Adam Fuzum - ኣዳም ፍጹም

  • Home
  • Adam Fuzum - ኣዳም ፍጹም

Adam Fuzum - ኣዳም ፍጹም ዕላማይ ብዓይነትን፤ ትሕዝቶን ንህዝቢ ዝበቅዕ ፖሎቲካውን?

27/09/2023

838 signatures are needed, let’s get there by the end of the day?

12/08/2023

💏👉Subscribe, 👍Like Share 👋 ዕላማ ራኢናብናጽነት ዝሓስቡን ዝዛረቡን፡ ፍልልያት ዝጻወሩን ሰባት ጥራይ አዮም ንሕብረተሰብ ዝቕይርን ዝጠቅምን ሓሳባት ዘመንጭዉ። ፍልልያት ዘይጻወር መንግ.....

20/05/2023

16/05/2023
14/02/2022
28/05/2021

ፍሊስጠማያ ገበጣ ክሳብ ዝዉድኡ ይጻወቱ👉Subscribe, 👍Like Share 👋ፖሎቲካ፥ ቁጠባ ፤ ፍልስፍና ንህዝቢ ግዕዝ ኣትሓሳስብኡን፡ ባህሪኡን፡ መጻኢኡን ዝጸልዋ ኣምር እዩ እየን፡ ዕላማ ርስትና ዕ....

12/05/2021

👉Subscribe, 👍Like Share 👋 for more videos ፖሎቲካ፥ ቁጠባ ፤ ፍልስፍና ንህዝቢ ግዕዝ ኣትሓሳስብኡን፡ ባህሪኡን፡ መጻኢኡን ዝጸልዋ ኣምር እዩ እየን፡ ዕላማ ርስትና ዕቃባዊ ሜድያ ድማ ብዓይነትን፤...

21/04/2021

#ኤረትራ #ትግራይ #ኢትዮጵያ #ኣጋዝያዉነት #ኣዳም

28/03/2021

ዉድቅቲ ሃገር ንትወድቅ ዘላ ሃገር ክተልዕላ ኣይትክእልን እያ !

22/02/2021

#ኤርትራ #ኢትዮጵያ #ትግራይ

21/02/2021

#ኤርትራ #ኢትዮጵያ #ትግራይ

20/02/2021

#ጴንጠ #ህግደፍ #ኤረትራ #ኢትዮጵያ #ህዉሓት

07/02/2021

ii

04/02/2021
01/02/2021

#ትግራይ #ኤረትራ #ኣግኣዝያን #ውየነ #ህዉሓት

30/01/2021

#ትግራይ #ኤረትራ #ኣግኣዝያን #ውየነ #ህዉሓት

***መግለጺ***ዝተፈላለያ ጉጅለታትን ዉድባትን ከምኡ ድማ ዉልቀ ተቓልስትን ሓቢርካ ናይ ምቅላስ ዘኽእል ባይታ ንምፍጣር ኣብ ቀጻሊ ዘተን ምስልሳል ዕዮታትን ከምንርከብ ንሕብር። እዚ ሕጂ ዝፍ...
28/08/2019

***መግለጺ***

ዝተፈላለያ ጉጅለታትን ዉድባትን ከምኡ ድማ ዉልቀ ተቓልስትን ሓቢርካ ናይ ምቅላስ ዘኽእል ባይታ ንምፍጣር ኣብ ቀጻሊ ዘተን ምስልሳል ዕዮታትን ከምንርከብ ንሕብር።

እዚ ሕጂ ዝፍጠር ዘሎ ጽላል ወይ ኪዳን ጽቡቕ ናይ ምርድዳእን ምዉህሃድን ባይታ ከፊቱ ንቐጻሊ ናብ ምሉእ ሕብረትን ስሙር ግንባርን ዘሰጋግር መድረኽ ክኸዉን ትጽቢት ይግበር።

ሃገራዊ ግንባር ኣግኣዝያን ንዕላማ ሃገር ትግራይ ትግርኝ ንክዓየሉ ካብ ትማሊ ተማሂሩ ምስ ካልኦት ማሕበራት ኣግኣዝያን ኢሂን ሚሂን ብምብህሃል ክሰርሕን ሓድነት ህዝቢ አግኣዝያን አብ ዕላምኡን...
22/08/2019

ሃገራዊ ግንባር ኣግኣዝያን ንዕላማ ሃገር ትግራይ ትግርኝ ንክዓየሉ ካብ ትማሊ ተማሂሩ ምስ ካልኦት ማሕበራት ኣግኣዝያን ኢሂን ሚሂን ብምብህሃል ክሰርሕን ሓድነት ህዝቢ አግኣዝያን አብ ዕላምኡን ሸቱኡን ከብጽሕ ዝተበገስ ማሕበር እዩ'ሞ ንድሌታት ክልተ ህዝቢ ንፍቅሪ ክልትኡ ህዝቢ አብ ሓደ ክመጽእ ንትደልዩ ምርጫኩም ሃገራዊ ግንባር አግኣዝያን ይኩን ::

ስለምንታይ`ዩ ኢሰያስ ኣል-ኣፈወርቂ ኣብ ልዕሊ ኣስላም ደቂ መታሕት ዘይተኣደነ ክብሪን ፍቕርን ዘለዎ ኣብ ልዕሊ ደቁ ከበሳ ግን ዘይተኣደነ ንዕቀትን ጽልእን ዘለዉ? ኣነ ኣብ ሂወተይ ሙሉእ ኣ...
05/08/2019

ስለምንታይ`ዩ ኢሰያስ ኣል-ኣፈወርቂ ኣብ ልዕሊ ኣስላም ደቂ መታሕት ዘይተኣደነ ክብሪን ፍቕርን ዘለዎ ኣብ ልዕሊ ደቁ ከበሳ ግን ዘይተኣደነ ንዕቀትን ጽልእን ዘለዉ?

ኣነ ኣብ ሂወተይ ሙሉእ ኣል-ኣፈወርቂ ወላ ሓንቲ መዓልቲ ትኹን ክዳን ሓበሻ ጌሩ ወይ ዝኾነ ይኹን ካልእ ነቲ ኩቡርን ሃብታምን መንነት ታሪኽ ሃገረ-ህዝቢ ግእዝ ዘንጸባርቕ ተግባራት ክገብር ርእየን ሰሚዕን ኣይፈልጥን። ብኣንጻሩ`ኳ ኣብ ኩሉ ትዕዝብተይ፡ ተግባራት ኣል-ኣፈወርቂን ጉጅለኡን ንሃገረ-ህዝቢ ግእዝ ዘነኣእስ ዘዳቕቕ ንዕቀታዊን ጎዳኢን ተግባራት ጥራሕ`ዩ።

ኣብዚ ክንግንዘቦ ዘለና፡ ደቂ መታሕት ሙስሊም ይኹን ወላ ክርስትያን ወይ ዉን ከም እንዳን ቀቢላን ምድረ-ኣግእዝያን መጠን ከም ኩሎም ደቂ መሬት ክብርን ሞጎስን ይግቦኦምን ፈረቓን`ዩ።

ዘዛርበኒ ዘሎ እቲ ፈላላይን ዉጹእ ሙስልነትን ባህርያት ኣል-ኣፈወርቂን ሰዓብቱን ጥራሕ`ዩ።

ስለምንታይ ኣብ ገዛእ መሬትና፡ ብሓደ ክልተ ዘይጠቕሙ ነብሰ ጽልኣት ዘሎዎም ሸየጥቲ ሃገር፡ መንነትናን ታሪኽናን ኣዳቒቕካ ኣቶማዝ (atomize) ጌርካ ክጠፍእ ክሕከኽ እንዳ ተገብረ ከሎ ሱቕ ኢልና ንዕዘብ?

መልእኽቲ ኢሰያስ ኣል-ኣፈወርቂ ንጽሩን ብሩሁን`ዩ፡ "ኣነ ንኣመንቲ ምስልምና ደቂ መታሕት ጥራሕ`የ ዘኽብርን ዝሕሉን እምበር ደቂ ከበሳ`ስ ገነ ደምኩም መጽየ ጨፍጪፈ ከጽንተኩም`የ" እዩ ዝብለና ዘሎ።

ነዚ ብጉቡእ ዘይግንዘብ ወዲመሬት እንተሎ እዝጋቢሄር ምሕረት የዉርድ።

*** ኣብ ዓለምና እቲ ዝኸበረን ዝሓመቐን ኣገልግሎት መስመር ኢንተርነት ኣብ ናይ ጉጅለ ህግደፍ ኤርትራ ይርከብ፡ $14,000 ዶላር ንወሒ😱 ***ብመሰረት ካብ ኤሪ-ቴል (Eri-tel) ዝረኸ...
01/08/2019

*** ኣብ ዓለምና እቲ ዝኸበረን ዝሓመቐን ኣገልግሎት መስመር ኢንተርነት ኣብ ናይ ጉጅለ ህግደፍ ኤርትራ ይርከብ፡ $14,000 ዶላር ንወሒ😱 ***

ብመሰረት ካብ ኤሪ-ቴል (Eri-tel) ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ወርሓዊ ክራይ ኣገልግሎት ኢንተርነት ናይ 10 mbps ቅልጣፈ ከባብይ $14,000 ዶላር ወይ ርብዒ ሚልዮን ናቕፋ ንወርሒ ከምዝበጽሕ ይሕብር።

እዚ ንኽትሰምዖ ኣዝዩ ዘደንጽው ኣስደማሚ ዋጋታት ብናይ ምንታይ ዓይነት ምኽንያት ኣመኽኒኻ ከምዝተተምየነ ብጩቡጥ ዝፍለጥ ነገር የለን። ኮነይ ኢልካ ህዝቢ ኣገልግሎት ኢንተርነት ከይረክብ ጥራሕ ዘይኮነስ ብፍጹም ብዛዕባ ኢንተርነት ዝበሃል ነገራት ከይሓስብ`ዉን ዝተገብሪ`ዩ ዝመስል።

ብተዛማዲ ካብ ኢትዮ-ቴል (Ethio-Tel) ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ወርሓዊ ክራይ ኣገልግሎት ኢንተርነት ናይ 10 mbps ቅልጣፈ ከባብይ ድማ $250 ዶላር ወይ 7359 ብር ንወርሒ ከምዝበጽሕ ይሕብር።

እዚ ናይ ኢትዮጵያ ዋጋታት ዉን ብሓቂ ንምዝራብ ምስ ናይ ካልኦት ሃገራት ኣዋዳዲርካ ኤርትራ ሓዲካ ኣዝዩ ኩቡር ዋጋ`ዩ። ናይ ኤርትራ ዋጋታት ኣገልግሎት ኢንተርነት ዉጹእ ላግጺ`ዩ፡ ንህዝቢ ማእከላይ ኢድካ ምሃብ ማየልት`ዩ ካልእ ወልሓደ ቱርጉም የብሉን።

ስለዚ እቶም ኢትዮጵያዉያን ኢና በሃልቲ ተጋሩ ንትግራይ ምስ ኤርትራ ኣወዳዲርኩም ደሓን ኣለና ኣይተበሉ፡ ኤርትራ ብኹሉ ነገራታ ኣዝያ ድሕሪት ዝተረፈት መወዳድርቲ ዘይብላ ዉድቕቲ ሃገር`ያ።

10 mbps ቅልጣፈ ኢንተርነት ኣብ ኢትዮጵያ ኣዝዩ ዓቢ ነገር፡ ኣዝዩ ምዕቡል ነገር ኮይኑ ክስማዓኩም ይከኣል እዩ ኣብ መብዛሕትኢን ካልኦት ሃገራት ግን 10 mbps ኢንተርነት እቲ ዝነኣሰን ዝሓሰረን ኣገልግሎት ኢንተርነት`ዮ።

ብፍላይ ኣብተን ምዕቡላት ሃገራት 10 mbps ቀደም ካብ ገልግሎት ወጻኢ ኮይኑ`ዩ ምኽንያቱ እቲ ዝተሓተን ዝሓሰረን ቅልጣፈ ኢንተርነት ዝበሃል ካብ 20 mbps ወይ 30 mbps ስለ ዝጅምር። ዋጋታትዉን ወርሓዊ ክራይ ኢንተርነት ካብ $30 ዶላር ክሓልፍ ኣይኮነን።

$14,000 ዶላር ኣብ ሃገርና ዋጋ ግዛ`ዩ ን10 mbps ኢንተርነት ክረክብ ኢሉ ወርሓዊ ዋጋ ገዛ ዝኸፍል ጽሉል ሰብ የለን፡ ወላ እተን ናይ ወጻኢ ማሕበራት ኢላካ ኤምባሲታት ነናታተን ናይ ሳታላይት ኣገልግሎት ኢንተርነት ኣለወን ስለዚ ንሳተን`ዉን ጽሉላት ኣይኮነን።

ኣብ ዓዲ ዕዉራት ብዓል ሓደ ዓይኑ ይነግስ ኢልካ ምዕጻዉ ይሓይሽ።

http://www.eritel.com.er/contents.php?id=1020
https://www.ethiotelecom.et/adsl/

ዕላማና ንጹርን ብሩሁን`ዩ፡ እተን ዘይንቀላ ሹዱሽተ መሰረታዉያን መትከላት ኣእዕኑድ ስነ-ሓሳብ ኣግኣዝያን እዘን ዝስዕባ እየን። ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግዜ ሓደ ብ ሓደ ክንዝርዝረን ኢና።* ህዝባዉ...
16/12/2018

ዕላማና ንጹርን ብሩሁን`ዩ፡ እተን ዘይንቀላ ሹዱሽተ መሰረታዉያን መትከላት ኣእዕኑድ ስነ-ሓሳብ ኣግኣዝያን እዘን ዝስዕባ እየን። ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግዜ ሓደ ብ ሓደ ክንዝርዝረን ኢና።

* ህዝባዉነት (ረፑብሊክነት)
* ምጡን ርእሰ-ማልነት (regulated capitalism)
* ጽገናውነት (ሃገራዊ ትንሳኤ)
* ሃገራዉነት
* ዓለማዊነት
* ሃገራዊ ሓድነት

ስለምንታይ`ዩ ብጀካ ኣግኣዝያን ረፑብሊክ ካልእ ብሩህ መጻኢ ወይ ኣማራጺ ዝበሃል ዘየለ******************************************************************...
15/12/2018

ስለምንታይ`ዩ ብጀካ ኣግኣዝያን ረፑብሊክ ካልእ ብሩህ መጻኢ ወይ ኣማራጺ ዝበሃል ዘየለ
**************************************************************************
እቲ መልሲ ብሓጺሩ ብጀካ ረፑብሊክነት ካልእ ዘዋጽእ ኣማራጺ የለን እንትርፎ ፍጹም ምልኪ (dictatorship) ሰርወ-ንግስነት (absolute monarchy) ሓዲካ።

ረፑብሊክነት ወይ ህዝባዉነት ማለት መሰረታዊ ሕጊ (principle) ኮይኑ ልእላዉነት ናይ ሓደ ህዝቢ ዘረጋግጽ መትከል`ዩ። ብኻልእ ኣዘራርባ ካብ ህዝቢ፡ ንህዝቢ፡ ብህዝቢ ተባሂሉ ይፍላጥ።

ኣብ ታሪኽ ምድረ-ኣግኣዝያን ረፑብሊክነት ብመሰረቱ ሓድሽ ተርእዮ ኣይኮነን፡ ደቀባት-ኣግኣዝያን ምምሕዳራዊ ብላጫ (civic virtue) ረፑብሊክነት ይፈልጡ ስለዝነበሩ`ሞ ካብ 12 ክፍለ ዘመን ኣትሒዙ ስጋብ 20 ክፍለ ዘመን ንከባብይ 800 ዓመታት ዝኣክል ብቅዋማዊ ስርዓተ ሕጊ እንዳባ ተሞርኪሶም ባይቶ ኣቚሞም፡ ሽማግለታቶም መሪጾም ካብ ፉጹም ምልኪ ሰርወ-ንግስነት (absolute monarchy) ሓራ ወጽዮም ብመሰረታዊ ሕጊ ረፑብሊክነት ተመሓዲሮም ልእላዉነቶምን ሓርነቶም የስተማቕሩ ኔሮም።

ሕጂ`ዉን ካብ ቅዋማዊ ረፑብሊክነት ዝበልጽ ዝኾነ ዓይነት ስርዓት የለን፡ ኣብዚ ዘለናዮ ዘመን ኣብ ዓለምና እተን ዝረገኣን ዝማዕበላን ዝበልጸጋን ዝበሃላ ሃገራት በቲ መሰረታዊ ሕጊ ረፑብሊክነት እየን ዝመሓደራ። ንሕና ንሳቶም ከምኡ ጌሮሞ ኢልና ዘይኮነ ከምኡ ንገብር ብመሰረቱ ንሕና ሃንደስትን ፈጠርትን መሰረታዊ ሕጊ ረፑብሊክነት ብሙዃና መጠን ከምኡዉን ኖዓና ከም ዝጠቅም ስለተገንነብና ኢና ከምኡ ንገብር።

ጀነራል አሳምነው ጽጌን ጀነራል ከማል ገልቹን ንምንታይ ተሸይሞም?ብገበን ዕልዋ መንግስቲ ተከሲሱ ሞት ተፈሪዱዎ ፡ ሸሞንተ ዓመታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዘሕለፈ ብርጋዴር ጀነራል ኣሳምነው ጽጌ፡ ...
18/10/2018

ጀነራል አሳምነው ጽጌን ጀነራል ከማል ገልቹን ንምንታይ ተሸይሞም?

ብገበን ዕልዋ መንግስቲ ተከሲሱ ሞት ተፈሪዱዎ ፡ ሸሞንተ ዓመታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዘሕለፈ ብርጋዴር ጀነራል ኣሳምነው ጽጌ፡ ሓላፊ ቢሮ ጸጥታ ክልል ኣምሓራ ኮይኑ ተሸይሙ።

ብተመሳሳሊ ቅድሚ ዓሰርተ ዓመታት 150 ወተሃደራት ኢትዮጵያ መሪሖም ናብ ኤርትራ ዝኾብለሉን ናብ ኦነግ ዝተፀምበሩን ብርጋዴር ጀነራል ከማል ገልቹ፡ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ጸጥታ ክልል ኦሮምያ ኮይኖም።

እቲ ጉቡእ ኣገልገልቲ ህዝቢ (Civil servants or public servant) ማለት “ሰራሕተኛታት መንግስቲ” ብፍላይ ድማ ሃገራዊ ሰራዊትን ሃገራዊ ጸጥታን ካብ ጸቢብ ዉዱባዊ ፖለቲካ ነጻ ብዝኾኑ ሰባት ክምርሑ`ዩ ዝግባእ። ምኽንያቱ ሃገራዊ ሰራዊት ናይ ሓደ ፓርትይ ወይ ናይ ሓደ ኣጀንዳ ኣይኮነን፡ ሃገራዊ ሰራዊት ትእዛዝ ወከልቲ ህዝቢ (ባይቶ) ምፍጻም እንተዘይኮይኑ ኣብ ሃገራዊ ፖለቲካ ጣልቓ ኣትዩ ናቱ ኣጀንዳ ከካይድ ቦትኡ ኣይኮነን።

ስራሕቲ መንግስትን ገዛኢ ወድብን ክፈላለ ኣለዎ 'ምበር፡ ተሾምቲ ሓይልታት ጽጥታን ሰራዊትን፡ ኣገልገልቲ ውድቦምን ሕቡእን ቅልዑን ኣጀንዳታትም ከምዝኾኑ ዘይተርፍ`ዩ።

ሓቂ ከም ኣንበሳ እዩ፡ክትከላኸለሉ ኣየድልየካን`ዩ፡ፍትሓዮ ጥራሕ፡ባዕሉ ነብሱ ክከላኸልዩ።
18/10/2018

ሓቂ ከም ኣንበሳ እዩ፡
ክትከላኸለሉ ኣየድልየካን`ዩ፡
ፍትሓዮ ጥራሕ፡
ባዕሉ ነብሱ ክከላኸልዩ።

ፍልልይ ገጻት ኢሰያስ ካብ ኤርትራ ተበጊሱ ናብ ኢትዮጵያን ኣብ ዝገሸሉናይ ገጽ ምንባብ ዲግሪ ኣይድልየካን`ዩ ኣብ ልቡ እንታይ ከምዘሎ ብቐሊሉ ካብ ገጹ ተንብቦ
14/10/2018

ፍልልይ ገጻት ኢሰያስ ካብ ኤርትራ ተበጊሱ ናብ ኢትዮጵያን ኣብ ዝገሸሉ

ናይ ገጽ ምንባብ ዲግሪ ኣይድልየካን`ዩ ኣብ ልቡ እንታይ ከምዘሎ ብቐሊሉ ካብ ገጹ ተንብቦ

ሃይለማርያም ንኣቢይ ወዲሱ ወዳዲሱ ስጋብ "ኣቢይ ንዓና ከድሕን ካብ እዝጋቢሄር ዝተላእኸ መልኣኽ እዩ" ብምባል ኣምልኾቱ ድሕሪ ምግላጽ ኡሙን ኣገልጋሊ መሓዛ ኣቢይ ክኸዉን በቒዑ።መልእኽቲ ናይ...
14/10/2018

ሃይለማርያም ንኣቢይ ወዲሱ ወዳዲሱ ስጋብ "ኣቢይ ንዓና ከድሕን ካብ እዝጋቢሄር ዝተላእኸ መልኣኽ እዩ" ብምባል ኣምልኾቱ ድሕሪ ምግላጽ ኡሙን ኣገልጋሊ መሓዛ ኣቢይ ክኸዉን በቒዑ።

መልእኽቲ ናይዛ ኢድ ምትሕሓዝ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ዝዉድስ ከም መልኣኽ ዘምልኽን ብ ኣቢይ ዝለዓለ ቦታን ክብርን ከምዘለዎ ትገልጽ`ያ።

ኣይይይ! ማራ ኣሰልቹኹምና ሕጂስ ካልእ ሓድሽ ነገር እንተለኩም ኣርእዩና እምበር ብዙሕ ድራማን ኮሸምሸምን ከምትፈትዉ ደኣ ቀደም ደርሆ ጻሕቲራ ዝፈለጦቶ። ይኣኽለኩም እዚ ናይ ኣቖልዑት ፕሮፖጋ...
14/10/2018

ኣይይይ! ማራ ኣሰልቹኹምና ሕጂስ ካልእ ሓድሽ ነገር እንተለኩም ኣርእዩና እምበር ብዙሕ ድራማን ኮሸምሸምን ከምትፈትዉ ደኣ ቀደም ደርሆ ጻሕቲራ ዝፈለጦቶ።

ይኣኽለኩም እዚ ናይ ኣቖልዑት ፕሮፖጋንዳ ሃልኪ! ገየጽ መየጽን መተዓሻሸዊ ስብከተ-ዘረባን ንወልሓደ ሃገራዊ ትግሪኛ-ትግራዋይ የተዓሻሹው የለን።

እንታይ ከምትደልዩ መዓስን ብኸመይን ከምትደልዩዎ ንኹሉ እቲ እኩይ ሕልሚታትኩምን መደባትኩምን ጽቡቕ ጌርና ስለ ንፈልጦ ዓሰርተ ሱጉሚት ንቕድሚት ሓሊፍና መቓብርኩም ፊሒርና ንጽበየኩም ኣለና።

"ኣቢይ ንዓና ከድሕን ካብ እዝጋቢሄር ዝተላእኸ መልኣኽ እዩ" ይብል ኣሎ ሃይለማርያም መንግስቱ።እቲ ዝገርም ንኽንደይ ክኢላታትን ሊቃውንቲን ጓስዮም ነዚ ዕነ ናብ ድርኩኺት ዘይግብኦም ስልጣንን...
13/10/2018

"ኣቢይ ንዓና ከድሕን ካብ እዝጋቢሄር ዝተላእኸ መልኣኽ እዩ" ይብል ኣሎ ሃይለማርያም መንግስቱ።

እቲ ዝገርም ንኽንደይ ክኢላታትን ሊቃውንቲን ጓስዮም ነዚ ዕነ ናብ ድርኩኺት ዘይግብኦም ስልጣንን ቦታን ዘምጽኡ ባዕላቶም መራሕቲ ህወሓት እዮም።

ሎሚ ነቶም ናብ ስልጣንን ተዛማዲ ሃብትን ዘምጽእዎ ኪሒዱ ነቶም ካብ ስልጣን ዝገለፍዎ ከምልኽ ይዉዕል ኣሎ፡ ሑሉፍ ሓሊፉዉ ካልኦት ኣባላት ደርጊ ነበር ደፊሮም ክገብሮ ዘይከኣሎ ንሱ ጌርዎ፡ መስቲ ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ-ትግሪኛን ህወሓትን ዝኾነ መንግስቱ ሃይለማርያም ተራኺቡ ኮራሩምቱ ስጋብ ዝረአ ተገይጹ ስእላዊ መልእኽቲ ሰዲዱ።

ደቀባት ኣጽኒትካስ "ኤርትራ ናይ ኤርትራዉያን"መንዩ`ኤርትራዊ? ኣብዛ ፎቶ ትሪኢዎ ዘለኹም ብወኻሩን ጎይታቶምን ተኸቢቡ ዘሎ ኣንበሳ ጅግና ወዲ`ቶም ጀጋኑ ራእሲ ባህታ ሓጎስ ኣባጥመር `ዩ፡ ወ...
13/10/2018

ደቀባት ኣጽኒትካስ "ኤርትራ ናይ ኤርትራዉያን"

መንዩ`ኤርትራዊ?

ኣብዛ ፎቶ ትሪኢዎ ዘለኹም ብወኻሩን ጎይታቶምን ተኸቢቡ ዘሎ ኣንበሳ ጅግና ወዲ`ቶም ጀጋኑ ራእሲ ባህታ ሓጎስ ኣባጥመር `ዩ፡ ወዲ ራእሲ ወልደሚካኤል`ዩ፡ ወዲ ራእሲ ኣሉላ ኣባ ነጋ`ዩ፡ ወዲ ሃጸይ ይውሃንስ`ዩ፡ ሓዊ ጅግና ዘርኣይ ደረስ`ዩ።

ጣልያናዉያን ነቲ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝፈጠርዎ ዓሚቕ ቁስሊ ወልሓደ ኣፍልጦ ጣዕሳ ይኹን ወላ ቅሬታን ተሓታትነትን ዝበሃል የብሎምን። እቲ ሕቶ ዘሎ ስለምንታይ ጣልያናዉያን ኣብ ግዜ መግዛእቲ ኣ...
12/10/2018

ጣልያናዉያን ነቲ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝፈጠርዎ ዓሚቕ ቁስሊ ወልሓደ ኣፍልጦ ጣዕሳ ይኹን ወላ ቅሬታን ተሓታትነትን ዝበሃል የብሎምን። እቲ ሕቶ ዘሎ ስለምንታይ ጣልያናዉያን ኣብ ግዜ መግዛእቲ ኣብ ልዕሊ ምድረ ባሕሪ ነጋሲ ዘውረድዎ ዕንወት ወልሓደ ኣፍልጦ ዝበሃል ዘይህብዎ?

እቲ መልሲ ምድረ-ባሕሪ ነጋሲ (ምድረ-ኣግኣዝያን) ወይ በቲ ናይ መግዛእቲ ኣጸዋውዓ “ኤርትራ” ስጋብ ሎሚ ኣብ ትሕቲ ዘይቀጥታዊ መግዛእቲ (Proxy Rule) ጣልያን`ያ ትርከብ ስለ ዘላ`ዩ። ብድሕሪ ማጋረጃ ማለት ብድሕሪ ስርዓት ኢሰያስ ብተዘዋዋሪ መገዲ ትገዝእ ዘላ ጣልያን ከምኡ ድማ ሮማን ካቶሊክ ቫቲካን (Roman Catholic Vatican) እየን፡ ነዚ ንምፍላጥ ብዙሕ ዘጸግም ኣይኮነን ምኽንያቱ ዉጺኢቱ ባዕሉ ኣፍ ኣውጺኡ ዝዛረብ፡ ንሕና ባዕልና እቶም ግዳያት ብዓይንና ንሪኦ ዘለና ኣብ ባይታ ዘሎ ኩዉንታዊ ሓቂ ስለ ዝኾነ።

ኣብ ኤርትራ ደቀባት ኣግኣዝያን ብደቂ ሮማን ቫቲካን ታባሪሮም መሬቶምን ዓዶምን ተዘሚቶም ባህሎምን መንነቶምን ብደቂ ሮማን ቫቲካን ይሕከኽ ኣሎ፡ ስርዓት ኢሰያስ ድማ በዘይ ደገፍ ናይ ሮማ ሓንቲ ወርሒ`ኳ ክጸንሕ ኣይክእልን`ዮ።

ህዝቢ ኣግኣዝያን ኣብተን ናይ 50 ዓመታት ቀጥታዊ መግዛእቲ ጣልያን ልዕሊ ማንም ህዝብታት ዝኸፍአ ኣትሓሕዛን ጭኮናን ርእዮም እዮም። ኢጣልያውያን ንህዝብና ንምግባርን ህዝብና ምጽናትን ነቲ ግሉጽ እኩይ መደባቶም ንዝኮነ ተቓውሞ ጨፍሊቖም እዮም።

ኢጣልያውያን ክሳብ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኣግኣዝያን ዝፈጸምዎ ግፍዕታት ብዝዋሓደ ልክዕ ከምቲ ናይ ሊብያ ጽኑዕ ሞራላዊ ኣፍልጦ እንተዘይሃብዎ ኣብ መንጎ ሪፑብሊክ ኣግኣዝያንን ኢጣልያን ሓቀኛ ናይ ምትሕግጋዝን ሰላምን ስምምዕ ክህሉ ኣይክእልን እዩ።

By Aregawi Mebrahtu Hagosህወሓት ፀረ ረብሓን ክብርን ህዝቢ ትግራይ እያ እንብል ሱቕ ኢልና ካብ መሬት ተበጊስና ኣይኾነን!!!ብዙሓት ነጥብታት ምልዓል ይከኣል እዩ። ዝተወሰኑ ክ...
06/10/2018

By Aregawi Mebrahtu Hagos

ህወሓት ፀረ ረብሓን ክብርን ህዝቢ ትግራይ እያ እንብል ሱቕ ኢልና ካብ መሬት ተበጊስና ኣይኾነን!!!

ብዙሓት ነጥብታት ምልዓል ይከኣል እዩ። ዝተወሰኑ ክጠቕስ እሞ ውፍያትን ትኽክለኛ ተጋሩን ድማ ክትውስኹሉ ይዕድመኩም።

1) ጉዳይ መሬት ትግራይ:- መሬትና መሬት ትግራይን ተጋሩን ብሓፈሻ ካብ ኣለውሃ ምላሽ ሊማሊሞ ክሳብ ናይ ሕጂ ዓፋር ብምባል ዝሸንሸነቶ መሬት ዳሉልን ቐይሕ ባሕርን እዩ። ካብዙይ ወፃኢ ንህዝቢ ትግራይ ትግሪኚ ኣብ ክልተ ብምብታኽ ብኻልኦት ንኽወሓጥን መንነት ተጋሩ ንኽጠፍእን ዝተፍሓሰ ገመድ ተንኮልን ሽርሕን ትግራዋይነት ጥራሕ እዩ።

2) ትግርኛ ቓንቓ ዝምልከት:- እዚ ኣብ ህወሓት ዝርከብ ሓይሊ ምስ ህግደፍ ብሓባር ንዛ ዓባይ ኢትዮጵያን ምድረ ባሕርን ብሓባር ንኣስታት 27 ዓመታት ገዛእቲ ኾይኖም ፀኒሖም እዮም። ነገር ግን ኣብ ዕብየትን ምስፍሕፋሕን ቓንቓ ተጋሩ ዋላሓንቲ ኣይሰርሑን። እካ ድኣስ ህወሓት ትግርኛ ናይ ፊደራል ቓንቓ ምግባር ገዲፋ ንኣምሓርኛ ሰሪሓ ህግደፍ ድማ ንትግርኛ ዘይኮነስ ንዓርብኛ መዓኮሮም ወቲፎም ሰሪሖም።

3) ክብርን ሓድግታትን ተጋሩ:- ከምዝፍለጥ ክሳብ ዝቐረባ እዋን ትግራይ ትግሪኚ እቲ ሓያልን ዘይድፈርን በዓል ሙሉእ ስልጣኔን ምዕባለን ህዝቢ ምኻኑ ፍሉጥ እዩ።በዙይ መሰረት ድማ ብቱሪዝምን ንግድን ብዙሕ ናይ ቑጠባ ምዕባይ ስራሕቲ ምተሰርሐ ነይሩ። እዞም ኣብ ህወሓትን ህግደፍን ዘለዉ ሰባት ግን ንምንታይ ፀረ እዚ መሰረት ምዕባለን ስልጣኔን ዓለም ዝኾነ ህዝቢ ከምዝሰርሑ መልሲ ንዓኹም ክገድፎ።

4) ባንዴራን መንነትን ዝምልከት ብዝርዝር ትሕት ኢለ ክምለሶ እየ።

5) ምስፋን ዴሞክራስን ፍትሕን ዝምልከት ኣብ ትግራይ ኮነ ምድረ ባሕሪ ዘይሕሰብ እዩ። ማርክስ ሌኒንስት:- መስመር:- ካድረ:- ወያናይ ዴሞክራሲ ዝበሃሉ ነገራት ኩሎም ፀረ ባህልን ሕድርን ትግራይ እዮም። ኣብ ማርክስ ሌኒንስት ድማ ዴሞክራሲ ዝበሃል በፍፁም የለን። ነዙይ እውን እዩ ክልቲኦም ሓይልታት ናይ ዝሓለፈ ታሪኽን ክብርን ህዝብና ዘይንታዮምን ክድምሰስ ላሕ ዝብሉን።

6) ነፃ ናይ ህዝቢ ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላትን ነፃ መድያን ኣብ ክልቲኤን ቦታታት ዘይሕለም እዩ። ህወሓት ናብ ስልጣን ብሓይሊ ካብ ዝድይብ ንደሓር ኣብ ትግራይና ዋላ ሓንቲ ነፃ መፅሄት:- ጋዜጣ ወይእውን ማዕኸን ሓበሬታ ኾነት ነፃ ናይ ህዝቢ ትበሃል ትካል የላን። ትእምት እውን እንተኾነ ናይ ስብሓትን ቤተሰቡን ምኻኑ ተሓቢሩ እዩ። ኣብ ምድረ ባሕሪ እውን ተመሳሳሊ እዩ።

7) ጉዳይ ስደት (Massive Forced Migration) :- ሕጂ እውን ብሚልዮናት ዝቑፀሩ ተጋሩ ፋሕጭንግራሕ ዝበሉ በዞም መንነቶም ዘይፍለጡ ሓይልታት እምበር ብኻልእ ምኽንያት ኣይኾነን። ወዘተ....ይቕፅል!!!!!!!!!

ከምዝፍለጥ ህወሓት ገና ካብ በረኻ ጀሚራ ዝተፈለየ ስነ ሓሳብን ፖለቲካዊ ኣረኣእያን ዘለዎም ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ተጋሩ ዝረሽነትን ካብ ገፅ ምድሪ ንኽጠፍኡ ዝገበረትን ናይ ዝተወሰነ ጉጅለን ቤተሰብ ረብሓ ንምሕላው ዝተመስረተት ውድብ እያ። ካብቶም ዝነበሩ ቐንዲ ምኽንያት መቕተልትን መግረፍትን ሓደ ጉዳይ ኤርትራ ከምዝነበረ ፍሉጥ እዩ። እዙ ድራማን ፎርሙላን እዙይ ሕጅ እውን ብኹሎም ኩርናዓት ተጠናኺሩ ዝቕፅል ዘሎ ጉዳይ እዩ።

ብምቕፃል ስልጣን ካብ ትሕዝ ንድሓር እውን ካልኦት ክልላት ኢትዮጵያ ክሳብ ዝለምዑን ዝዓብዩን ትግራይ ትንባዕ ዝብል ዓብይ ፖሊሲ ብምሕንፃፅ ንኣስታት 27 ዓመታት ህዝብና ሰንሰን ክብል ገይራቶ እያ። ብፍላይ ድማ ኣይ ሰላም ኣይ ኩናት ፖሊሲ ብምቕራፅ ንኣስታት 20 ዓመታት ህዝብና ብጎሮሮኡ ብምሓዝ ልክዕ ከም ህዝቢ ኤርትራ ንኽፀንትን ኣብ ኣርዑት ድኽነት ንኽነብርን ዓብይ ግደ ተፃዊታ እያ።

ሕጂ ድማ ተዓዘቡታ እቲ ሽርሙጥና ፖለቲካኣ ንኣምሓራ ውድብ ሙሉእ ብሙሉእ ድምፂ ሂባ ኣላ ኣብ ሃዋሳ ዝተኻየደ ጉባኤ ኢህወዴግ። እቲ ዘሕዝን ድማ ምስ ልዕሊ 17 ትሕቲ ዕድማ ሰገናት ደቂ ኣንትዮ ሓትና ዝዓመፀ፣ ሰብ ሓዳር ደቂ ኣነስትዮ ዝዓመፀ፣ ኣማኢት ተጋሩ መንኣሰይ ደመሞም ዘፍሰሰ፣ ህዝቢ ትግራይ ንምፅልእላእን፣ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዓሌታዊ ጥቕዓት ክፍፀምን ካብ ገፅ ምድሪ ክጠፍእን መርዚ ዝነፅግ ዝነበረ ዕሉል ጋኔን ከበደ ካሳ፣ ምስ ካልኦት ብፅልኣት ህዝቢ ትግራይ ዝኣወሩ ደርጋዊያንን (ኢሰፓ ኣኮን) ኢህኣፓን ወዘተ ክመክር ዝውዕልን፣ ትግራይ ክወርር፣ ወታደራት ደርጊ ነበር ዝምልምል ዘሎ ወደል ዝመረፁ ኣባላት ህወሓት ምንም ዓይነት ናይ ትግራዋይነት መንፈስ ዘይብላ ምኻና ፍንትው ኣቢሉ ህዝብና ክርዳእ ገይራ ኣላ።

ነዙይ እውን እዩ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ እዞም ሰባት ተጋሩ ምኻኖም ይፃረየልና ዝብል ዘሎ። ንሕና ንሓምም ንሶም ድማ ቆርበት ሓርገፅ እንዳ ህወሓት ቑረብ ስኽፍታ ዘይስመዐም 15 ነጥቢ ካብ 180 ድምፂ ረኺቦምስያ ፅቡቕ ኣለና ንቕድሚት ንቐፅል ይብሉ ኣለው። ዋይ ምፀተ-ዓለም ይምሓረና መሕፈርቲ!!! እቲ ዝገርም ድማ ብዓመፅን ብሓይልን ስልጣን ብምሓዝ ዝሓምዪዎን ዝተፈላለዩ ካድረታት ብምውፋር ከፅላእልእዎን ዝኸረሙ ይሄው መራሒ ህወሓት ከምዙይ ይብል :-

ዶ/ር #ደብረጽዮን ገ/ሚካኤል በኡህአዴግ ጉባኤ ላይ ከተናገሩት የተወሰደ ነው።

ፎቲኽን ዶ ንጉስ ትምርቓ ዶ በሉ!! ህወሓት ካብ እንግድዓ ህዝቢ ትግራይ ትውረድ እንብል ዘለና ክብርን ረብሓን ትግራይ ንኻልኦት ሓሻኽራን ናይ ስልጥልን መባልዕታን እትሸይጥ ፀረ ትግራይን ትግራዋይነትን ስለትሰርሕ እምበር ናይ ምቅዋም ወልፊ ስለዝሓደረና ወይእውን ረብሓ ስለንረክብ ኣይኮነን።

ሕድርን ክብርን ታሪኽን መንነትን ትግራይ ይተዓቀብ ይዓምብብ!!!ቅልውላው መንነት ዘለዎ ሓይሊ ካብ ትግራይና ይወገድ እንብል ዘለና ህወሓት ታሪኽን ክብርን ህዝብና ንኽጠፍእ ትሰርሕ ስለዘላ እምበር ንስልጣን ፅምኢ ስለዘለና ኣይኮነን።

ነዙይ እውን እዩ ንህዝቢ ትግራይ ዝውክል ባንዴራ አየናይ እዩ ብዝብል ሕቶ ላዕለዋይ መሪሕነት ትካል ዓለም ለኸ ጥምረት ተጋሩ ንኣዎንታዊ ተግባር ክትዕ ኣካይዱ ውሳኔኡ ኣብዙ ሰመን እዙይ ዕላዊ ገይሩ ንኹሎም ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡሽኣባላቱን ዝምልከቶን ዘፍለጠ።

ንህዝቢ ትግራይ ዝጠቅም ነገር ንምስራሕ ፍትሒ ነፃነት ዲሞክራሲ የድልይ ዝበለ እቲ መሪሕነት ዓፋኒ አምባገነን፤ ዓሌታዊት፤ ሙስኛ፤ ወዘተ..ስርዓት አብ ትግራይ እንዳሃለወ ከመይ ገይርካ እዩ እንጀራ ዝብላዕ:-ፅሩይ ማይ ዝስተ:- ግልጋሎት ሕክምናን ፍትሕም ዝርከብ:- ድኽነትን ድሕረትን ካብ ትግራይና ዝጠፍእ ብዝብል እውን ዓብይን ድሙቕን ዘተ ኣካይዱ እዩ።

ስርዓትን ባህልን:- ታሪኽን ክብርን ህዝቢ ትግራይ ዘየኽብር :-ህግን ፍትሕን ዘይብሉ ርካሽን ዝበስበሰን ናይ ባዕዲ Ideology ሒዙ ዝመፀ ማሌሊታዊ ኮሚኒስት ዓፋኒ ስርዓት እንዳሀለወ ከመይ ገይሩ ሰብ ብነፃነት ንሀገር ንህዝቢ ክስርሕ ዝክእል ብዝብል እውን ዝተፈላለዩ ገስገስትን ሃነፅትን ሃሳባት ቐሪቦም እዮም።

እቲ ብጣዕሚ ዘሕዝን ነገር ድማ ኮሚኒዝም ስርዓት ልዕሊ 40 ሚልዬን ህዝቢ ዝውሐጠ ስርዓት ናይ ድሕረትን ቕትለትን ስርዓት ምኻኑ ህዝብና ንኸይፈልጥ ህወሓት ናይ መድያ ዓፈና ምግባር ከም መሳርሒ ምጥቃማ እዬ።ስለዝኮነ ድማ ህውሐት ማሌሊታዊ ናይ ኮሚኒስት ስርዓት እያ ትክተል ዘላ እሞ ድኣ ካብ ምአስ እዩ ህዝቢ ትግራይ ኮሚኑስት ዝኮነ? ከመይ ገይሩ? በየናይ መዔቀኒ? ዝብሉ ሕቶታት ንዓኹም ክንገድፎ።

ብሓፂሩ ግን ህውሐት ትጥቀመሉ ዘላ ባንዴራ ንህዝቢ ትግራይ አይውክሎን። ንፓርቲ ህውሐት ግን ይውክሎ እዩ።ምክንያቱ ማሌሊታውያን ስለዝኮኑ።ንህዝቢ ትግራይ ዝውክሎ ባንዴራ ግና ናይ ሃፀይ ዬውሀንስ 4ይ ባንዴራ እዩ ኢልና ንኣምን ብወገንና።ስለዙይ እዚ ትኽክለኛ ባንዴራ አብ ትግራይና አብ ኩሉ መዳያት ክስቀል አለዎ።እስከ ህዝቢ ትግራይን ተጋሩን ምርጫኩም አቀምጡ።

ናይ ህዝቢ ትግራይ ባንዴራ አየናይ እዩ??.

ሀ/ናይ አፄ ዬውሀንስ ባንዴራ

ለ/ናይ ህውሐት ባንዴራ

ንኩሉ ትግራዋይ ሼር ግበርዎ!!!!.

ንዓና ግን ደጊምና ሕጅ እውን እቲ ሓቒ ዘየሻሚ ግልፅን ግልፅን እዩ ባንዴራ ትግራይና ናይ ንጉሰ ነገስት ዘ ኢትዮጵያ (ምድረ ባሕርን ናይ ሕጂ ኢትዮጵያን) ሃፀይ ዮሃንስ 4ይ እዬ!!!

ስለምንታይ ድአ ናይ ህውሐት ባንዴራ ጥራሕ አብ ኩሉ ትግራይ ዝስቀል????ንምንታይ ናይ አፄ ዬውሀንስ ባንዴራ ልዕል ኢሉ ዘይስቀል አብ ትግራይ አብ ኩሉ ተቃማት? ?? ንዝብሉ ሕቶታት ድማ ስርዓት ማሌሊት ቤተሰብ ህወሓት ንናይ ሸፋቱን ፀረ ትግራዋይነትን እምበር ናይ ህዝቢ ትግራይ ክብርን ስርዓትን ስለዘየኽብር ጥራሕ እዩ።

ስለዙይ ህወሓት ነዙይ እንድሕር ዘይተኽብር ኾይና ብሓቒ ፀረ ሕድርን ክብርን ህዝቢ ትግራይን ተጋሩን እያ ማለት እዩ።

ባንዴራ ማሌሊት ካብ ቤተመንግስቲ ሃፀይ የውሃንስ ክንቀል ኣለዎ። ምኽንያቱ ሃፀይ የውሃንስ ኮሚኒስት ዘይኮነስ ናይ ንግስነትን ስልጣንን መበቆልና መንነትና መግለፂ እዩ። ንሕና ተጋሩ ናይ ኣኽሱም ንግስነትን መቐፀልታን ሰብ ዋናን እምበር ናይ ሌኒን ኮነ ማርክስ ዝምልከተና ኣይኮነን።

ስለዙይ ባንዴራ ህዝቢ ትግራይ ዝኾነ ኣብ ዝተፈላለዩ መንግስታዊ ማዕኸናት (ቤት ፍርዲ:- ቤት ትምህርቲ:- ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላት ማይ:- መብራህቲ:- ስልኪ ወዘተ ልዕሊ ባንዴራ ማሌሊት ክንብልበል ይግባእ ንብል።

Transform the Life of a Child in Need: Sponsorship provides essential aid and education to improve the well-being of children.

By Betre Aaronመበል 11 ጉባኤ ኢሃኣደግ፡ ወ/ሮ ህወሓት ብዝኾነ ኣገጣሚ ተጠቒማ ፊንፊነ ክትምለስ ከምትደሊን ማንም ከዓ ከምዘይደልያን ግልጺ ገይሩ ዘርአየና ጉባኤ ነይሩ፡፡ ዶ/ር ደብ...
06/10/2018

By Betre Aaron

መበል 11 ጉባኤ ኢሃኣደግ፡ ወ/ሮ ህወሓት ብዝኾነ ኣገጣሚ ተጠቒማ ፊንፊነ ክትምለስ ከምትደሊን ማንም ከዓ ከምዘይደልያን ግልጺ ገይሩ ዘርአየና ጉባኤ ነይሩ፡፡ ዶ/ር ደብረጽዮን ስልጣን ስለዝደለየ እምበር ኣቕዲሙ ዶ ዓርሱ ኣየግልልን ልክዕ ከምታ ናይ ደቡብ ክልል ፕረዚዳንት፡፡

ሓደ ሓደ ካድረታት "ዶ/ር ደብረጽዮን ካብ ልቡ ኣይኮነን ተዋዳዲሩ፡ ከምዘይምረጽ ስለዝፈልጥ እዩ፡ ንዙይ ዘርእየና ኸዓ 45 ናይ ህወሓት ሰባት ኣይመረጽዎን" ትብሉስኢ እቲ ትብልዎ ዘለኹም ዶ ተስተውዕልዎ ኣለኹም፡፡ ደብረጽዮን እኮ ህወሓት ዋላ ኣይትምረጾ እቶም ካልኦት ዘዝመርጽዎ(135 ድምጺ ነይርዎ) ናይ ምኻድ ዕድሉ ሰፊሕ ነይሩ ማለት እዩ፡፡

እሺ 45 ናይ ህወሓት ሰባትስ ኣይምረጹ ደሓን፡ ከመይ ገይሮም እቶም ካልኦት ከምዘይመርጽዎ ርግጸኛታት ኮይኖም፡ ንሱ ኸ ከምዘየሽንፍ እንታይ ተኣማሚኑ ተሳቲፉ፡፡ ምኽንያቱ ርግጸኛ ክኾን ዝኽእል ስለባዕሉ እዩ፡ ካብኡ ሓሊፉ ምናልባሽ ምስቶም 44 ናይ ህወሓት ሰባት ተዛራሪቡ ኣትዩ ተኾይኑ እውን ደሓን፡ ናይቲ ዝቐረየ 135 ድምጺ ወሃባይ ግን ክንዲ ተዓሪፋ እትኾን ርግጸኛ ክኾን ኣይኽእልን፡፡
ስለዚ ሕደጉና፡ ሰብ ስለዝፈተኻዮ ዘይናቱ ምሃብ ኣይጠቕመናን፡፡

ክንርዳእ ዘለና ደብረጽዮን ስልጣን ደልዩ ከምዝተዋዳደረ ጥራይ እዩ ዘርእየና ዘሎ፡ ካልእ ምኽንያት ሕዚ ምስወደቐ ተቐባልነት የብሉን፡ ህዝቢ ትግራይ በሃም ዓሻ ኣይኮነን፡፡ በቃ ህወሓት ምዃን ስለዝኣበያ እምበር ዝኾነ ዕድል ተጠቒማ ናይ ፊንፊነ/ፌደራል ስልጣን ንምዕታር ትጓየ እያ ዘላ፡፡ እቲ ዘሕዝን ግን ህልውና ትግራይን ተጋሩን ከም መትሓዚ እናተጠቐመት ምዃኑ እዩ፡፡

መንእሰይ ትግራይ ልቢ ግበር፡ ኣስተውዕሎ ኩሉ!!!!

መበል 11 ጉባኤ ኢሃኣደግ፡ ወ/ሮ ህወሓት ብዝኾነ ኣገጣሚ ተጠቒማ ፊንፊነ ክትምለስ ከምትደሊን ማንም ከዓ ከምዘይደልያን ግልጺ ገይሩ ዘርአየና ጉባኤ ነይሩ፡፡ ዶ/ር ደብረጽዮን ስልጣን ስለዝደለየ እምበር ኣቕዲሙ ዶ ዓርሱ ኣየግልልን ልክዕ ከምታ ናይ ደቡብ ክልል ፕረዚዳንት፡፡

ሓደ ሓደ ካድረታት "ዶ/ር ደብረጽዮን ካብ ልቡ ኣይኮነን ተዋዳዲሩ፡ ከምዘይምረጽ ስለዝፈልጥ እዩ፡ ንዙይ ዘርእየና ኸዓ 45 ናይ ህወሓት ሰባት ኣይመረጽዎን" ትብሉስኢ እቲ ትብልዎ ዘለኹም ዶ ተስተውዕልዎ ኣለኹም፡፡ ደብረጽዮን እኮ ህወሓት ዋላ ኣይትምረጾ እቶም ካልኦት ዘዝመርጽዎ(135 ድምጺ ነይርዎ) ናይ ምኻድ ዕድሉ ሰፊሕ ነይሩ ማለት እዩ፡፡

እሺ 45 ናይ ህወሓት ሰባትስ ኣይምረጹ ደሓን፡ ከመይ ገይሮም እቶም ካልኦት ከምዘይመርጽዎ ርግጸኛታት ኮይኖም፡ ንሱ ኸ ከምዘየሽንፍ እንታይ ተኣማሚኑ ተሳቲፉ፡፡ ምኽንያቱ ርግጸኛ ክኾን ዝኽእል ስለባዕሉ እዩ፡ ካብኡ ሓሊፉ ምናልባሽ ምስቶም 44 ናይ ህወሓት ሰባት ተዛራሪቡ ኣትዩ ተኾይኑ እውን ደሓን፡ ናይቲ ዝቐረየ 135 ድምጺ ወሃባይ ግን ክንዲ ተዓሪፋ እትኾን ርግጸኛ ክኾን ኣይኽእልን፡፡
ስለዚ ሕደጉና፡ ሰብ ስለዝፈተኻዮ ዘይናቱ ምሃብ ኣይጠቕመናን፡፡

ክንርዳእ ዘለና ደብረጽዮን ስልጣን ደልዩ ከምዝተዋዳደረ ጥራይ እዩ ዘርእየና ዘሎ፡ ካልእ ምኽንያት ሕዚ ምስወደቐ ተቐባልነት የብሉን፡ ህዝቢ ትግራይ በሃም ዓሻ ኣይኮነን፡፡ በቃ ህወሓት ምዃን ስለዝኣበያ እምበር ዝኾነ ዕድል ተጠቒማ ናይ ፊንፊነ/ፌደራል ስልጣን ንምዕታር ትጓየ እያ ዘላ፡፡ እቲ ዘሕዝን ግን ህልውና ትግራይን ተጋሩን ከም መትሓዚ እናተጠቐመት ምዃኑ እዩ፡፡

መንእሰይ ትግራይ ልቢ ግበር፡ ኣስተውዕሎ ኩሉ!!!!

By BetreAaron

Address


64521

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Adam Fuzum - ኣዳም ፍጹም posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Adam Fuzum - ኣዳም ፍጹም:

Shortcuts

  • Address
  • Alerts
  • Contact The Business
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share

መግለጺ መትከላት ሃገራዊ ግንባር ኣግእዝያን

ሃገራዊ ግንባር ኣግኣዝያን ሓርበኛዊ ሃገራዊ ምንቅስቓስ ኮይኑ፡ ሓውሲ ርእሰን ብዝኸኣላ ጨናፍር ዝቖመ እዩ።

ቀንዲ ዕላማ ሃገራዊ ግንባር ኣግኣዝያን ህላውነትን ቀጻልነትን ህዝቢ ኣግኣዝያን ምውሓስ እዩ።

1. ሃገራዊ ግንባር ኣግኣዝያን ናይ ኩሎም ዓሌታት ኣግኣዝያን ማለት ትግራይ-ትግሪኚ፡ ትግረ፡ ቢለንን ካልኦት ብዓሌትን ባህልን ኣግኣዝያን ዝኾኑ ኣህዛብን እዩ። ሃገራዊ ግንባር ኣግኣዝያን ንሃገራውን ዓሌታውን ባህርያት ህዝቢ ኣግኣዝያን ንምዕቃብን መበቆል ዘርኢ ኣግኣዝያን ዘለዎም ህዝቢ ዝዓበለልዋ ሃገር ንምምስራት ይሰርሕ።

2. ሃገራዊ ግንባር ኣግኣዝያን ኣብ መሰል ርእሰ ምሕደራ ህዝቢ ኣግኣዝያን ይኣምን። ብተወሳኺ ኣግእዝያን ገዛእ ርእሱ ካብ ካልኦት ወረርቲ ንምክልኻል ፍጹም ነጻ ዝኾነ ዓቕሚ ንክህልዎ ንድግፍ።