Dhay

Dhay This Page is all about Tigray

If something happens to our leaders USA you are the one who is responsible As we know you are the architect of
27/10/2022

If something happens to our leaders USA you are the one who is responsible
As we know you are the architect of

South Africa: We received information that terrorists may be planning an attack targeting large gatherings at an unspecified location in the greater Sandton area of Johannesburg on Oct. 29. Avoid crowds & large public gatherings in the Sandton area. More: http://ow.ly/NOQy50LlTcJ

13/10/2022
13/10/2022

ትግራይ መዐንደሪት ዘይኮነትስ፣ መቕበሪት ወረርቲ ሓይልታት እያ!!
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
ሕልሚ ልፍንታዊያን ፀላእቲ እንታይ ምዃኑ ብግብሪ ተራእዩ'ዩ። ዕድል እንተረኺቦም እንታይ ክገብሩ ከምዝኽእሉ'ውን፣ ኣብ ፀሊሞይ፣ ኣብ ዓዲ ዳዕሮ፣ ኣብ ብሄረሰብ ኲናማ ወገናትና ዝፈፀምዎ ጨፍጫፍ ህያው ኣብነት'ዩ። ምኽንያቱ ባህጊ ፀላእትና፣ ትግራዋይ ዝበሃል ፍጥረት ኣብ ልዕሊ ምድሪ ከይህሉ ምግባር ስለዝኾነ፣ ባህጊ ፀላእቲ'ዚ እዩ። ክንዲ ዝኾነ ድማ ዓቕሚን ተኽእሎን ክሳብ ዝረኸቡ እዋን፣ ሕድ ሕድ መዓልትን ዕለትን ከጥፍኡና ካብ ምፍታን ዓዲ ኣይክውዕሉን።

እንተኾነ ከም ባህጊ ፀላእትና ዘይኮነስ፣ ብፅኑዕ ህዝባዊ ቃልስና ስለዝውሰን፣ ሳላ ብፅንኩራት ፈተናታት ዘይኽበስ ውሁድ መኸተ ህዝቢ፣ መንግስትን ሰራዊትን፣ ትግራይ ብጭቡጥ መዐንደሪት ዘይኮነትስ፣ መቕበሪት ወረርቲ ሓይልታት ኮይና እናቐፀለት ትርከብ። ኣብ ኩሎም ግንባራት ብግብሪ ዝረአ ዘሎ እውን እዚ ሓቂ'ዚ እዩ። ብቓላት ንምግላፅ ዝኸብድ ጨፍጫፍን ግፍዕን ትግራይን ህዝባን ሪኡ ዝሓረነ መዳርግቲ ኣልቦ ሰራዊት ትግራይ፣ ሎሚ እውን ከም ትማሊ ባህጊ ፀላእቲ፣ ሕልሚ ቀትሪ ኮይኑ ክተርፍ ድሙቕ ታሪኽ ይፅሕፍ ኣሎ።

ሕዚ'ውን ኣብ ብሄራዊ ህላወናን ቀፃልነትናን ሓድነትናን ስምረትናን ኣዛይድና መኸተና ኣብ ሽትኡ ንምብፃሕ ኩልና ግቡእና ንፈፅም። ስለዝኾነ'ውን ኣብዚ ወሳኒ መድረኽ መኸተ ነብሲ ወከፍ ትግራዋይ ኣብ ዘዝተዋፈረሉ ዓውዲ በርቲዑ ክጋደልን ካብኡ ዝጥለብ ኩሉ ብዝለዓለ ብሄራዊ ወነን ሕራነን ክፍፅም ደጊመ ከዘኻኽር ይፈቱ።

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስዉኣትና!
ትግራይ መዐንደሪት ዘይኮነትስ መቕበሪት ወረርቲ'ያ!
ትግራይና ትስዕር!!

09/10/2022

" ህፁፅ ሓበሬታ " ሼር ሼር

ሓውና ተቓላሳይ ማሕበራዊ ሚድያ ጆን ማጂላን ፃፀ ብተደጋጋሚ ፀላእቲ ክ*ጠቅዕዎ ይፍትኑ ከም ዝነበሩ ንዝክር ኢና። እዞም ጨ*ካ*ናት ፀ*ላ*እቲ ኣብ ዓዲ ህዝብና እና*ፅ*ነቱ ከይኣኽሎም እዙ ሓውና ኣብ ሚድያ ንህዝቡ ድምፂ ስለዝኾነ ቡዙሓት ኮይኖም ብ*ኻራ ወ*ጊ*ኦሞ ስለዝኾኑ ሕጂ ኣብ ሆስፒታል ደቂሱ ይርከብ። ኣብ ኩሉ ዓለም ዘለኹም ተጋሩ ብፍላይ ኣብ Swiss ከባቢኣን ዘለኹም ተጋሩ ብቕልጡፍ ከይድኩም ሓግዝዎ። ፈጣሪ መሊኡ ይምሓርካ🙏

30/09/2022

መፅሓፍ “ገዝሚ ክብሪ” ብብርኪ ጀርመን ኣብ ፍራንክፈርት ኦክተበር 15፣ 2022 ክትምረቕ እያ። ድሕሪ እዚ ድማ ኣብ ዝተመረፃ ኣርባዕተ ከተማታት ጀርመን ንባባት፣ ምይይጥን“ፊርማ ዝሓወሰ ቅዳሕ” ናይ ምብርካትን ምድላዋት ክህልዉና እዮም። ብዘይካ ብውሽጢ መስመር ስደደልና ዝበልኹምኒ ካብ ጀርመን ወፃኢ ዘለኹም ተጋሩ፣ ሐዚ ውን በቢሃገርኹም ፍሩማት ቅዳሓት (signed copies) ክበፅሐኩም እትደልዩ ኣሕዋትን ኣሓትን ክሰደልኩም ድልው እየ ሞ ብውሽጢ ተዳሃዩኒ። ኣብ ምፍላጥ እዛ መፅሓፍ እንትትነጥፉ ድማ ኣብ ምፍላጥ ስነ ፅሑፍ ትግራይ ምንጣፍ እዩ ሞ ሃየ share ምግባር ኣይትረስዑታ!
ኣብ ዝሓለፈ ኣብዚ ኣብ ፌስቡክ ነታ መፅሓፍ እንተፋልጣ ንዝሃብኩምኒ ክብሪ፣ ክብሪ ተወንዘፉ። ካብ ልቢ ብኣሕዋተይን ኣሓተይን ኮሪዐ!

12/09/2022

List of transportation companies in Ethiopia that provided trucks and buses to transport explosives, bullets, and soldiers in the genocidal war against Tigray.

The "Athlete," you all know, donated millions (according to sources).

This has already been publicly released on a number of sites.

22/08/2022
22/08/2022

ጀጋኑ ዋዕሮታት ትግራይ:- ኣብ ታሪኽ ገድሊና ከም ፀሓይ ተኾሊዑ ንዘንተ እለት ዝነብር መስደመሚ ቅያ ፈፅምክን ኢኽን፣ ልዑል ክብሪ ይግበኣክን!
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
ኣቐዲመ ንሙሉእ ህዝቢ ትግራይ፣ መላእ ዋዕሮታት ትግራይ ኣብ ውሽጥን ወፃእን ብሓፈሻ፣ ሓዳር፣ ትምህርቲን ካልኦት ውልቃዊ ውራያትን ጠንጢንክን ብሄራዊ መንነትን ህላወን ትግራይን ህዝባን ንምርግጋፅ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሓርነታዊ ተጋድሎ፣ ኣብ ቅድመ ግንባር ተሰሊፍክን እትኳሽሓ ዘለኽን ወነንቲ ልዕል ቅያ ጀጋኑ ዋዕሮታት ከኣ ብፍሉይ፣ እንካዕ ንበዓል ኣሸንዳ ኣብፃሓክን፣ ኣብፀሓና ክብል ይፈቱ።

ኣብ ታሪኽ ገድሊ ትግራይ፣ መናእሰይ እቲ ቀንዲ ሞተርን ቀላስን ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ብምግዳል፣ ግዜ ዘየህስሶ ቅያ ብምፍፃም ኣመስኪሩ'ዩ። እዚ ናይዚ መድረኽ ትውልዲ እውን ብተመሳሳሊ ኣንፃር ኩሎም ዕስለ ወረርቲ ገጢሙ፣ ብመስተንክራዊ ፅንዓቱ ንኹሎም ብድሆታት ሰጊሩ፣ ብቓላት ንምግላፅ ዝኸብድ ድሙቕ ገድሊ ኣብ ምፍፃም ይርከብ። ፍርቂ ኣካል መንእሰይ ትግራይ ዝኾንክን ዋዕሮታትና እውን፣ ሓዳርን ትምህርትን ድሕሪ 'ትግራይን ህዝባን' ሰሪዕኽን፣ ኣብ መስርዕ ገድሊ ትግራይ ተሰሊፍክን፣ ኣብ ታሪኽ ገድሊና ከም ፀሓይ ተኾሊዑ ንዘንተ እለት ዝነብር መስደመሚ ቅያ ፈፅምክንን ትፍፅማን ኣለኽን።

ኣብ ቅድሚት ካብ ዝስራዑ ክብሪታት ኣሸንዳ፣ ማሕበራዊ ስኒትን ውህደትን ምዃኑ ይፍለጥ። እዚ ልዕሊ ዝኾነ ሓያልን ኣብ በቢ ንኡስ መድረኹ ብግብሪ ዋሕስ ህላወና ምዃኑ ዘረጋገፀ ሓፂናዊ ሓድነትና ዓቂብና፣ ከም ህዝቢ ኣብ ህዝባዊ መኸተና ብምዕሳል፣ ናብቲ ዘይተርፍ ዓወት ክንምርሽ፣ ብኣጋጣሚ እዚ ክቡር ዕለት የተሓሳስብ።
ትግራይ ብሓያል ተጋድሎ ደቃ ተኾሊዓ ክትነብር'ያ!

ንኡሰይ ብንእስነትካ ተቃልሲካ ኣቃልስካ ሙዝቀኛ ደማ ኾይንኻፅቡቅ ስራሕ ዝሓወይ ❤️❤️❤️❤️❤️ትግራይ እንተሃልያ ንሕና ንህሉንሳ ዘይብሉስ እንታይ ክነብረሉነዚ ዝፈትሕ ቅልፅም ካብ ኮነ ወፈረ...
20/08/2022

ንኡሰይ ብንእስነትካ ተቃልሲካ ኣቃልስካ ሙዝቀኛ ደማ ኾይንኻ
ፅቡቅ ስራሕ ዝሓወይ ❤️❤️❤️❤️❤️
ትግራይ እንተሃልያ ንሕና ንህሉ
ንሳ ዘይብሉስ እንታይ ክነብረሉ
ነዚ ዝፈትሕ ቅልፅም ካብ ኮነ
ወፈረ ኣለኹ ቃልሲ ኣሚነ
ተጋዳላይ ኣማኑኤል ሃይሉ

https://www.youtube.com/watch?v=hwT5Qsp8v5E

Amanuel Hailu - Mesilkum ember | መሲልኩም እምበር - ኣማኑኤል ሃይሉ - New Tigray Tigrigna Music 2022(Offcial)LIKE | COMMENT | SHARE | SUBSCRIBE :👉 Subscribe:https://www...

ማይጨው ❤️❤️❤️
30/07/2022

ማይጨው ❤️❤️❤️

, one of the oldest historic settlements and one of the major cities of , is surounded by amazing tall mountains in almost all directions, but northeast. The highland city hosts , the hight mountain in Tigrai in its west side.

30/07/2022

At 2,470 m above sea level is one of the highest and historic mountains in . Located few kms east of , history has it that King use to place his gold reserves and other riches atop this mountain.

28/07/2022

እወ ዘይመዉት ጀግና

Tigray
27/07/2022

Tigray

A conical church on top of Hidmo village hill, in , .

25/07/2022

An athletics fan stormed the track at the World Championships to protest the ongoing "genocide" in Ethiopia before he was led away by security after hugging the gold medalist

28/06/2022

QiAt Passway / ፎጋ ቂዓት

An inaccessible passway that use to have a lockable gate to protect emenies from surging in to . Azeba was one of the 'free lands' (ሓራ መሬት) in during the fascist Dergue.

ዕረ / ዖረ
27/06/2022

ዕረ / ዖረ

Grown all over in the mountainous areas, is one of the most important plants used for cosmotics.

The red-fronted   is widely but unevenly distributed gazelle across the middle of  .
26/06/2022

The red-fronted is widely but unevenly distributed gazelle across the middle of .

The red-fronted is widely but unevenly distributed gazelle across the middle of . Its one of the precious wildlife of found in National Park.

25/06/2022

68 years in custody

The 1,700-year-old, 24.6 metre-high, 160-ton funeral stele, which has become a symbol of the people’s identity, was cut into three sections to facilitate its transportation and taken to Rome in 1937.

After 68 years of forceful custody, it was returned home to in 2005, in the same way.

The Monastery of Enda Tsadqanat, Degua  ,  (Pic. Dr. Hagos Abraha)
22/06/2022

The Monastery of Enda Tsadqanat, Degua ,
(Pic. Dr. Hagos Abraha)

The Monastery of Enda Tsadqanat, Degua ,

(Pic. Dr. Hagos Abraha)

  (መሳርዕ/  Farm tools)
20/06/2022

(መሳርዕ/ Farm tools)

(መሳርዕ/ Farm tools)

The primary traditional farm tool in , has not evolved over the centuries. Making, preparing & using it has techniques. It's available in every rural household. Dragged by a pair of oxen & attended by a person, its highly labour intensive.

19/06/2022

is a fermented pancake-like flatbread with a slightly spongy texture, traditionally made of Taff, Meshela, Dagush, Elbo and other cereal flour. Its common in , Ethiopia & Eritrea. Injera is central to the dining process, like bread or rice elsewhere.

ህድሞ
18/06/2022

ህድሞ

Hidmo is a traditional house type common in Tigra, and the adjacent area of the Eritrean highlands. It consists of mainly masonry walls, wooden ceilings, and a soil roof. The term ‘hidmo’ is derived from the verb ‘ha’deme,’ (‘de’ read with strong emphasis) which means to cover with soi...

17/06/2022

is a seasonal in seen during late August to early October & then disappear. Its very colorful & attractive.

Some studies say it doesn't disappear but changes its color during the rest of the months.

ክልተ ግዜ ሞትኣይከሰርናይ በለ ኤርትራዊ
02/06/2022

ክልተ ግዜ ሞት
ኣይከሰርናይ በለ ኤርትራዊ

ሃገሩ ንክምስርትን ሃገሩ ንከጥፍእን ዝተበጀወ ህዝቢ ፦
------------------------------------------------------------------

ድሕሪ ቁርብ እዋን ከም ሃገር will be happen። እዛ ሰንካምን ቤተመዛግብቲ ኩሎም ዓይነታት ባርነት ምስ ክፋእን ድንቁርናን ዝኾነት ሲኦላዊት "Nation" ድሕሪ ደጊም ብዘላቶ ናይ ስራይ ሃዲድ ክትቕፅል ዘይትኽእለሉ ኩነታት ብዘተኣማምን መልክዑ ተደርዲሮሙዋ ኣለዉ። ናይ ኤርትራ ካብ ካርታ ዓለም ምጥፋእ ስሑት ፕሮጄክት ህግደፍን ኤርትራውያንን ጥራሕ ስለዝኾነ ካልእ ኣካል ብሓላፍነት ዝሕተተሉ ዋኒን ኣይኮነን። ብኣውሩኡ ከዓ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ባዕሉ ኤርትራ ከም ሃገር ንከይትቕፅል ማእለያ ኣልቦን ተኸታታልን መዕነዋይ ስራይምራይ እናኣለመ ስለዝመፀ ሎሚ ሎሚ ገዛእ ሃገሩ ናይምጥፋእ ፕሮጄክቱ ንሱ ብዝተመነዮ ዝተግሃደ ይመስል። ውሑዳት ዘይበሃሉ ውልቀመለኽቲ ወይ ሃገሮም ወይ ከዓ ህዝቦም ዝበተኑ ከምዝኾኑ ብታሪኽ ይፍለጥ። ቅድም ክብል ካብ ፅባሕ ናፅነት መሬት ኤርትራ ጀሚሩ ንገዛእ ህዝቡ ከብርስ ዝጀመረ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ግና ንገዛእ ሃገሩ 'ውን ዘጥፍኧ ፈላማይ መራሒ ኮይኑ ሐዚ ኣብ ታሪኽ ዓለም ክስነድ እዩ። ድሕሪ ደጊም ኤርትራ እንተስ ናብ ኣዲኣ እንተስ ናብ ሓትንኣ ወይ ከዓ ናብ ክልቲኡ ክተብል እያ። ከምናተይ ባህጊ ናብ ዓንተቦኣ ንክትምለስ ይምነ። ኣብ ታሪኽ ፖለቲካዊ ቃልሲ ብዙሓት ዓድታት ከምሃገር ንክምስረታ 'ምበር ከም ሃገር ንክጠፍኣ ዜጋታተን ኣይበጀዋን። ኣብ ዓለም ሃገር ክምስርት ብዙሓት ዝበጀወን ንዝመስረታ ገዛእ ሃገሩ መሊሱ ንከጥፋኣ 'ውን ብዙሓት ዝበጀወ ስርዓት እንተሃልዩ ስርዓት ህግደፍ ጥራሕ ይኸውን። ሆዝቢ ኤርትራ 'ውን እንተኾነ ኣብ ዓለም ሃገሩ ንክምስርትን ሃገሩ ንከጥፍእን ደቁ ዝተበጀወ ብሕታዊ ህዝቢ ዓለምና ይኸውን። እዚ ን"ኤርትራውያን" ዝንተ ኣለም እናሕፈሮምን ንደቂ ደቆም እናሰኮኖምን ዝነብር ሓውልቲ ሕስረቶም እዩ። ኣብዘመነ ስልጣን ስርዓት ህግደፍ ኣብ ኤርትራ ዝተሃነፀ ዝዓበየ ፕሮጄክት ሳዋን ድፋዕን እዩ። ድፋዕ ከዓ ፕሮጄክት ኲናት እዩ።

[ውልቃዊ ገምጋም ወዓካፃ ፥ ፳፬ ግንቦት ፳፻፲፬ ዓ/ግ]

06/04/2022

የዘር ማፅዳት እና በሰብአዊነት ላይ የተፈፀመ ወንጀል በምዕራብ ትግራይ (Crimes Against Humanity and Ethnic Cleansing in Ethiopia’s Western Tigray Zone)

"ከዚህ መሬት እናጠፋችዋለን(እናፀዳችዋለን)" በሚል አርእስት አምነስቲ ኢንተርናሽናል እና ሁይማን ራይትስ ዎች በጋራ በምዕራብ ትግራይ በትግራይ ህዝብ ላይ በአማራ ክልል ታጣቂዎች ማለትም "በፋኖ እና በአማራ ልዩ ሀይል" እንዲሁም በኢትዮጵያ መከላከያ ሰራዊት ስለተፈፀመው አረሜንያዊ የዘር ማፅዳት ዘመቻ በማስመልከት ከ240 ገፅ በላይ አዲስ ሪፓርት አውጥተዋል።


ይህንን የዘር ማጥፋት ወንጀል በቀጥታ የመሩ እንዲሁም አምነስቲ እና ሁዩማን ራይትስ ዎች ለአለም አቀፍ የወንጀለኞች ፍ/ቤት ተጠያቂ እንዲሆኑ የጠቀሳቸው 3 ወንጀለኞች ደግሞ:-

1. ኮ/ል ደመቀ ዘውዱ
2. ሻለቃ ደጀኔ ማሩ
3. በላይ አያሌው ናቸው።


በጥር 09/2013 ዓ.ም የተፈፀመውን "የተከዘ ወንዝ የጅምላ ጭፍጨፋ" በሪፓርቱ ላይ ከቀረቡት አንዱ ሲሆን በተከዘ ወንዝ በ60 የዓዲጎሹ ነዋሪ የትግራይ ተወላጆች ላይ የተፈፀመውን አሰቃቂ ጭፍጨፋም አካቷል። በጊዜያዊ አስተዳዳሪዎች ማለትም እነ ኮ/ል ደመቀ ዘውዱ የሚመሩት የጅምላ አፈሳ፣ የትግራይ ተወላጆች የሚሰቃዩበት እና የተገደሉባቸውን ሁኔታዎች በተመለከተ ከ400 በላይ ሰዎችን ቃለ መጠይቅ በማድረግ ዝርዝር ጉዳዮችን አቅርበዋል።

የኤርትራ ሰራዊት በሑመራ፣ አደባይ እና ራውያን ከተሞች ከአማራ ክልል ታጣቂዎች ጋር በመሆን የዚህ የዘር ማጥፋት ወንጀል ተባባሪ መሆኑንም ሪፓርቱ ያትታል። በአጠቃላይ የአማራ ክልል ባለስልጣናት ከጥቅምት 2013 ዓ.ም ጀምሮ በትግራይ ህዝብ ላይ የጦር ወንጀል እና በሰብአዊነት ላይ የተፍፀሙ ወንጀሎችን በመስራት፣ የኢትዮጵያ ባለስልጣናት ደግሞ ይህንን የዘር ማጥፋት ወንጀል ከዓለም ማ/ሰብ እንዲደበቅ በማድረግ፣ ገለልተኛ ምርመራ እንዳይኖር በመገደብ ከፍተኛ ሚና እንደተጫወቱ 15 ወራት የፈጀው ምርመራ ይገልፃል።

የኢትዮጵያ መከላከያ ሰራዊት በምዕራብ ትግራይ ህዝብ የጅምላ ጭፍጨፋ፣ ፆታዊ ጥቃት፣ አስገድዶ በማፈናቀል እና ሰብአዊ ድጋፍ (እርዳታ) እንዳይገባ በመከልከል በመቶ ሺ የሚቆጠሩ ተጋሩ ከመሬታቸው እንዲፈናቀሉ ማድረጉም ተነግሯል።



የአማራ ክልል አስተዳደር ይህንን የዘር ማጥፋት ወንጀል ሪፓርት ተልኮለት መልስ በመጋቢት 17/2014 ዓ.ም የሰጠ ሲሆን በጎንደር ዩኒቨርስቲ አማካኝነት ህወሓት የፈፀመው የጅምላ መቃብር የሚለውን ተረት ተረት ይህንን የ240 ገፅ የዘር ማጥፋት ወንጀል ሪፓርት ካዩ በኃላ እንደፈፀሙት አሁን ግልፅ ነው።






ሊንኮች:-

አምነስቲ ኢንተርናሽናል ሪፓርት ሊንክ: https://www.amnesty.org/en/latest/news/2022/04/ethiopia-crimes-against-humanity-in-western-tigray-zone/

ሁዩማን ራይትስ ዎች ሪፓርት ሊንክ: https://www.hrw.org/report/2022/04/06/we-will-erase-you-land/crimes-against-humanity-and-ethnic-cleansing-ethiopias

240 ገፅ የምርመራ ሪፓርት ሊንክ:https://www.amnesty.org/en/wp-content/uploads/2022/04/AFR2554492022ENGLISH.pdf

02/04/2022

#ንሓደ ወርሒ ጥራሕ ትግራይ ብውሑዱ እዞም ዝስዕቡ ነገራት የድልይዋ።

15/03/2022

ትግራዋይ ጠል ጭራቃውያን እና የጄኖሳይድ ጥሪአቸው!
#ሶስተኛው የእስረኛው በቀል

ይህ ሰው ወርቁ አይተነው ይባላል ሀብቱን ያከማቸው በባለፈው ስርዓት ሲሆን ሰውየው እልም ያለ ዘራፊ ነበር በወቅቱ ከባለሀብቶች እያጭበረበረ እየዘረፈ ሲያስቸግር ፌደራል ፖሊስ ጠፍንጎ አሰራርህን አስተካክል በሚል ወደ ወህኒ ይወረውረዋል ሰውየው ህልሙ ነግዶ አትርፎ መበልፀግ ሳይሆን በተገኘው አጋጣሚ አምታቶ ሀብት መሰብሰብ ነው ባለስልጣናትን በገንዘብ ማማለል ይፈልጋል እና የድሮዎቹ አልመች ብለውት ህልሙ እያጨናገፉ ከልክለውት ኑሯል በዚህ ቂም ቋጥሮ ሰንብቷል ኃላ በለውጡ ሰበብ ሹማምንታትን ዳጎስ ባለ ገንዘብ የግሉ ያረጋል አማራ ክልልን እያተራመሰ የበላይ ለመሆን እሩጫ ውስጥ ገብቶ በመሀል ተጨናግፎበት ሲንደፋደፍ የሰሜኑ ጦርነት ምቹ አጋጣሚ ይፈጥርለታል ሰውየው ዘሎ ወደ ወልቃይት በመግባት የአንድ ትግራዋይ የለማ የሰሊጥ ምርት የተከማቸበት መሬት በመዝረፍ በአንድ ዙር አጨዳ ብቻ ከ262 ሚሊየን በላይ ገቢ ያገኛል ይጥመዋል ከዛ ጦርነቱ እንዳይቆም ዘራፍ ማለቱን ይቀላቀላል በዛው አላበቃም መሬቱን ላለማስነጠቅ ትግራዋይ ላይ አረመኔያዊ በሆነ የቅስቀሳ ስልት "እንደ ፍየል ጠብሳችሁ ብላቸው!!" የሚል የጄኖሳይድ ጥሪ ፈፅሟል። ይህ ግለሰብ መዓከሉ ለህዝቡ መታገል ሳይሆን ሀብት ማካበት ብቻ እንደሆነ ይታወቃል።

አራተኛው ይቀጥላል………

15/03/2022
06/03/2022

"Russia must leave our land" 1970/80s rally in Tigray.

24/02/2022

ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ዝርከቡ ተወለድቲ ዓፋር ብጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዓፋር ዝበፅሕ ዘሎ ግፍዕን ስቓይን ክኹኑኑን ሓድነት ፈጢሮም ክቓለሱን ሓይልታት ፌደራሊስት ዓፋር ፀዊዑ

መቐለ፡17 ለካቲት 2014 ዓ/ም (ድወት) ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝቢ ሓይልታት ፌደራሊስት ዓፋር ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ከም ዘመልከቶ፣ ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት እዛ ሃገር ህውከትን ጎንፅን ብምፍጣር ፅኑዕን መትከላውን ምሕዝነት ህዝብታት ኢትዮጵያ ብምብትታኽ ኢትዮጵያ ናብ ኩለመዳያዊ ውድቀት ክትሳጣሕ ጌርዋ እዩ ኢሉ።

ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድን ስዓብቱ ፀረ ዲሞክራሲ ተግባራቶም ብምቕፃል ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ቐረባ እዋናት ብዘካየድዎ ደብዳብ ድሮን ልዕሊ 46 ሰለማውያን ተወለድቲ ዓፋር ከምዝሞቱን ልዕሊ 70 ድማ ብኸቢድ ከምዝቖሰሉን ሓይልታት ፌደራሊስት ዓፋር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ኣመልኪቱ።

ተላአኣኽቲ ጉጅለ ፋሽስት ዝኾኑ ሰራዊት ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዓፋር ዕንወት መሰረተ ልምዓትን ጉሕለትን የካይዱ ምህላዎም እውን ሓይልታት ፌደራሊስት ዓፋር ኣመልኪቱ።

ብሓፈሻ ህዝቢ ዓፋር ኣብ መሬቱ ተደራራቢ መስካሕክሒ ግፍዕን በደልን ይበፅሖ ከምዘሎ ዝሓበረ ሓይልታት ፌደራሊስት ዓፋር ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ልዕሊ እቲ ፋሽስት ጉጅለ ስጉምቲ ክወስድን ሙሁራትን ውድባትን ብሓፈሻ ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ዝነብሩ ተወለድቲ ዓፋር ድማ ሓድነት ፈጢሮም ክቓለሱ ፀዊዑ።

Address


Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Dhay posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

  • Address
  • Alerts
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share