Shida Media

Shida Media Shida Media enables to bring the people of the Horn of Africa together

Shida Media is educational, investigative and documentary media platform with the purpose of counteracting false news and narratives by presenting balance and fact-based evidences on current issues and on past and contemporary history of Horn of Africa

06/01/2025
ሓበን ህዝቡ ዝኾነ ቢንያም ግርማይ ብናይ ትማሊ ዘጋተጠሞ ናይ ምውዳቕ ሓደጋ ከይተዳህለ ሕጂውን ዕላማይ እተን ዝተረፋኒ መድረኻት ክውድአን ተዳሌ ኣለኹ ኣብ ኒስ የራኽበና ይብላና ኣሎ። ኣምላኽ...
17/07/2024

ሓበን ህዝቡ ዝኾነ ቢንያም ግርማይ ብናይ ትማሊ ዘጋተጠሞ ናይ ምውዳቕ ሓደጋ ከይተዳህለ ሕጂውን ዕላማይ እተን ዝተረፋኒ መድረኻት ክውድአን ተዳሌ ኣለኹ ኣብ ኒስ የራኽበና ይብላና ኣሎ። ኣምላኽ ድማ ምስኡ ይኹን። ንሕና ድማ ብመንፈስ ምሳኻ ኣሎና ቢኒ ሓወይ!
ህዝቢ ኤርትራ ብኣኻ ልዕሊ ትጽቢቱ ኣኹሪዕኻዮ ኢኻ እሞ፣ እቲ ዝብጻሕ በጺሕካዮ ስለዘለኻ ዓጊብና ኢና! ቀዳምነት ጥዕናኻ እዩ ዘገድሰና ጥዕና ሂቡካ ተዛኒኻ ኒስ ክትበጽሕ ኢና ንምነ።
እብምብኣር ሎሚ መድረኸ 17 ናይ 177.8 ኪ.ሜ ንወሓት ዘለዎ ኮይኑ 3 ተረርቲ ዓቐበት ዝሓዘ እዩ። ኣብዚ ፍሊፕሰን ሓንትን ናይ መጨረሻን ምስ ቢንያም ታሃላሊኹ ነጥቢ እንተዘይኣምጺኡ ኣብቲ ዝተረፈ ዕድል ከምዘይብሉ እዩ ዝንገር ዘሎ። ምኽንያቱ እተን ዝተረፋ ነጥቢ ዘምጽኡለን ኣብ ተረርቲ ዓቐበት ዝለዝርከባ እቲ ዕድል ናብ… Visa mer

ሰብኣዊ: ሃገራዊን ዜግነታዊ ምትሕግጋዝና ይቀጽል 🇪🇷❤️🇪🇷
14/04/2024

ሰብኣዊ: ሃገራዊን ዜግነታዊ ምትሕግጋዝና ይቀጽል 🇪🇷❤️🇪🇷

An analysis of Eritrea's present and future internal and regional economic policy with maebel kiflay. ዛዕባ ሎሚ 05,04,2024Join this channel to...

ደቂ ሓደ ልቢ: ሃዬ ኢደይ ኢድካ ከምትልሙድ‼️ገንዘባዊ ሓገዝ ንምድሓን ህይወት ሓውና ተጋዳላ: ስነ-ጥበበኛ: ደራሲ: ጋዜጠኛን ተመራማሪ ስነ-ህብረተሰብን መኰነን ኪዳኒ(ሻባይ) ተራባረብ/ተረባ...
14/04/2024

ደቂ ሓደ ልቢ: ሃዬ ኢደይ ኢድካ ከምትልሙድ‼️ገንዘባዊ ሓገዝ ንምድሓን ህይወት ሓውና ተጋዳላ: ስነ-ጥበበኛ: ደራሲ: ጋዜጠኛን ተመራማሪ ስነ-ህብረተሰብን መኰነን ኪዳኒ(ሻባይ) ተራባረብ/ተረባረቢ

ድምጺ ኤርትራውያን ዮተቦሪ ብሓልዮት ማሕበረኮም ዝምእከል ኮይኑ ንኹሉ ኤርትራዊ ዘሳትፍን ንኤርትራን ኤርትራውነትን ኣንጸባሪቑ ንኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ዘሎ ተኸታታሊ መደብና ኣብ ግም...

Address


Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Shida Media posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Shida Media:

Shortcuts

  • Address
  • Alerts
  • Contact The Business
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share