UMD Media

UMD Media UMD Media is a new platform that strives to contribute for an evidence-based discourse and decision m

Saturday 10am EST: ክፋል 4 ውክልና ኣብ ፖለቲካዊ መልክዓ ምድሪ ትግራይን ኢትዮጵያን:  ተኸታታሊ ዘተ  ምስ ተናሓናሕቲ ውድባት ትግራይ
02/03/2024

Saturday 10am EST: ክፋል 4 ውክልና ኣብ ፖለቲካዊ መልክዓ ምድሪ ትግራይን ኢትዮጵያን: ተኸታታሊ ዘተ ምስ ተናሓናሕቲ ውድባት ትግራይ

1 ተኸታታሊ ዘተ ምስ ተናሓናሕቲ ውድባት ትግራይ፡ ናይ ፖለቲካ ፕሮግራም: ...

ኣብ ወርሂ ክልተ ወርሂ ላብ መረፃ? ቤት ፅሕፈት ህወሓት ኣብ ብ  ዝቐረቡ ናይ ፓርቲይ መንግስቲይ ፍልልይ ፥  ምጥያሽ ኣማኻሪ ካውንስል፥ ብሄራዊ ዕርቂ The Global Society of Ti...
26/02/2024

ኣብ ወርሂ ክልተ ወርሂ ላብ መረፃ? ቤት ፅሕፈት ህወሓት ኣብ ብ ዝቐረቡ ናይ ፓርቲይ መንግስቲይ ፍልልይ ፥ ምጥያሽ ኣማኻሪ ካውንስል፥ ብሄራዊ ዕርቂ The Global Society of Tigrai Scholars and Professionals (GSTS) Tigray People's Liberation Front/TPLF/

ህልው ኹነታት ህወሓት ብዓይኒ ላዕለዋይ ካድረ - ኣተኣላልያ ኣፈላላይ 1993 ዓም ከም ንቡር፤ ምሽጥር ምዕቃብ፤ ብልፅግና ከም መርኣያ፡ ማህበራዊ ሚዲያን ቴሌቭዥንን ከም ፀገም፤ ጌታቸው፤ ደብ...
25/02/2024

ህልው ኹነታት ህወሓት ብዓይኒ ላዕለዋይ ካድረ - ኣተኣላልያ ኣፈላላይ 1993 ዓም ከም ንቡር፤ ምሽጥር ምዕቃብ፤ ብልፅግና ከም መርኣያ፡ ማህበራዊ ሚዲያን ቴሌቭዥንን ከም ፀገም፤ ጌታቸው፤ ደብረፅዮን፤ ኣለም

Saturday 10am ክፋል 3 ፅንተት፤ ሰብኣዊ መሰል፤ ተሓታቲነት -  ተኸታታሊ ዘተ ምስ ተናሓናሕቲ ውድባት ትግራይ
23/02/2024

Saturday 10am ክፋል 3 ፅንተት፤ ሰብኣዊ መሰል፤ ተሓታቲነት - ተኸታታሊ ዘተ ምስ ተናሓናሕቲ ውድባት ትግራይ

1 ተኸታታሊ ዘተ ...

ትፈለጡ ሰባት እስቲ ሓቡርና።  እዋን እዚ ቪዲዮ መዓዝ እዩ? ኣበይ ቦታ? ሙሉ ባንዲት መን እያ? ኣበይ ኣላ ሀዚ? ንምንታይ  “ባንዲት” ተባሂላ? ስነዳ ታሪኽ : ደቂ ኣንስቲዮ ትግራይ
19/02/2024

ትፈለጡ ሰባት እስቲ ሓቡርና።

እዋን እዚ ቪዲዮ መዓዝ እዩ? ኣበይ ቦታ? ሙሉ ባንዲት መን እያ? ኣበይ ኣላ ሀዚ? ንምንታይ “ባንዲት” ተባሂላ?

ስነዳ ታሪኽ : ደቂ ኣንስቲዮ ትግራይ

17/02/2024

ተነሓናሕቲ ውድባት ኣብ 11 ዛዕባታት ታይ ይሓስባ? ታይ ይኣምና? ታይ ይገበራለዋ?
ን11 ተኸታተልቲ ቐዳማት ኣብ ዩኤምዲ ሚዲያ ዝተጀመረ ዘተ ክፋል ክልተ ሎማዓንቲ ገይርና ኣለና::

ኣብ 11 ክፋል ክርከባ ዝተዓድማ ውድባት: ሳወት: ውናት: ባይቶና: ዓሲምባ: ዓረና::

ውናትን ሳወትን:- ጨለ ኢሎም ን11 ዛዕባታት 11 ሰባት ስም ዝርዝር ሂቦም እስካብ ሀዚ ይሳተፍለዉ::

ዓረና: ጨለ ኢሎም እስካብ ሀዚ ኣይመፁን::

ባይቶና: ደጋጊምና ፈቲንና “መልሲ ክንህብ ኢና”ኢሎም እስካብ ሀዚ ኣይመፁን::

ዓሲምባ: “ንሕና ሐዚ ኣይንሳተፍን” ኢሎም ኣይመፁን::

1) ቐዳም Feb 10 2024 : ኣብ ፖለቲካ ፕሮግራም

ካብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ : ኣይተ ክንፈ ሓዱሽ

ካብ ውድብ ናፅናት ትግራይ: ዶ/ር ገብረመድህን ሮምሓ

2) ቐዳም Feb 17 2024 : ኣብ ሰብኣዊ ቕልውላው

ካብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ : ኣይተ ካሕሳይ ሃይሉ

ካብ ውድብ ናፅናት ትግራይ: ወ/ሮ እለኒ ወላይ

ተረኺቦም ናይ ውድቦም ሓሳብ ኣካፊሎም እዮም።

ዘምለጠኩም ረኣይዎ።

https://youtube.com/playlist?list=PLmF_jl5NdFWFsHD85lTWaCGsQ7-cfZJiw&si=M3PELrV6bIZfaMid

ዝቕፅል ቐዳም Feb 24 2024 : ፅንተት: ሰብኣዊ መሰልን ተሓታቲነተን ዝምልከት

ካብ ውድብ ናፅናት ትግራይ: ኣይተ ወ/ኣብርሃ ንጉሰ

ካብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ: ኣይተ ተስፋኣለም በርሀ ክርከቡ እዮም።

ሰብስክራይብ: ሼር ግበሩ::

Share your videos with friends, family, and the world

Saturday at 1pm EST ዘተ ምስ ብርሃነ ንጉሰ  ናይ "ታሪኽ ጄኖሳይድ ትግራይ ብፅቡቕ ዝሰነደ ፊልም"  #ዘይተቐደሰ   ደራሲ፤ ዳይሬክተር፤ ፕሮዲዩሰር፤ ሲኒማቶግራፈር https://w...
15/02/2024

Saturday at 1pm EST ዘተ ምስ ብርሃነ ንጉሰ ናይ "ታሪኽ ጄኖሳይድ ትግራይ ብፅቡቕ ዝሰነደ ፊልም" #ዘይተቐደሰ ደራሲ፤ ዳይሬክተር፤ ፕሮዲዩሰር፤ ሲኒማቶግራፈር https://www.youtube.com/watch?v=FvS-f13ROv4 Next screening: March 16 at 2pm at Globe Cinema ዘይተቐደሰ ፊልም Unholy Film

with English subtitle. Next screening: Saturday, March 16 at 2 pm at Globe Cinema 617 8 Ave SW, Calgary, AB T2P 1H1 #...

Saturday at 10 am EST : ክፋል 2 ሰብኣዊ  ቕልውላው ፡ ተኸታታሊ ዘተ  ምስ ተናሓናሕቲ ውድባት ትግራይ
15/02/2024

Saturday at 10 am EST : ክፋል 2 ሰብኣዊ ቕልውላው ፡ ተኸታታሊ ዘተ ምስ ተናሓናሕቲ ውድባት ትግራይ

"ህወሓትን ኲናትን" ብተኽሊት ገብረመስቀል ባህታ  (Teklit Ghebremeskel ) "ህወሓትን ኩናትን ናይ ሓደ ሳንቲም ክልተ ገፅ እየን፡፡ ስለምንታይ? መበገሲኡ ኸ? እቶም መራሕቲ ኩናት...
13/02/2024

"ህወሓትን ኲናትን" ብተኽሊት ገብረመስቀል ባህታ (Teklit Ghebremeskel ) "ህወሓትን ኩናትን ናይ ሓደ ሳንቲም ክልተ ገፅ እየን፡፡ ስለምንታይ? መበገሲኡ ኸ? እቶም መራሕቲ ኩናት ስለ ዝደልዩ ድዩ? ነኸስቲ ብረት ኮይኖም ስለዝተፈጠሩ ድዩ ወይስ ካሊእ ? እቲ ሓደነት፤ ካበይ ዝቦቁል እዩ? ንምውጋድ እንተዝደልዩ ኸ የውግድዎ ዶ? ዕላመኦም ገዲፎም ዶ ምስ ዕላመኦም? ብስሩ ባዕሎም ከ ስለምንታይ ይኳነቱ ይፈልጥዎ ዶ? ዝብሉ ነጥቢታት ብቀጥታን ብተዘዋዋሪ ክሪኢ ክፍትን እየ፡፡"

Next “መስመር እዩ ኃይልና!” – እስከመቼ? ህወሓት እና የወደፊት ዕጣ-ፈንታው Uncategorized ህወሓትን ኲናትን 1 min ago2 views8 min read Add comment FacebookXRedditPinterestEmail ተኽሊት ገብረመስቀል ባህታ ለካቲት 5 ፤ 20...

Saturday at 10am EST: ተኸታታሊ ዘተ ምስ ተናሓናሕቲ ውድባት ትግራይ፡ ክፋል 1 -  ናይ ፖለቲካ ፕሮግራም
08/02/2024

Saturday at 10am EST: ተኸታታሊ ዘተ ምስ ተናሓናሕቲ ውድባት ትግራይ፡ ክፋል 1 - ናይ ፖለቲካ ፕሮግራም

ሕቶታት UMD Media ንGSTS : ሕቶታት ኽትምልሱ ናብ ሚድያታት ዘይትቐርቡ? ትግራይ ኣብ ዝተሓላለኸ ኹነታት እ... https://www.youtube.com/live/rssIVaKkf9I?si=...
06/02/2024

ሕቶታት UMD Media ንGSTS : ሕቶታት ኽትምልሱ ናብ ሚድያታት ዘይትቐርቡ? ትግራይ ኣብ ዝተሓላለኸ ኹነታት እ... https://www.youtube.com/live/rssIVaKkf9I?si=Pq-s1FabACmH9iAe The Global Society of Tigrai Scholars and Professionals (GSTS)

UMD Media is very grateful for the video and support from .

04/02/2024

“ሰዓት 12 ኣቆፃፅራ መቐለ” ንምንታይ መቐለ ኢልካ? እንታይ ትብል ደሊኻ? ኢልኩም ዝሓተትኩም እኒሄኹም::
ምስ ኣብዝተፈላለየ ቦታ ዘለዉ ሰባት ቖፆሮ ምሓዝ እቲ ናይ ሰዓት ኣፈላላይ ንምርድዳእ ዓቢዪ ፀገም እዩ::

ኣብ ወፃኢ ንዘለዉ EST ኢለ ይጥቀም:: ኣብ ዓዲ ንዘለዉ ኣቆፃፅራ መቐለ ይብሎም:: ንምርድዳእ። ኻሊእ ትርጉም የብሉይ። ኣይትሻቐሉ።።

04/02/2024

ዩኤምዲ ሚዲያ ኻብ ቐዳም ፌብ 10 ጀሚሩ ንተኸታታሊ 11 ሰሙናት ቐዳም ቐዳም ንሓደ ሰዓት ዝኣክል ምሸት ሰዓት 12 ኣቆፃፅራ መቐለ ምስ ኣርባዕተ ተቓወምቲ ውድባት ትግራይ ተኸታታሊ መደብ ክጅምር እዩ:: እተን 11 ዛዕባታት ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘራ እየን::
ንተቓወምቲ ውድባት ትግራይ ንኹለን ክሕተትልኩም ትደልይዎ ሕቶታት እንታይ እንታይ እዩ?
ከም ውድብ ነኒበይነንከ?
ፃሓፉልና 🙏

1. Political Programs
2. Humanitarian Crisis
3. Genocide, Human Rights and Accountability
4. Political Representation
5. Conflit Resolution
6. Reconciliation and Healing
7. Economic Reconstruction:
8. Security and Stability
9. Media and Information
10. International Relations
11. Social and Cultural Preservation

ሕድሕድ ሰሙናዊ መደብ ተመልከቲ ዝዕቕንሉ ፖል ክህልወና እዩ::

Dejen M. Abrha Kibrom Zebib Sibhatleab ኣሉላ ሃይሉ ነጋ Amdom Gebreslasie

At 7pm EST H-Panel: Current Affairs of  :    and   with Abraha Belai Mersea Kidan Hagos Abrha Abay
28/01/2024

At 7pm EST H-Panel: Current Affairs of : and with Abraha Belai Mersea Kidan Hagos Abrha Abay

At 5pm EST ህወሓት፤ ግምት፤ ሲ.ኣይ.ኤ.፤ ቲ.ዲ.ኤፍ. -  መበገሲ፤ ትሕዝቶን ዒላማን መልእኽቲ   ኣይተ ስብሃት ነጋ?  BK Brook መርከብ ነጋሽ Woldegiorgis G. Tekla...
28/01/2024

At 5pm EST ህወሓት፤ ግምት፤ ሲ.ኣይ.ኤ.፤ ቲ.ዲ.ኤፍ. - መበገሲ፤ ትሕዝቶን ዒላማን መልእኽቲ ኣይተ ስብሃት ነጋ? BK Brook መርከብ ነጋሽ Woldegiorgis G. Teklay

...

LIVE International Conference:   Building &   in 'Post-War'   - The Way Forward by PJTI
27/01/2024

LIVE International Conference: Building & in 'Post-War' - The Way Forward by PJTI

International Conference on Peace Building, and Justice in post-war Tigray organized by Peace and Justice for Tigreans International (PJTI). The Conference ...

“መስመር እዩ ኃይልና!” – እስከመቼ? ህወሓት እና የወደፊት ዕጣ-ፈንታው በልደቱ አያሌው
27/01/2024

“መስመር እዩ ኃይልና!” – እስከመቼ? ህወሓት እና የወደፊት ዕጣ-ፈንታው በልደቱ አያሌው

Next OBITUARY – Professor Wolde-Ghiorgis Woldemariam Desta: A Champion of Rural Energy Development, Poverty Alleviation and Education Uncategorized “መስመር እዩ ኃይልና!” – እስከመቼ? ህወሓት እና የወደፊት ዕጣ-ፈንታው 3 mins ago2 views3 min read Add c...

LIVE at 3:30 PM EST DAY 1: THE ETHIOPIAN REVOLUTION OF 1974: 50 YEARS ON, INTERNATIONAL SYMPOSIUM, University of Miami
26/01/2024

LIVE at 3:30 PM EST DAY 1: THE ETHIOPIAN REVOLUTION OF 1974: 50 YEARS ON, INTERNATIONAL SYMPOSIUM, University of Miami

The Ethiopian Revolution of 1974: 50 Years OnAn in-person event commemorating the 50th anniversary of the Ethiopian Revolution of 1974 delving into the histo...

At 7 pm EST H-Panel : Current Domestic and Foreign Affairs of   with Faisal Roble  Etana H. Dinka                       ...
21/01/2024

At 7 pm EST H-Panel : Current Domestic and Foreign Affairs of with Faisal Roble Etana H. Dinka

Sunday at 7pm EST H-Panel: Ramifications of   and   port deal with Faisal Roble Ezekiel Gebissa  and ዓለማየሁ ፈንታው
13/01/2024

Sunday at 7pm EST H-Panel: Ramifications of and port deal with Faisal Roble Ezekiel Gebissa and ዓለማየሁ ፈንታው

At 7pm EST: ተሞክሮ ቁሸት ሚሌንየም ቆራሮ: ምስ ፕሮፌሰር  ኣዋሽ ተክለሃይማኖት
05/01/2024

At 7pm EST: ተሞክሮ ቁሸት ሚሌንየም ቆራሮ: ምስ ፕሮፌሰር ኣዋሽ ተክለሃይማኖት

New Year fireworks from  ,  ,  ,   - 2024
01/01/2024

New Year fireworks from , , , - 2024

"ከም ህዝቢ ንምውዳቕና ምሁር ሊሂቅ ትግራይ ተሓታታይ እዩ!  ዓለም ለኸ ማሕበር ምሁራንን ሰብ ሞያን ትግራይ (The Global Society of Tigrai Scholars and Professi...
29/12/2023

"ከም ህዝቢ ንምውዳቕና ምሁር ሊሂቅ ትግራይ ተሓታታይ እዩ! ዓለም ለኸ ማሕበር ምሁራንን ሰብ ሞያን ትግራይ (The Global Society of Tigrai Scholars and Professionals (GSTS) ) ከም መርኣያ" ብዳዊት ካሕሳይ (Dawit Kahsay )

Next ከምጽአተ-ኢትዮጵያ እንተርፍ ይሆን? ባይዋጥልዎም እነሆ ፖለቲካ…! Uncategorized ከም ህዝቢ ንምውዳቕና ምሁር ሊሂቅ ትግራይ ተሓታታይ እዩ! ዓለም ለኸ ማሕበር ምሁራንን ሰብ ሞያን ትግራይ (GST...

"ከምጽአተ-ኢትዮጵያ እንተርፍ ይሆን? ባይዋጥልዎም እነሆ ፖለቲካ…! "  ልደቱ አያሌው
29/12/2023

"ከምጽአተ-ኢትዮጵያ እንተርፍ ይሆን? ባይዋጥልዎም እነሆ ፖለቲካ…! " ልደቱ አያሌው

Next ምላሽን መጠናኸሪን ንናይ ዶ/ር ገብረሚካኤል ገብረመስቀል ፅሑፍ “ኣብ ትግራይ ንምንታይ እስካብ ሐዚ ለውጢ ክመፅእ ዘይኽኣለ? ሓፂር ገምጋምን ነቐፌታን ተናሓናሕቲ ውድባትን ስቪል ማ.....

ምላሽን መጠናኸሪን ንናይ ዶ/ር ገብረሚካኤል ገብረመስቀል  ፅሑፍ  “ኣብ ትግራይ ንምንታይ እስካብ ሐዚ ለውጢ ክመፅእ ዘይኽኣለ? ሓፂር ገምጋምን ነቐፌታን ተናሓናሕቲ ውድባትን ስቪል ማሕበራትን...
29/12/2023

ምላሽን መጠናኸሪን ንናይ ዶ/ር ገብረሚካኤል ገብረመስቀል ፅሑፍ “ኣብ ትግራይ ንምንታይ እስካብ ሐዚ ለውጢ ክመፅእ ዘይኽኣለ? ሓፂር ገምጋምን ነቐፌታን ተናሓናሕቲ ውድባትን ስቪል ማሕበራትን” ብ ዶ/ር ፀጋዘኣብ ካሕሱ ( Tsegazeab Kahsu Assefa )

Next ኣብ ትግራይ ንምንታይ እስካብ ሐዚ ለውጢ ክመፅእ ዘይኽኣለ? ሓፂር ገምጋምን ነቐፌታን ተናሓናሕቲ ውድባትን ስቪል ማሕበራትን Uncategorized ምላሽን መጠናኸሪን ንናይ ዶ/ር ገብረሚካኤል ገብ....

Wednesday at 1pm EST ትግራይ ካብ ‘ሞዴል ሓረስቶት’  ናብ ሞዴል ሓሰብቲን ሞዴል ሓተትቲን፡  ንምንታይ? ኸመይ?  Yonas Tadesse Berhe
25/12/2023

Wednesday at 1pm EST ትግራይ ካብ ‘ሞዴል ሓረስቶት’ ናብ ሞዴል ሓሰብቲን ሞዴል ሓተትቲን፡ ንምንታይ? ኸመይ? Yonas Tadesse Berhe

Address


Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when UMD Media posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Videos

Shortcuts

  • Address
  • Alerts
  • Videos
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share