Merbeb ቲቪ

  • Home
  • Merbeb ቲቪ

Merbeb ቲቪ መርበብ ቲቪ
ድምፂ ውፁዕ ህዝቢ

ንብዛሕ 👉 ድምፃዊት የሺ ብርሃነ ❤
01/02/2023

ንብዛሕ 👉 ድምፃዊት የሺ ብርሃነ ❤

01/02/2023

"ኣመሓደርቲ ትግራይ ካብ በረኻ ናብ ከተማ ክትኣትው ከለኹም ሓመድኩም ነጊፍኩም ከይኮነ ኣተሓሳስባኹም ነጊፍኩም እተው" ( ጀነራል ምግበይ) 👉❤

 #ተጋሩ ንአቡነ ሳዊሮስ ፍሉይ ክብሪ ክንህቦም ይግባእ።ጠቅላይ ቤተክህነት ኮነ ሲኖዶስ ንትግራይን ተጋሩን ክሒዱ ኣብ ጎኒ ጨፍጨፍቲ እንትስለፍ።ብፁዕ አቡነ ሳዊሮስ ግን ሩሑቕ ከይከድና ናይ ም...
01/02/2023

#ተጋሩ ንአቡነ ሳዊሮስ ፍሉይ ክብሪ ክንህቦም ይግባእ።
ጠቅላይ ቤተክህነት ኮነ ሲኖዶስ ንትግራይን ተጋሩን ክሒዱ ኣብ ጎኒ ጨፍጨፍቲ እንትስለፍ።ብፁዕ አቡነ ሳዊሮስ ግን ሩሑቕ ከይከድና ናይ ምስካየ ኅዙናን ላዕለዋይ ሓላፊ ስለ ዝነበሩ ዝኾነ ናይ ፀጥታ ኣካል ብዘይ ፍቓዶም ከይኣቱ ከልኪሎም።ብሓዘን ተጨቢጦም ዝነበሩ ሊቃውንቲ ተጋሩ እቲ ጊዜ ክሓልፍ እዩ ኣይዞኹም ደቀይ! እናበሉ ካፍቲ ግቢ ከይትወፁ ኢሎም እናሓብሐቡ ታሪኽ ሰሪሖም እዮም።
==>ብፁዕ አቡነ ሳዊሮስ ካብ ልቢ ነመስግን!🙏

Address


Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Merbeb ቲቪ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

  • Address
  • Alerts
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share