like Share Subscribe For More VIdeos © Copyright:Berakhe MediaAny unauthorized use, copying or distribution is st...

Address


Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Allena Press posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Allena Press:

Shortcuts

  • Address
  • Alerts
  • Contact The Business
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share