Tigray today

Tigray today Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Tigray today, News & Media Website, .

  Tigray today ቆልዑ ኣሸንዳ😘🍋❤
15/08/2023


Tigray today
ቆልዑ ኣሸንዳ😘🍋❤

19/07/2023

ብመስረት ዉዕሊ ፕሪቶርያ ፀላእቲ ካብ መሬት ትግራይ ይዉፅኡ።
ዝተፈናቐለ ህዝብና ናብ መረበቱ ይመለስ።

19/07/2023

💖

06/02/2023

ክብርን ሞጎስን ንስዉኣትና

07/07/2022

Every year, million people die due to unhealthy diets.rising food prices mean this will only get worse. World Health Organization (WHO) supports countries` efforts to improve food systems, fight hunger and malntrition, and to ensure that food is the basisfor . https://bit.ly/3IhHXjw

ሰላም ንዓኺ ትግራይ💊💞💞💞
07/07/2022

ሰላም ንዓኺ ትግራይ💊💞💞💞

04/05/2022

Rest in peace our hero

23/04/2022


Tigrai Media House

22/04/2022
🔥❤
21/04/2022

🔥❤

18/04/2022

Why are you not calling it Genocide?
Tewodros with Laetitia bader. Born of africa director on HRW

17/04/2022

የትግራይ ሰራዊት ልአህዝብ ያለው ክብር የኣይን ምስክር!መደመጥ ያለበት!

ክፍቲ ቦታ ምልኡ🙄
17/04/2022

ክፍቲ ቦታ ምልኡ🙄

ኣብ ዋችሞ ዩኒቨርስቲ  ንልዕሊ 10 ኣዋርሕ ተዳጊኖም ዝፀንሑ 1300 ዝኾኑ ካብ ስዑዲ ተመለስቲ ተጋሩ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኢኺም ብምባል 17 ባስ ፅዒኖም የዉፅእዎም ኣለዉ። ብዝከኣልናዮ መፍትሖ...
12/04/2022

ኣብ ዋችሞ ዩኒቨርስቲ ንልዕሊ 10 ኣዋርሕ ተዳጊኖም ዝፀንሑ 1300 ዝኾኑ ካብ ስዑዲ ተመለስቲ ተጋሩ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኢኺም ብምባል 17 ባስ ፅዒኖም የዉፅእዎም ኣለዉ። ብዝከኣልናዮ መፍትሖም ክሳብ ዝረጋገፅ ኣበይን ከምይን ከም ዘለዉ ቤተሰብ ክትትል ንክገብረለሙን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዋሕስ ክሕተቱ ስለ ዝኽእሉ ክነዘጋጅወሎም ይሓትት ኣለዉ።

ዋና ዳይሬክተር ዉዱብ ጥዒና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሐኖም ተሸላሚ ፉሉይ ሰብኣዉነት ኮይኖም።እቲ ትካል ናይ 2021 ዓመተ ፈረንጂ ን(6ይ) ሻድሻይ ግዜ ኣብ ዘካየዶ ሕርያ ዋና ዳይሬክተር ጥዒ...
13/02/2022

ዋና ዳይሬክተር ዉዱብ ጥዒና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሐኖም ተሸላሚ ፉሉይ ሰብኣዉነት ኮይኖም።

እቲ ትካል ናይ 2021 ዓመተ ፈረንጂ ን(6ይ) ሻድሻይ ግዜ ኣብ ዘካየዶ ሕርያ ዋና ዳይሬክተር ጥዒና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሐኖም #ቫይረስ ኮሮናን ኢቮላን ኣብ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ንዝሃብዎ መሪሕነት ዕዉት ኣፈፃፅማን ፉሉይ ሽልማት ሰብኣዉነት ሸሊምዎም።

Tedros Adhanom Ghebreyesus congratulation❤💛

13/02/2022

ኢትዮ ፎረም welcome ብለናል!

ዓወት ደጉዓሊ!ሎሚ መበል 135 ዓመት ዓወት ኹናት ደጉዓሊ 17 ጥሪ 1880 ዓ/ም ኣብ ታሪኽ ኣፍሪካ ፀለምቲ  ንፀዓዱ ዝሰዓርሉ ፈላማይ ታሪኽ እዩ። ቅድሚ ዓወት ዓድዋ 9ተ ዓመታት።The vi...
25/01/2022

ዓወት ደጉዓሊ!

ሎሚ መበል 135 ዓመት ዓወት ኹናት ደጉዓሊ 17 ጥሪ 1880 ዓ/ም ኣብ ታሪኽ ኣፍሪካ ፀለምቲ ንፀዓዱ ዝሰዓርሉ ፈላማይ ታሪኽ እዩ። ቅድሚ ዓወት ዓድዋ 9ተ ዓመታት።

The victory of dogali !

Today 135th Anniverssary of the victory of the battle of dogali. January 25,1887 the first victory for whites in black history. 9th years before adwa victory.

21/01/2022

ግፍዓዊ በደልን ጨፍጫፍን ኣብ ህዝቢ ትግራይ ዝተፈፀመን ዝፍፀም ዘሎን ብደክሞንተሪ መልክዕ ሒዙ ቀሪቡ ኣሎ

  ስርሑ ሙሉእ ንሙሉእ ጠጠው ኣቢሉ‼ተጠቀምቲ ድያለስስ ዝነበሩ ሰኣን ናዉቲ ሕክምና ዶክተራት ምንም ክንሕግዞም ብዘይ ምኽኣልና ዓይንና እናረኣና ብሂወት ንስእኖም ኣለና💔😥ዓቕምና ብኽያት ጥራሕ...
03/01/2022

ስርሑ ሙሉእ ንሙሉእ ጠጠው ኣቢሉ‼ተጠቀምቲ ድያለስስ ዝነበሩ ሰኣን ናዉቲ ሕክምና ዶክተራት ምንም ክንሕግዞም ብዘይ ምኽኣልና ዓይንና እናረኣና ብሂወት ንስእኖም ኣለና💔😥ዓቕምና ብኽያት ጥራሕ ኮይና ሓግዙና ይብል ዶ/ር ክብሮም😥

30/12/2021

ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝበፀሐ ግፍዕታት ብስእሊ ገይራ ታሪኽ ትስንድ ዘላ ዋዕሮ ትግራወይቲ🔥🔥🔥

  Before you say no more you have to   about tigray. Tigray is a place for the ancient de'amat and axumite kingdom.tigra...
29/12/2021


Before you say no more you have to about tigray. Tigray is a place for the ancient de'amat and axumite kingdom.tigray is a place where christianity and islam establish for the first time in africa (axum & nejaShi). Tigray is a place where colonialists are defeated in africa for the first time not only once but several times even before adwa with a leadership of emperor yohanes iv and with his brave warrior military leader ras alula abanega AKA the first african jeneral. That's why we call

እንካዕ ኣብፀሐና ደቂ ሓላል መሬት ቅዱስ ገብሪኤል ናይ ሰላምን ራህዋን ደወል ንሃገርና የብስረና ብርኽ ዕለት❤🙏
28/12/2021

እንካዕ ኣብፀሐና ደቂ ሓላል መሬት ቅዱስ ገብሪኤል ናይ ሰላምን ራህዋን ደወል ንሃገርና የብስረና ብርኽ ዕለት❤🙏

ህፁፅ ናብ ትዊተር ንሰለፍ ተጋሩ‼ፋሽሽቲ ኣቢይ ኣሕመድ ንማሕበረሰብ ዓለም ሰራዊተይ ጠጠው ኣቢለዮ ኣለኹ  ኢሉካ ዝሓሰወ እንተኾነ ሎሚ ምስ ኣራዊት ሰራዊት ኤርትራ ብሓባር ብምኻን ኣብ ፀለምቲ...
27/12/2021

ህፁፅ ናብ ትዊተር ንሰለፍ ተጋሩ‼

ፋሽሽቲ ኣቢይ ኣሕመድ ንማሕበረሰብ ዓለም ሰራዊተይ ጠጠው ኣቢለዮ ኣለኹ ኢሉካ ዝሓሰወ እንተኾነ ሎሚ ምስ ኣራዊት ሰራዊት ኤርትራ ብሓባር ብምኻን ኣብ ፀለምቲሓዱሽ ኩናት ከፊቱ ይርከብ‼ኩልኻ ትግራዋይ ግቡእኻ ተዋፃእ ዕሰል‼

27/12/2021

ካብ ግዱስ ሓዉና ካብ መቐለ ዝተለኣኸት መልእኽቲ ‼

ኩሉኹም ኣብ ወፃኢ ዘለኹም ተጋሩ ህዝብና ብወረርቲ ፍእሽሽታዉያን ዝወርድ ዘሎ ግፍዒ ምግቢ ከይረክብ ተዓፅዩ ብደብዳብ ድሮን ኣየርን ህዝብና ንምፅናት ይርከቡ‼
#ዓፀቦ ጥምየት ኣብ ህዝብና ብጣዕሚ ምስግእን መተሓሳሰብን ኮይኑ ይርከብ‼💔ሕዚ ዝመፀ ሓበሬታ ኣብ ከባቢታት #ተምቤንን ወረዳ #ጣንቋ ኣብርገለን ብምኽንያት እቲ ክሳብ እዋን ዘራእትን ኣዝመራን ዝፀነሐ ኩናት ሓረስቶት ድሒሮም ስለ ዝጀመሩ ብዚ ከዓ ዝናብ ከይሸወተ ብምቁራፁ ምህርቲ ክሕፈስ ኣይከኣለን‼💔😥
እብ #ትዊተርን ካልኦት ዓበይቲ ሚድያታት ተገዲሶም ክሰርሕሉ ናብ ዝምከቶ ሼር ንላቦ ‼
Letha Abrha

Address


Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Tigray today posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Videos

Shortcuts

  • Address
  • Alerts
  • Videos
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share