Tigray Times

Tigray Times Media

20/10/2021

Mekelle under another round of aerial bombardment. War on Civilian amounts to war crimes.

18/10/2021

Mekelle under 🚁 attack now. 🇪🇷 🇪🇹 Jets are in the duty of Genocide.

ትራጂክ ኮሜዲ
16/10/2021

ትራጂክ ኮሜዲ

ቀልድ
15/10/2021

ቀልድ

ስምንተኛው ንጉስ በአጀብ ጎንደርን ጎበኙ 😂 መሪ ተገኝተዋል፣ ሂዝብ ጠፍቶ ነው እንጂ
15/10/2021

ስምንተኛው ንጉስ በአጀብ ጎንደርን ጎበኙ 😂 መሪ ተገኝተዋል፣ ሂዝብ ጠፍቶ ነው እንጂ

15/10/2021
14/10/2021

ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝወልዓቶ ኵናት ከም ሓደ ተወላዲ ብሄረ ትግራይ ብውልቁ ኣሉታዊ ሳዕቤን ከምዝመጽኣሉ ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ገሊጹ።

https://www.facebook.com/177352718979398/posts/4431727210208573/?app=fbl
14/10/2021

https://www.facebook.com/177352718979398/posts/4431727210208573/?app=fbl

: U.S. trade chief: Ethiopia's duty-free market status to be decided 'soon'

Katherine Tai, U.S. global trade representative, said that the U.S. would "soon" decide on Ethiopia's status under the African Growth and Opportunity Act (AGOA), an agreement which gives it duty-free access to the United States.

"Reports coming back to us through official channels and civil society are not encouraging. What is happening in Ethiopia is a humanitarian crisis," said Tai, referring to ongoing fighting in northern Ethiopia and deepening famine in the region of Tigray.

https://www.reuters.com/world/africa/us-trade-chief-ethiopias-duty-free-market-status-be-decided-soon-2021-10-14/

14/10/2021

ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ይተሓጋገዝ። መድሓኒት ህዝብና ባዕሉ ህዝብና እዩ። ሕሊና ዘለዎ ኹሉ ብሓቂ ንወገኑን ንህዝቡን ጠጠው ይበል። ትግራይ ገነት ንግበራ። ናይ ኣተሓሳስባ ገነት፣ ናይ ጅግንነት ገነት፣ ናይ ምክብባር ገነት፣ ናይ ወለዶታት ገነት።

09/09/2021

ዓደይ ኸዚ 'ዚኣ!
(ሌጣ ትዕዝብቲ፪)
=====//=====

ቕኑት ህዝበይ መዓንጥኡይ ገፁይ ኣሲሩ ይጉዓዝ። ጎደናታት መቐለ ብእግሩ ሓርሒሩ ክብጥሰን ኢሉ። ኣለሻ ፈሓም፣ዘይቲ፣ዕንጨይቲ ወዘተ... ኣሊሹ ኣይረክብይ(የለንያ)፣ እንተረኺቡ እውን ኣይገዝእይ (ኽባር እዩያ)።

ሎም ቕነ ልተፈቐዳሉ 2000 ብር ከውፅእ ካብ ዓብዪ ባንኪ ንግዲ ኢ/ያ ብጋራድ ህንፃ ገይሩ ብጅንኣድ ተፀጊዑ ላብ Grand Awash ኣንፈት ተዘርጊሑ ለለ ላብ ኤላዝ Cafe ወሪዱ ላብ ዴኑስ ኣብ ልተዓፀፈ ሪጋ ...ጣፍ 6000ቕርሺ ኾይኑ...ዘይቲ ልሊትር 300 ቕርሺ ...ኪሎ በርበረ 500 ቕርሺ ...ኪሎ ኮሚደረ 50 ቕርሺ...ጭረት ፊሓም..."ኣብ ህንደይ እየ ክብጥሰን!" ልብል ሓሳብ ኣብ ገፁ ወዚፉ፤ ሃንደበት "ፈሓም ፈሓም ..." ልብል ድምፂ መንጉሕ ተሰሚዑ ። መስርዕ ምሉእ ሰብ ንግፍ ኢሉ ኣብ ዙርያ እቲ ፈሓም ልተፅዓነ ኣድጊ ኸቢቡ። ናይታ ጥፋእያ 50 ኪሎ ተረንሽዋ ፈሓም 1300 ዋጋ ብልተነግሮ ኹሉ እላዕጎምጎመ ተበቲኑ ነናብ መስርዑ ክኣቱ ዳምዳም ክብል ይረአ።

ኣብ ደባሕ መንገዲ ምስ ሓዱሽ ዓመት ተፋጢጡ። ሃምቲ እትፈትዎ ሓውኻ ኣግኒኻስ ማይ ማይ ላብ ልጨኑ ጥርሑ ገዛ ጎቲትኻ ክተእትዎ ትስከፍ፣ ሃምኡ ዓይነት ስምዒት ተንብብ። ብዓብይኡ ግን ምቕናይ ፃዕሪ ኾይንዎ'ሎ። ስሱዓት ነጋዶ ሕለል ፀውርኡ ልገደ ኣኺቢዶምሉ።

ምስቲ ዕፅዋ ለጋኒ ለይብሎም መሰረታዊ ጠለባት ከይተረፈ ዋግኦም ደበና ሓሊፉ። ዓፀቦ ኽራማት በለስ በሊዑ ልሰግር ስኡን፣ በለሱለ ኩችኔል ኣርጊፍዎ። እተን ልተረፋለ ዋግአን ዋጋ Apple ኾይኑ።
ቡን ልኪሎ 800 ቕርሺ በፂሑ። ቡን ምስታይ ካብ ልሓድጋ ለይቐለለን፣ ቡን ኣብ ልሽየጠለን coffee ሃውሳት ልቕሎ ቡን ኣሽቲተን ወይ ቕሉው ቡን ቆርጢመን ወልፈን ከዐግሳ፣ ቀንፈዘው ልብላ ኣዴታት ኣለዋ። ልተገነየት ነገር ኣብሲለን ደቀን ከይዕንግላ፣ መብራህቲ የለ፣ዕንፀይቲለ ኸቢሩን ተሳኢኑን። ኣብ መረባ መንደድን ሞጎጎ ዓድን ተኺለን ቐምሸን ክቑስቁሳ ኣይፀልኣን።

ኣብ መኣዝናት መቐለ ሓደሽቲ ገፃት ልልመና ተሰጢሖም ይረአዩ...ቆልዑ ልሓቖፋ ኣዴታት፣ ምርኩስ ልተደገፉ ኣቦታት...ብራኳ ለንጠልጠሉ ሰገናት...እቲ ለሕዝን ነገር ገለገሊኦም ኣፎም መሊኦም ከይልምኑ ፣ ናብራ ተዃቢኦም ልተረድኦም ይመስል ሰኸፈቶም ልቢ ይነክእ።

Transport ምኽባሩ ስዒቡ ካብ ርሑቕ ከባብታት መቐለ ብእግሩ ልጓዓዝ ሰብ ምብዝሑ። ካብ ኲሓ'ኳ ተለሚዱ እዩ። ኣብ ሓደ መስመር ባጃጅ ቅድሚ ምምፀአን ግልጋሎት መጓዓዝያ ልህባ ልነበራ 3 ሰብ ልፅዕና ናፈረስ ጋሪ ዳግም ተመሊሰን ሪአ። ህንደይ ዓመት ልድሕሪት ሃምልተመለስና ...!

ና 5 ቕርሺ ሽምዓ 30 ቕርሺ በፂሓ። ብግዘ ወሊዕኻ ብዙሕ ስለለይተፅንሕ፣ ኣብ ደገ ኮፍ ኡሉ ብብርሃን ወርሒ ወይ ብሓድጊ ሰማይ ምሸቱ ልደፍእ ሰብ በዚሑ።መሃያ የለይ፣ሓገዝ እኽሊ የለይ፣ ቀልጢፉ ልበፅሕ ዘርኢ የለይ፣...ብዙሕ ሰብ ኣብ ልቦንኡ ወነ፣ኣብ ልሳኑ ተስፋ'ሎ። ኣብ ውሻጥኡ ግን ንጋፍ ፋፋ እውን የብሉይ። ሠራዊት ትግራይ ነዚአን ክምልስ'ዩ ኣብ ግንባር ይሳበር'ሎ።
ወዘተ...

እዘን ቐጠንቲ መዓልትታት ኸዚ ክሓልፋ እየን። እቶም ኣብ ልሓልፍ መዓልቲ ለይሕለፍ በደል ለብፅሑልና ደመኛታት ግን ኣይክንርስዖምን።

#ትግራይማ ክትዕወት እያዋ!!✊
========/መሓሪ ሠለሞን/========

07/09/2021

ገለ ሓቅታት ብዛዕባ ተጋዳላይ ጋዜጠኛ ኣታኽልቲ እምባየ!

* ኣብ 1978 ከባቢታት ቅድሚ ናብ ገድሊ ምፅንባሩ ኣብ ከተማ ስርዒት ኮይኑ ይሰርሕ ነይሩ።

* ኣብ ገድሊ ምስ ወፀ ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ይስንዱ ካብ ዝነበሩን በላሕቲ ጋዜጠኛታት ሓደ ነይረ።

* ነቲ ዝነበረ ቃልሲ ይድግፉ እዮም ዝበሃሉ ብእንግሊዘኛ ዝተፃሕፉ መፃሕፍቲ ፖለቲካዊ ርእዮተ ዓለማት ፣ ታሪኽ ወያነታት ዓለምናና እንተርጎመ ንተጋደልቲ የቕርብ ነይሩ።

* ኣብ 1980 ድምፂ ወያነ ኣብ ከተማ መቐለ ስራሕ ክጅምር ካብ ዝመርሑን ዘተሓባበሩን ሓደ ነይሩ።

* ብተመሳሳሊ ኣብ ጋዜጣ ወይን እውን መሪሕ ኮይኑ ኣገልጊሉ። ወይን ኣብ በረኻ ዝነበራ ፃንሒት 10 ዓመት 96 ሕታማት ኣሰናዲኣ ነይራ፣ ጋዜጠኛ ኣታኽልቲ ንወይን ጋዜጣ ምስተረከባ ኣብ 10 ዓመት 700 ሕታማት ኣሰናዲኡ።

* ኣብ ሓውዜን ዘጋጠመ ደብዳብ ነፈርቲ ስዒቡ ብዝርኣዮ ግፍዒ ብጋዜጠኛ በርሀ ዓዴት ዝተነበበ “ስሉሕ ቀይሕኻ ዶ” ዘርእስቱ ግጥሚ ብምፅሓፍ ንብዙሕ መንእሰይን ህዝብን ኣለዓዒሉ።

* ኣብ 1990 ታት ቅድሚ ኩናት ኢትዮ ኤርትራ ምልዓሉ ንመወዳእታ ግዘ ምስ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ቃለ መሕትት ድሕሪ ምክያድ ፣ መንግስቲ ሻዕቢያ ንኩናት ይዳሎ ከምዘሎ ሓበሬታ ዝሃበን ብድሕሪኡ እውን ግብኡ ዝፈፀመን።

* ድሕሪ ሰላም ኣብ ዝነበረ እዋን መፅሄታት ኣሰር ፣ ፍሉይ ሕታም መፅሄት ወይን ፣ እፎይታ፣ ማህቶትን ኣብዮታዊ ዲሞክራሲ ዝብሉን መፅሄታት ብመሪሕነቱ ክዕንብባ ሞያ ጋዜጠኝነት ፈኸም ክብልን ግዲኡ ኣበርኪቱ።

* “ታሪኽ ተጋድሎ ህዝቢ ትግራይ ካብ 1967 ክሳብ 1993 ዓ/ም”፣ “ራእሲ ኣሉላ ኣባነጋ” ን “ዘይብተኽ ገመድን” ዝብሉ ኣብ ሓቀኛ ታሪኽ ዝተደረኹ መፃሕፍቲ እውን ፅሒፉ።

* ኣብ መወዳእታት ድማ ኣብ ናፃ ፕረስ ትግራይ ንምስታፍ ናይ ባዕሉ ሚድያ ከፊቱ “ሰሜናዊት ኮኸብ” እትብል መፅሄትን ናይ ቴሌቪዥን ምድላዋትን እናሰርሐ ፀኒሑ።

*ብዙሓት ብመርኣያነት ዝግለፁ ዕማማት ድማ ፈፂሙ፣ ንትግራይ ህይወቱ ኸፊሉ።

ነብስኻ ብሰላም ትዕረፍ ኣያ!
(ክብሮም ሙሉጌታ)

07/09/2021

ሕንግርጢጥ
*********

WFP-
100 ሓገዝ ዝሓዛ መኻይን መቐለ በፂሐን (ዕልል በሉ)

ተጋሩ-
ነዛ ቑንጣሮ ዕልል ኣይንብልን። 100 መኻይን በቢመዓልቱ ምእታው ምስጀመራ ክነመስግ።

ጦቢያ(ዲና ሙፍቲ)-
ህወሓት ጥምየት መሸቀጢ ፖለቲካ ካብ ምግባር ይቆጠብ። ትማሊ'ኳ 100 መኻይን ሓገዝ ናብ ትግራይ ተላኢኹ እዩ።

ቶግ ቲቪ-
ረድኤት ናብ ትግራይ ምእታው ጀሚሩ ፣ ኣታ ዕልል። (ጦቢያ የቐንየልና Ilove you)

#ሞኽታ

ሑመራ ብዝብል ይስተኻኸል፣ ትህነግ ዘይኮነ ህወሓት፣ Tigray Alem Forces ዘይኮነ Tigray Defense Forces ብዝብል ሸገ
07/09/2021

ሑመራ ብዝብል ይስተኻኸል፣ ትህነግ ዘይኮነ ህወሓት፣ Tigray Alem Forces ዘይኮነ Tigray Defense Forces ብዝብል ሸገ

News: Acting Humanitarian Coordinator for Ethiopia blames worsening humanitarian situation on ‘bureaucratic impediments’...
04/09/2021

News: Acting Humanitarian Coordinator for Ethiopia blames worsening humanitarian situation on ‘bureaucratic impediments’, warns against looming famine

In a statement issued yesterday, the Acting Humanitarian Coordinator for Ethiopia, Grant Leaity discussed the operational constraints affecting the humanitarian situation in northern Ethiopia and the de facto humanitarian blockade of Tigray

Mr Leaity said, “With the inability to bring in sufficient and sustained levels of humanitarian supplies, cash and fuel, the humanitarian situation in the North of Ethiopia is set to worsen dramatically, particularly in Tigray region.”

He disclosed that an estimated 5.2 million people (90 %of Tigray’s population) need urgent humanitarian assistance, including 400,000 people already facing famine-like conditions, He added, “To avert the world’s worst famine situation in decades. Millions are on the brink of going hungry, including 1.7 million people in the bordering areas of the Afar and Amhara regions. Young children, pregnant women, and new mothers also suffer alarmingly high levels of malnutrition.”

He continued, ” Where UNICEF recently alerted that over 100,000 children in Tigray could suffer from life threatening severe acute malnutrition in the next 12 months – a tenfold increase compared to the average annual caseload.”
https://addisstandard.com/news-acting-humanitarian-coordinator-for-ethiopia-blames-worsening-humanitarian-situation-on-bureaucratic-impediments-warns-against-looming-famine/

Click here to download the full statement. Addis Abeba, September 03/2021 – In a statement issued yesterday, the Acting Humanitarian Coordinator for Ethiopia, Grant Leaity discussed the operational constraints affecting the humanitarian situation in northern Ethiopia and the de facto humanitarian ...

04/09/2021

ጥምየተን ብመቐነተን ደጊፈን ዝነብራ ዘለዋ አዴታት ትግራይ 😭
(ብሓዳስ በርሀ)

ንወትሩኳ ስርሐይ መዘሪ እዩ ኔሩ ንዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ ግን ካብ መቐለ ወፂአ ኣይፈልጥን። ዋላኳ ምውፃእን ህዝበይ ዝገጠሞ ንምርኣይ ድልየት እንተነበረኒ ኣይክኣልኩን። እቲ ዋናን ቀዳማይ ምኽንያትን ናይቲ ዝሰርሐሉ ትካል ናይ "ጉዕዞ ፖሊሲ" ብዘይምፍቃዱ እንትኾን እቲ ኻልኣይ ግን ፍርሒ እዩ። እቶም ኣራዊት ሰራዊት ከይረኽቡኒሞ ከንቱ ሞት ከይሞት ይፈርሕ ስለዝነበርኩ ላጪ ገፅ እንትኸድ እውን እየ ዝሰግእ ኔረ። (ነተን ኣሸንዳ ኣብ ኣልውሃ ዝርኣኽወን ኣሕዋተይ እንትሓስብ ንባዕለይ ይዕዘባ፣ ይሓፍር። ኣነን ንሳተንን ስ ናማን ሓንቲ ነብሲ ድያ ኒኤትና ይብል።)

ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ጀሚሩ ግን ውፅእ ምስል ጀሚረ ብውሕዱ ዕዳጋ ቶጎጋ፣ ኣልዓሳ፣ ተምቤን፣ ዓድዋ፣ ኣክሱም፣ሽረ፣ ብዘት፣ እንትጮ፣ ዓድግራት፣ ውቕሮ ሪኤየን። ዝሰበርዎ ገዛውቲ፣ ዘዕነውወን ትካላት ሪአ ነቢዐ። ሎሚ ግን ገዲዱ ልዕሊ ትመርሸንትን ዕንወትን ጥምየት ህዝበይ ልብ ይሰብር። ዓብይዓዲ ከይደ ኣብ እግረይ ዝወደቐት ኣዶ ክነግረኩም።

ፀጋማይ ኢደይ ግጥም ኣቢላ ሒዛ ብንፁር ብዘይስማዕ ኣንደበታ ለሚናትኒ። "ሓፍተይ ክሞተኪ ኢየ" ኢላትኒ። long story short ፅንሕ ኢላ ብላዕሊ ዝተኸደነቶ ከናቲራ ቀሊዓ ኣሪኣትኒ መዓንጥኣ ብቐጣን ነፀላ እያ ኣሲራታ። መዓንጣ ኢለ እውን ምፅዋዕ ይኸብደኒ። ሓፍተይ ጥምየታ ብ መቐነት ፀይራታ😥

ሃይማኖት እና ፖለቲካ የተምታታባቸው ቀበኞች ፆምና ፀሎት ሲሉ አለማፈራቸው ነው የሚገርመው። እጃቸው በደም መጨማለቁን አያውቁምን?
03/09/2021

ሃይማኖት እና ፖለቲካ የተምታታባቸው ቀበኞች
ፆምና ፀሎት ሲሉ አለማፈራቸው ነው የሚገርመው። እጃቸው በደም መጨማለቁን አያውቁምን?

31/08/2021

#ሼርሼር
በየክፍለከተማው ያሉ የንግድ ፅሕፈት ቤት ሀላፊዎች እንዲሁም የፖሊስ ኣዛዦችና መርማሪዎች ከትግራይ ተወላጆች አስፈራርተው በሚዘርፉት ገንዘብ የባንክ ኣካውንታቸው ማደለባቸው ታወቀ። የባንክ ሀላፊዎች የስርቆቱ ሁኔታ የተረዱ ሲሆን ፖሊስ፣ የብልጽግና ካድሬዎችና ደላላዎቻቸው ፀሀይ በሞቀና በሚታይ ዝርፍያ መሰማራታቸውን ሀቅ ሆኗል።
ይህ ነገር መንግስት ሳይቀር ያወቀው ሲሆን በዚህ ዝርፍያ የታሰሩም አሉ። በተቃራኒው ደግሞ ዝርፍያን የሚያበረታቱ ሀላፊዎች ስማቸው ታውቋል፣ ህዝቡም ሪፖርት እያደረገ መሆኑን የብልፅግና ሰዎች ሳይቀሩ እየተቃወሙት ነው።

30/08/2021

This is Tigray Times. Like, follow and share in order that you get timely analysis and cross cutting scenarios. Tigrigna, Amharic and English will be the medium of instruction to be followed by Afan Oromo and more.

Address


Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Tigray Times posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

  • Address
  • Alerts
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share