ደርፍታት ትግርኛ

  • Home
  • ደርፍታት ትግርኛ

ደርፍታት ትግርኛ ብስልክኹም ገንዘብ
https://t.me/metaacrypto

28/12/2024
ስኬት
28/12/2024

ስኬት

ረዚና
28/12/2024

ረዚና

እንኳዕ ድሓን፡ኮንካ!
28/12/2024

እንኳዕ ድሓን፡ኮንካ!

ስልክን  ፈጣን  ኢንተርኔትን እንተሃልዩኩምኣብ ቴለግራም  ብዙሕ ገንዘብ ክትሰርሑ፡  ከምትኽእሉ  ትፈልጡ ዶ?ክትሰርሕ ትደልዩ  ከምኡውን  ብዶላር ክትክፈሉ  ትደልዩ እንተኮይንኩም ናብ ቴለግ...
28/12/2024

ስልክን ፈጣን ኢንተርኔትን እንተሃልዩኩም
ኣብ ቴለግራም ብዙሕ ገንዘብ ክትሰርሑ፡ ከምትኽእሉ ትፈልጡ ዶ?
ክትሰርሕ ትደልዩ ከምኡውን ብዶላር ክትክፈሉ ትደልዩ እንተኮይንኩም ናብ ቴለግራም፡ና ተሓወሱሞ ምሳና ስርሑ!
ሊንክ
https://t.me/metaacrypto

27/12/2024

ኣብ ትግራይ ዝተወለዐ ከቢድ ውግእን ግህሰት ሰብኣዊ መሰልን ብጆ ባይደን ዝምራሕ መንግስቲ እታ ሃገር ዝሃቦ ግብረ መልሲ ኣብ ስደት ዝነብሩ ትውልደ እዛ ሃገር ንዶናልድ ትራምፕን ውድብ ሪፓብሊካንን ንኽመርፁ ከምዝደረኾም ኣፍሊጦም።

ማዕከን ዜና ናሽናል ሎሚ ኣማስዩ ኣብ ዝዘርገሖ ዜና ከምዝሓበሮ ጆ ባይደንን ውድቦም ዴሞክራትን ኣብ ትግራይ ኣብ ዝተኻየደ ውግእን ንዚ ክሳብ መወዳእታ ኣብ ምእላይ ንዘርኣይዎ ዙሕቱል ኣካይዳታት ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሕዳር ኣብ ሑቡራት ኣመሪካ ኣብ ዝተኻየደ ሃገራዊ መረፃ ትውልደ ኢትዮጵያ ኣብ ሑቡራት ኣመሪካ ንውድብ ዴሞክራት ብምጉሳይ ንውድብ ሪፖብሊካን ንኽመርፁ ከምዝተገደዱ ኣረዲኡ።

ኣብ ትግራይ ዘጋጠመ ከቢድ ደማዊ ውግእ ስዒቡ ብኹሎም ሓይልታት ዑጡቓት ንዝተፈፀመ ቁሉዕ ሰብኣዊ ግህሰትን ከቢድ ገበን ኲናትን ብጆ ባይደን ዝምራሕ መንግስትን ውድብ ዴሞክራትን ዘርኣይዎ ሸለልትነት ኣፍቲ ዝተኻየደ መረፃ ብካርዲ ድምፂ ንኽቐፅዕዎም ከምዝደረኾም ዝሓበሩ ኣድመፅቲ ትውልደ ኢትዮጵያ ሐዚ'ውን መዕለቢ ኽግበረሉ ብዘይምኽኣሉ ኣብ ዘበነ ትራምፕ ቁልጡፍ መፍትሒ ንኽመፅእ ብምትስፋው ንፕረዚደንት ዶናልድ ትራሞፕን ንፖለቲካዊ ውድቦም ሪፖብሊካንን ድምፆም ኽህቡ ከምዝኸኣሉ ሓቢሮም።

ኣብ'ዚ ሐዚ እዋን ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ከቢድ ደማዊ ውግእ ብመሰረት ውዕል ፕሪቶርያ ደው ክብል እኳ እንተኸኣለ ብሰንኪ እቲ ዝተኻየደ ውግእ ዝተመዛበለ ህዝቢ ሐዝ'ውን ናብ መረበቱ ከምዘይተመለሰ ዝሓበሩ እቶም ትውልደ ኢትዮጵያ ኣመሪካውያን ፤ ንዚ ትኹረት ዘይሃበ ምምሕዳር ጆ ባይደንን ውድቦም ዴሞክራትን ንዘይምምራፅ ከምዝወሰኑ ኣፍሊጦም ክብል እቲ ማዕከን ዜና ንቶም ትውልደ ኢትዮጵያውያን ኣመሪካውያን ብምዝርራብ ፀብፂቡ።

እቲ ሕብረተሰብ ናብ ውድብ ሪፓብሊካን ገፁ ብምዟር ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ኣፍሪካ ብሓፈሻ - ብፍላይ ክኣ ኣብ ልዕሊ ትግባረ ስምምዕ ፕሪቶርያ ፖሊሲ ኣሜሪካ ክቕይሮ እዩ ዝብል ተስፋታት ብምንባሮም ምዃኑ ገሊፁ።

ኣብ ዝሓለፋ ኣርባዕተ ዓመታት ፍሉይ ልኡኽ ሑቡራት ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝኾኑ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ክሳብ 20 ጊዜ ተመላሊሶም'ዮም ብመንፅር ውፅኢት ክዕቀን ከሎ ግን ዝፈየድዎ ነገር ከምዘየለን ተስፋ ዘቑረፅ ርእሰ ጉዳይ ምዃኑን ወሲኾም ሓቢሮም።

ብተወሳኺ ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ብኹሎም ኣሜሪካውያን ዝቃለሱሉ ዘለዉ ቁጠባዊ ጉዳያት፣ ናህሪ ዋጋታት ዕዳጋ ፣ ዋጋ ክራይ መንበሪ ኣባይትን ስእነት ስራሕን ሓዊሱ ሰማይ ዓሪጉ ኣብ ዘለወሉ እዋን ምምሕዳር ጆ ባይደን ኣብ ክንዲ ንሃገርን ህዝብን ኢትዮጵያ ምርኣይ ንውልቀ መለኽቲ ከምዝደገፉን ብመንገዲ ኣህጉራዊ ትካል ገንዘብን ባንኪ ዓለምን ገደብ ዘይብሉ ልቓሕ ክወሃብ ምግባሮምን ተወሳኺ እምነት ምንባር ከምዝተስኣኖም ወሲኾም ገሊፆም።

ኣብ ኢትዮጵያ ሕግን ስርዓትን ኣብ ዝተዳኸመሉ ምልክነት ኣብ ዝሳዕረረሉ እዋንን ጎንፅን ህውከትን ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት እዛ ሃገር እንዳተበራኸተሉ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን ኣብ ዕድመ ስልጣን ዶናልድ ትራምፕ ክመሓየሽን እዛ ሃገር ናብ ዝሓሸ ሂወትን ርግዓትን ንኽምለስ ከምዝሰርሑ እምነቶም ኣንቢሮም ከምዘለው ኣብሪሆም።

26/12/2024

ብሞባይልኩም ጥራሕ ገንዘብ ክትሰርሑ ትደልዩ ዶ?
ዘድልዩ ነገራት
-ኢንተርኔት
-smart ስልኪ
ጥራሕ!
ትደልዩ ተኮይንኩም ኣብ ኮመንት ኣፍልጡኒ!

Address


Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ደርፍታት ትግርኛ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Videos

Shortcuts

  • Address
  • Alerts
  • Videos
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share