TPM

TPM TPM aims at educating citizens through an in-depth public interest reporting, including investigati
(5)

ኣብ ወረዳ ሓውዜን ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና ናይ ኣርባዕተ ሰባት ሂወት ከምዝሓለፈ ተሓቢሩ።ሎሚ ዕለት 21 ሕዳር 2016 ዓ ም ንግሆ ሰዓት 2: 45 ፣ ካብ ከተማ ሓውዜን ውፅእ ኢልካ ቀያሕታይ ...
01/12/2023

ኣብ ወረዳ ሓውዜን ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና ናይ ኣርባዕተ ሰባት ሂወት ከምዝሓለፈ ተሓቢሩ።
ሎሚ ዕለት 21 ሕዳር 2016 ዓ ም ንግሆ ሰዓት 2: 45 ፣ ካብ ከተማ ሓውዜን ውፅእ ኢልካ ቀያሕታይ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ቁልቁለት ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና፣ ሂወት 4 ወገናት ሓሊፉ።
በቲ ዘጋጠመ ሓደጋ፣ ኣብ ኣርባዕተ ሰባት ሞት፣ ኣብ ዓሰርተ ከቢድ ጉድኣት፣ ኣብ ሸሞንተ ድማ ቀሊል ጉድኣት ከም ዝበፅሐ ኣፍሊጦም። ሰብ ሞያ ጥዕና መባእታዊ ሆስፒታል ሓውዜን ጉድኣት ናይ ዝበፅሖም ወገናት ህይወ ንምትራፍ ዘይተሓለለ ፃዕሪ እናገበሩ ከምዝርከቡ ተፈሊጡ።
እቲ ሓደጋ ሓንቲ 22 ሰብ ፅዒና ካብ ጣብያ ቆራሮ ተበጊሳ ንኸተማ ሓውዜን ትድይብ ዝነበረት ናይ ህዝቢ መመላለሲት ሚኒባስ፣ ምስ ብከተማ ሓውዜን ገይራ ናብ መጋብ ትወርድ ዝነበረት ናይ ፅዕነት ሲኖትራክ፣ ቀያሕታይ ተባሂሉ ኣብ ዝፍለጥ ቁልቁለት ዘጋጠመ ከም ዝኾነን፣ መንቀሊ እቲ ሓደጋ ኣብ ከይዲ ምፅራይ ከም ዝርከብን ንምፍላጥ ተኻኢሉ።
ብ ጦፎኛ TPM

28/11/2023
25/11/2023
‘’ካብ 26 ጥቅምቲ 2009 ዓ ም ጀሚሩ ኣብ ትሕቲ መንግስቲ ትግራይ (ቢሮ ባህል ቱሪዝምን) ዝፀንሐ…..።  ኣብ ዙርያ ቀዲሙ ዝተኻየደ ዝውውር ታሪኻዊ ቦታ ናብ ውልቀ ትካልን  ተዛመድቲ ዛዕ...
24/11/2023

‘’ካብ 26 ጥቅምቲ 2009 ዓ ም ጀሚሩ ኣብ ትሕቲ መንግስቲ ትግራይ (ቢሮ ባህል ቱሪዝምን) ዝፀንሐ…..። ኣብ ዙርያ ቀዲሙ ዝተኻየደ ዝውውር ታሪኻዊ ቦታ ናብ ውልቀ ትካልን ተዛመድቲ ዛዕባታትን ቀፀልቲ ምይይጣት ምግባር ዝጠቅም ምዃኑ ንኣምን።`` ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ

`` ፀጋይት ሃገር`` ሰባት ዝብልዑ ትኽልታት ኣብ ገደናኦም ንክተኽሉ ንምልዕዓል ዝዓለመ ውድድር ፋሽን
24/11/2023

`` ፀጋይት ሃገር`` ሰባት ዝብልዑ ትኽልታት ኣብ ገደናኦም ንክተኽሉ ንምልዕዓል ዝዓለመ ውድድር ፋሽን

Support TPM by donating https://donorbox.org/building-a-conscious-tigray

መደብ ዕላል ምስ TPM፣ ምስ ስነ-ጥበባዊ ፀጋልዑል ሃ/ማርያም ቃለ-መሕትት ንምግባር መደብ ሒዙ ኣሎ። ኣድነቕትን ፈተውትን ኣርቲስት ፀጋ-ልኡል TPM ክሓተልኩም እተደልዩዎም ሕቶታት ኣብዚ ኣ...
23/11/2023

መደብ ዕላል ምስ TPM፣ ምስ ስነ-ጥበባዊ ፀጋልዑል ሃ/ማርያም ቃለ-መሕትት ንምግባር መደብ ሒዙ ኣሎ። ኣድነቕትን ፈተውትን ኣርቲስት ፀጋ-ልኡል TPM ክሓተልኩም እተደልዩዎም ሕቶታት ኣብዚ ኣካፍሉና።

ትግራይ ብዙሓት መስሕባት ቱሪዝም ዝወነነት ዓዲ ምዃና ርዱእ እዩ። እንተኾነ፣ ድላዮም መስሕባት እንተሃለዉ`ውን ብዂናት፣ ፆታዊ ዓመፅ፣ ጥሜት፣ ስርቂ፣ ወዘተ ናብ እትፍለጥ ትግራይ ሃወፅቲ ክመ...
23/11/2023

ትግራይ ብዙሓት መስሕባት ቱሪዝም ዝወነነት ዓዲ ምዃና ርዱእ እዩ። እንተኾነ፣ ድላዮም መስሕባት እንተሃለዉ`ውን ብዂናት፣ ፆታዊ ዓመፅ፣ ጥሜት፣ ስርቂ፣ ወዘተ ናብ እትፍለጥ ትግራይ ሃወፅቲ ክመፁ ምፅባይ ከቢድ እዩ። ሃወፅቲ ናብ ትግራይ ንኽመፁ፣ ከም ቢሮ ቱሪዝም ምስ ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላት ብምዃን ነዞም ፀገማት ምቕራፍን ፅቡቕ ምስሊኻ ምሻጥን የድሊ። በዚ መዳይ ዘለዉ ምዕባለታት ዝምልከት ነዚ ዝስዕብ ይከታተሉ

Support TPM by donating https://donorbox.org/building-a-conscious-tigray

ድሕሪ ብዙሕ ዕንወትን ጥፍኣትን ሐዚ ስራሕ ንምጅማር ዝፍትን ዘሎ ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ኣብ ምንታይ ኩነታት ኮይኑ ይጅምር ኣሎ?ይከታተሉ
23/11/2023

ድሕሪ ብዙሕ ዕንወትን ጥፍኣትን ሐዚ ስራሕ ንምጅማር ዝፍትን ዘሎ ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ኣብ ምንታይ ኩነታት ኮይኑ ይጅምር ኣሎ?ይከታተሉ

Support TPM by donating https://donorbox.org/building-a-conscious-tigray

Address


Alerts

Be the first to know and let us send you an email when TPM posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to TPM:

Videos

Shortcuts

  • Address
  • Alerts
  • Contact The Business
  • Videos
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share