Aura / ኦራ / Media

  • Home
  • Aura / ኦራ / Media

Aura / ኦራ / Media Welcome to Aura (ኦራ) Media page! The ultimate infotainment destination

  ኣብ ዕብየት ፊልሚን ሙዝቃን ትግርኛ እናሰረሐት ዝመፀት ትካል እያ ብ ኦራ ካብ ዝተሰርሑ ፊልምታት ብውሑዱ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተቐመጡ እቶም ውሑዳት እዮም።ሐዚ ድማ ሚድያኩም ብዝተፈላለየ መ...
16/04/2024

ኣብ ዕብየት ፊልሚን ሙዝቃን ትግርኛ እናሰረሐት ዝመፀት ትካል እያ ብ ኦራ ካብ ዝተሰርሑ ፊልምታት ብውሑዱ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተቐመጡ እቶም ውሑዳት እዮም።
ሐዚ ድማ ሚድያኩም ብዝተፈላለየ መልክዑ ዓቅሚ ሃሊዪኩም ግን ድማ ዕድል ዘይረከብኩም ግለሰባትን ትካላትን እንተሃሊኩም በራ ክፍቲ ብምግባር ምስ ሙሉእ ናይ ፕሮዳክሽን ዓቅማ ከተተኣናግድ ድልዉነታ ወዲኣ መፂኣ ኣላ ስለዚ ክትሳተፉን ክትሰርሑን እትደልዪ እንተሃሊኩም ብመሰጅ ብምግባር ተሳተፉ ኣብ ዕብየት ቛንቛ ትግርኛ እኛምኩም ክተበርክቱ ትዕድም።

, , , ክትሰርሖም ትደልዮም ነገራት እዮም - ተሳትፎ ዓቅሚታት ድማ ( ደረስቲ ፡ show ክትመርሑ ትክእሉ ግለሰባት ፡ ፕሮዲሰራት . . . ወዘተ )
ብምግባር ድማ ሓበሬታ ናብ ዘይረከቡ ነባፅሕ።

ካብ ፊልሚ "ስለኪ" ዝተወሰደ ምስሊ ✌️ትግርኛ ፊልሚ  #ስለኪ ኣብ ቐረባ እዋን ክትምረቅ እያ
13/04/2024

ካብ ፊልሚ "ስለኪ" ዝተወሰደ ምስሊ ✌️
ትግርኛ ፊልሚ #ስለኪ ኣብ ቐረባ እዋን ክትምረቅ እያ

ብናይዚ ዘመን ዳይሬክተር ተኣልዪ ብደቂ ዘመን ፀሓፍቲ ተፃሒፉ ብደቂ ዘመን ተዋሳእቲ ተከሺኑ ኣብ ናይዚ ዘመን ብሉፅ ናይ ትግርኛ ናይ ኢንተርተይመንት ማእከል ዝኮነ 👉👉👉https://youtub...
08/09/2023

ብናይዚ ዘመን ዳይሬክተር ተኣልዪ ብደቂ ዘመን ፀሓፍቲ ተፃሒፉ ብደቂ ዘመን ተዋሳእቲ ተከሺኑ ኣብ ናይዚ ዘመን ብሉፅ ናይ ትግርኛ ናይ ኢንተርተይመንት ማእከል ዝኮነ 👉👉👉https://youtube.com/.entertainment?si=WfywDdp03s3RnwoK ዝቀርብ ሓዱሽ ተከታታሊ ኮሜዲ ድራማ ሒዝናልኩም ንመፅእ ኣለና እሞ ብኬፋት ብራህዋን ቅሳነትን ተፀበዩና ✌️

https://youtu.be/wnddvycS2Ss
12/07/2023

https://youtu.be/wnddvycS2Ss

subscribe ብምግባር ብቀፃልነት ንለቆም ሓደሽቲ ምስልታት ይከታተሉ ቤተሰብ ይኩኑ #ኦራ #መልሲመልሲ ትግርኛ ድራማ ብሓዱሽ ምዕራፍ ተመሊስና - ድሕሪ ሰሙን ክፋል 13 ተፀበዪና- tigrigna drama - Mel...

https://youtu.be/R0j3o2VCOwo
19/05/2023

https://youtu.be/R0j3o2VCOwo

subscribe ብምግባር ብቀፃልነት ንለቆም ሓደሽቲ ምስልታት ይከታተሉ ቤተሰብ ይኩኑ #ኦራ tigrigna drama - Melsi part 7 - መልሲ 7ይ ክፋል - ትግርኛ ድራማ | Aura ኦራ Entertainment ...

https://youtu.be/0vSJdZFVnC8
12/05/2023

https://youtu.be/0vSJdZFVnC8

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !እንድሪሊ ላላይ - ብመስሓቅን ኣዘናጋዕን ስራሕቲ ዝፍለጥ ኣቦ...

https://youtu.be/6nfeJfm8adM
05/05/2023

https://youtu.be/6nfeJfm8adM

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !ዕላል ምስ ጭላቆ - Desta show - ሙሉእ ምድላው ኣብ ...

https://youtu.be/nbV2baT8y0s
30/04/2023

https://youtu.be/nbV2baT8y0s

subscribe ብምግባር ብቀፃልነት ንለቆም ሓደሽቲ ምስልታት ይከታተሉ ቤተሰብ ይኩኑ #ኦራ tigrigna drama - Melsi part 5 - መልሲ 5ይ ክፋል - ትግርኛ ድራማ | Aura ኦራ Entertainment ...

https://youtu.be/L4k9ptK9PR4
25/04/2023

https://youtu.be/L4k9ptK9PR4

subscribe ብምግባር ብቀፃልነት ንለቆም ሓደሽቲ ምስልታት ይከታተሉ ቤተሰብ ይኩኑ #ኦራ tigrigna drama - Melsi part 1 - መልሲ 1ይ ክፋል - ትግርኛ ድራማ | Aura ኦራ Entertainment #...

https://youtu.be/k6fOmxUt6ws
24/04/2023

https://youtu.be/k6fOmxUt6ws

subscribe ብምግባር ብቀፃልነት ንለቆም ሓደሽቲ ምስልታት ይከታተሉ ቤተሰብ ይኩኑ #ኦራ tigrigna drama - Melsi part 4 - መልሲ 4ይ ክፋል - ትግርኛ ድራማ | Aura ኦራ Entertainment ...

20/04/2023

ዒድ ሙባረክ!

https://youtu.be/6Og_egFuIU4
16/04/2023

https://youtu.be/6Og_egFuIU4

subscribe ብምግባር ብቀፃልነት ንለቆም ሓደሽቲ ምስልታት ይከታተሉ ቤተሰብ ይኩኑ #ኦራ tigrigna drama - Melsi part 3 - መልሲ 3ይ ክፋል - ትግርኛ ድራማ | Aura ኦራ Entertainment ...

16/04/2023

ርሑስ ብዓል ፋሲካ!

15/04/2023

ደርሆ ድንግልና ኣለዋ ዶ ? ካልኦት ናይ ጎደና መስሓቂ ሕቶታትን 🤣🤣🤣 👇👇👇
https://youtu.be/XZlrASXo0J4

https://youtu.be/tSx4RlGXlyA
14/04/2023

https://youtu.be/tSx4RlGXlyA

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!Kibrom birhane (ዓሪ) - men wesidwa- New tigrigna music 2023 | ክብሮም ብርሃነ (ዓሪ) - መን...

https://youtu.be/bEuGhDkGvK0
14/04/2023

https://youtu.be/bEuGhDkGvK0

subscribe ብምግባር ብቀፃልነት ንለቆም ሓደሽቲ ምስልታት ይከታተሉ ቤተሰብ ይኩኑ #ኦራ | Tigray | eritrea | Ethiopia | tegaru | eritrean | ethiopian |...

ኣብ ቀረባ ጊዘ ናባኩም ክተብል እያ👇👇👇
14/04/2023

ኣብ ቀረባ ጊዘ ናባኩም ክተብል እያ
👇👇👇

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!Kibrom birhane (ዓሪ) - new tigrigna music - coming soon | ክብሮም ብርሃነ (ዓሪ) - ሓዳሽ ትግ...

 #ክብሮም ብርሃነ (ዓሪ) ብሓዳሽ ደርፊ ደበክ ኢሉ ኣሎ ኣብ ቀረባ ጊዘ ኣብ   ክትዝርጋሕ እያ     👇👇👇https://youtube.com/
14/04/2023

#ክብሮም ብርሃነ (ዓሪ) ብሓዳሽ ደርፊ ደበክ ኢሉ ኣሎ ኣብ ቀረባ ጊዘ ኣብ ክትዝርጋሕ እያ
👇👇👇
https://youtube.com/

https://youtu.be/3qEeUy9Eeng
09/04/2023

https://youtu.be/3qEeUy9Eeng

subscribe ብምግባር ብቀፃልነት ንለቆም ሓደሽቲ ምስልታት ይከታተሉ ቤተሰብ ይኩኑ #ኦራ tigrigna drama - Melsi part 2 - መልሲ 2ይ ክፋል - ትግርኛ ድራማ | Aura ኦራ Entertainment ...

https://youtu.be/QByYnCWcrdg
08/04/2023

https://youtu.be/QByYnCWcrdg

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !ተዋሳኣይ ጭላቆ - ኩራ ኣይፈልጥን - መስሓቂ ተጓንፎታቱ / ...

ዓዲ መንበረ 6ይ ክፋል ሰዓት 11:00 ክትልቀቅ እያ።  entertainment ክልተ ተከታታሊ ድራማን ሓፀርቲ ፊልምታትን ናብ ኣድመፅታ ኣብ ምልቃቅ ትርከብ ዘላ ናይ   channel ኮይና ኣ...
07/04/2023

ዓዲ መንበረ 6ይ ክፋል ሰዓት 11:00 ክትልቀቅ እያ።
entertainment ክልተ ተከታታሊ ድራማን ሓፀርቲ ፊልምታትን ናብ ኣድመፅታ ኣብ ምልቃቅ ትርከብ ዘላ ናይ channel ኮይና ኣብ ቀረባ እዋን ድማ ሓዱሽ 3ይ ተከታታሊ ድራማ ሒዛትልኩም ክትመፅእ እያ።
ሓደሽቲ መሃርትን መዘናግዒ ምስልታት ንክበፅሕኩምን ኣብዛ ታሕቲ ዘላ ሊንክ ኣቲኩም ግበሩ።

የቀንየልና : ብምግባር ድማ ንዘይፈለጡን ሳብስክራይብ ዘይገበሩን ኣባፁሑልና።
👇👇👇
https://youtube.com/.entertainment

ዓላማና ናይ ትግርኛ ኣርት ናብ ዝለዓለ ብርኪ ሓፍ ምባል እዪ።

https://youtu.be/XZlrASXo0J4
07/04/2023

https://youtu.be/XZlrASXo0J4

መስሓቂ ናይ ጎደና ሕቶታትን መልስን ኣብ ብዓል ፋሲካ Funny street interview | Mekelle | Tigrayክቡራት ተመልከትና እዚ video ኣብ ድሮ ብዓል ፋሲካ 2012 ዝተቀረፀ እዪsubscribe ብምግባር ብቀፃልነት ንለቆም ሓደሽ...

Address


Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Aura / ኦራ / Media posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Videos

Shortcuts

  • Address
  • Alerts
  • Videos
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share