Tigiray'voice

  • Home
  • Tigiray'voice

Tigiray'voice ተጋሩ ንረዳዳእ ንተሓሳሰብ ንደጋገፍ ንወደብ ብሓበራዊ ቅልጽምና ንመክት፡፡✊❤💛👈


!ናይ ሓደጋ ግዜ ተጸዋዒ (TDF)

ኣሎ ዘይተረድአ😭😭😭😭😭እዚ ሐዚ መርድእ ዝተነግረብቀትሩ ፀልሚቱ ኩሉ ምስ መረረህላወኡ ከረጋግፅ ሓሪኑ ዝወፈረጅግና ተጋደላይ ፀላእቱ ዝቐበረምእንተ ሃገር ሂወት ዝገበረንሱ ጥራሕ ኣይኮነን ኣሎ ...
17/10/2023

ኣሎ ዘይተረድአ
😭😭😭😭😭
እዚ ሐዚ መርድእ ዝተነግረ
ብቀትሩ ፀልሚቱ ኩሉ ምስ መረረ
ህላወኡ ከረጋግፅ ሓሪኑ ዝወፈረ
ጅግና ተጋደላይ ፀላእቱ ዝቐበረ
ምእንተ ሃገር ሂወት ዝገበረ
ንሱ ጥራሕ ኣይኮነን ኣሎ ዘይተነግረ

ኣሎ ካልእ ገና ዘይተነግረ
መርድእ ዘይመፀሉ ዘይተሰምዐ ወረ
ንቡር ሓሪሙዎ ኣብ መረባ ዝተቐብረ
ብገደል ዝፀደፈ ብሓዊ ዝሓረረ
ናብ ውሕጅ ዝተሸንደወ ብስርዓት ዘይተቐብረ
ኣሎ ገና ብስርዓት ዘይተቆፅረ

ብኣሽሓት ዘይኮነስ ብሚልዮናት
ኣብ ገደል ዝተረሸኑ ኣብ ገዳማት
ሽማግለ ከይበሉ ዋላ ህፃናት
ብግፍዒ ዝተሓረዱ በቶም ጨካናት
ገና ኣይተነገረን ናይ ትግራይ መዓት

ንምንታይ ሞይቶም ምእንተ ምንታይ
ክሳብ መዓዝ እዩ ኸ ናይ ትግራይ ስቓይ

ኣዶ ትግራይ ወሊዳ ናብ ኲናት
መዓዝ እዩ ከብቅዕ ወለዶ ምፅናት

ይኣክል ንበል ውሕስቲ ሃገር ንፍጠር
መፃኢ ወለዶ ብሰላም ይንበር
ሕድሪ ስውኣትና ብሃገር ይዘከር።

የአዲስ አበባ ህዝብ ንቅል ብሎ ወጥቶ ከተማዋን ከፋኖ እየጠበቀ ነው 😂
07/08/2023

የአዲስ አበባ ህዝብ ንቅል ብሎ ወጥቶ ከተማዋን ከፋኖ እየጠበቀ ነው 😂

02/08/2023

ተመሃሮ ተጋደልትና ሓግዙና ድምፂ ኩኑና ይብሉ ኣለዉ
እቲ ብጣዕሚ ዘግረመለይ ንነብሶምን ሂወት ደቆምን ኣብ ዉሑስ ተሸጒጦም ነቶም ዝተሰናበቱ ተጋደልቲ ምስ ረኣዩ ስለምንታይ ሰራዊት ይፈርስ ትግራይ ሓራ ዘይትወፅእ ዝበሉ ቁፅሮም ብዙሓት እዮም ነገር ግን ዘይቁስልኻስ ግራጭ ምለሰሉ እንድዩ ከም ናይ ዉልቀይ ርድኢት ድማ ንገዛይ ዝበለ ተጋዳላይ ብኽብሪ ይሰናበት ክቕፅልየ ዝበለ ድማ ንፁር ደሞዙ ን ጥቕማጥቕሙን ኣፍሊጥካ ይቕፅል ካብዚ ወፃእ ትግራይ ንኹልና ማዕረ እያ ንወዲ ድኻ ንበይንኻ ኣብ በረኻ ተንከራተት ዝበሃል ፅዉፅዋይ ይትረፍ ትግራይ ሓራ ክትወፅእ ድማ እስላማይ ይኹን ክርስትያን ወዲ ሃፍታም ይኹን ወዲ ድኻ ብማዕረ ይስሳተፈላ ኩሉ ይስወኣላ ኩሉ ይስንከለላ ኣኸለ።

ድምፂ ሰራዊትና ይሰማዕ ሰራዊትና ብመሰነይታ ወረቐት ይሳቐዩ ኣለዉ።

29/07/2023

ኣሸንዳ ኣብ ሑመራ ይከበር።

09/06/2023
እዚ 'ዩ መልስና
07/02/2023

እዚ 'ዩ መልስና

☮️የሳምንቱ በኢትዮጵያ ኦርቶዶስክ ተዋህዶ እና በኦሮሚያ የሀይማኖት መሪዎች የተክሰተው ልዩነት! ✝️|||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||...
07/02/2023

☮️የሳምንቱ በኢትዮጵያ ኦርቶዶስክ ተዋህዶ እና በኦሮሚያ የሀይማኖት መሪዎች የተክሰተው ልዩነት! ✝️
|||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||

ከዚህ ቀደም እንዳልኩት ፤ ቢሆንና ቢቻል ሁሉም የሚስማማብትና ሁሉምንም የሚወክል አንድ ሲኖዶስና አንድ ዻዻስ በኖረ እሰየው ነበር:: ግን አንድ ሲኖዶስ እያለስ ምን ተሰራ? ማን ምን አለ ቢባል ፤ አንዳንዱ ለማመንም የሚከብዱ ነገሮች በሀይማኖት አባቶች ተወሽቀው እናገኛለን::

በእወቱ ኦርቶዶክስ ለሁለት ተከፈለች ተብለው የሚይለቅሱት አባቶች ከነሱ በላይ ተጠያቂ ከየትም አለም ሊያመጡ እንደማይችሉ ጠንቅቀው ያውቁታል::

ይሀውም ሀይማኖትና ፓለቲካ እንደሚየያይ እያውቁ በ10 ጣታቸው በፖለቲካ ተነክረው በነበረው መከራና ጦርነት በፀሎት እንደማለፍ በግዚያዊ ጥቅም ተደልለው ፤ ከፖለቲከኞች በላይ ስለዘር ማጥፋት ሰባኪ ሁነው ላየን ሰዎች ሌላውን ከመክሰሳቸው በፊት በቅድምያ ፈጣሪን ይቅርታን መጠየቅ አላቸው ባዮች ነን::

በሚልዮን የሚቆጠር ኦርቶዶክሳዊ ህዝብ በትግራይ አልቆ ፤ የኦርቶዶክስ ራስ በሆነችው በአክሱም ፅዮን እና መንበረ ዴጎ በሺዎች ተገድለውና ገዳማት ፈርሰው አንድም ድምፅ ያለሰማው ሲኖዶስ አሁን በኦሮሚያ አዲስ ሲኖዶስ ተሾመ ብሎ ያዙኝ ልቀቁኝ ማለት ጣትን ከራስ አልፎ ሌሎችን እንደመቀሰር ይቆጠራል::

☮️ለምሳሌ ያህል ባለፈው ሁለት አመት በነበረው የአስ በርስ ጦርነት በሀይምኖት አባቶች በጉባኤና በቤተክርስትያን ከተነግሩ ነግሮች በጭልፋ;

🔴ጁንታን መስቀል አናሳልምም ! የንስሀ አባት አንሆንም*
🔴ሰው እጣን እጣን መሽተት አለበት እንጂ ጁንታ መሽተት የለበትም::
🔴ጁንታ ከሚገዛን ሰይጣን ይግዛን ::
🔴አከባቢያችሁን ከጁንታ አፅዱ

የመሳሰሉትን ዲስኩሮች በአውደብርሀን እየሰበኩ የከረሙ ዻዻስ ተብዮዎች ጄኖሳይደሮችና ጎጠኞች አሁን በኦሮሚያ አዲስ ሲኖዶስ ተመስረተብን ብለው ጥሪ ከማቅረባቸውና የጥቁር ልብስ መልበስን ከማወጃቸው በፊት በመጀመርያ የእምነቱን ተከታዮች ሆነ ፈጣሪን ከቀደመ ድርጊትቸው ይቅርታ ይጠይቁ:: የይቅርታ አምላክም ይቅርታ ያደርግላቸዋል::

ወስብሀት ለእግዚአብሔር!
መልካም የነነዌ ፆም! ✝️

31/12/2022

ከምዛ ስልኪ ዘይንፈልጥ ስልኪ ሓዱሽ ነገር ኮይኑና😡

 -love-tigray
25/12/2022

-love-tigray

782 days of
25/12/2022

782 days of

22/09/2022

ሊቀ መላእኽት ሚካኤል ሓይሊ ይኹንኩም💛❤🙏

ሎሚ መስከረም 10/2015 ኣ.ግ ሰራዊት ኤርትራ ብሙሉእ ሓይሎም ከምኡ እውን ሪዘርቭ ሰራዊቶም ብምስላፍ ካብ ተከዘ ክሳብ ኢሮብ መጥቃዕቲ ጀሚሮም ኣለው::    ኣብ ከባቢታት ማይ ኩሕሊ: ዝባ...
20/09/2022

ሎሚ መስከረም 10/2015 ኣ.ግ ሰራዊት ኤርትራ ብሙሉእ ሓይሎም ከምኡ እውን ሪዘርቭ ሰራዊቶም ብምስላፍ ካብ ተከዘ ክሳብ ኢሮብ መጥቃዕቲ ጀሚሮም ኣለው::

ኣብ ከባቢታት ማይ ኩሕሊ: ዝባን ገደና: ዓዲ ኣውዓላ: ራማ: ፆሮና ከምኡ እውን ዛላምበሳ ውግኣት እናተኻየዱ ይርከቡ:: ናይ ኢትዮጵያ ምብራቕ እዝ: ሰሜን ምዕራብ እዝ: 3 ናይ ኮማንዶ ክፍለ ሰራዊትን ብተወሳኺ ድማ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ: ሚሊሻን ፋኖን እውን ምስ ሰራዊት ኤርትራ ተሰሊፎም ኣለው::

ሓየት ሰራዊት ትግራይ ብጅግንነት እናተኸላኸለ ይዋጋእ ኣሎ:: ደም መጣጢ ስርዓት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ናይ መወዳእታ ኢሉ ዝጀመሮ ኩናት ስርዓት ህግደፍን ሰራዊቱን ሙሉእ ብሙሉእ ዝቕበሩሉ ከምዝኸውን ድማ ኣይንጠራጠን::




ዓወት ንህዝቢ ትግራይ!

ትግራይ ትስዕር!

17/09/2022

ተጋድሎ፡፡❤

ይነበብ ሻዕብያ ምዕራብ ትግራይ ኣብ ኢድ IDF ንከይኣቱ እዩ ላዕልን ታሕትን ዝብሎ ። ብኩሉ ግንባራት ኲናት ተከፊተስ ናብ ምዕራብ ትግራይ ዝከይድ ሓይሊ ዶ ይቅንስሞ ንከይደፍኡ ንገብሮም ብዝ...
15/09/2022

ይነበብ
ሻዕብያ ምዕራብ ትግራይ ኣብ ኢድ IDF ንከይኣቱ እዩ ላዕልን ታሕትን ዝብሎ ። ብኩሉ ግንባራት ኲናት ተከፊተስ ናብ ምዕራብ ትግራይ ዝከይድ ሓይሊ ዶ ይቅንስሞ ንከይደፍኡ ንገብሮም ብዝብል ስልሒት እዩ ዝንቀሳቀስ ዘሎ ። ሓየት ሰራዊት ትግራይ ብደደቢት ግንባር ፀላእቱ ደማሲሱ እንትግስግስ ካብ ኢትዮጵያ ንላዕሊ ንሻዕብያ እዩ ኣደንጊፅዎን ኣርዒድዎን ዘሎ፡ እዚኣ ንምኹላፍ ኢሉ ውን ብዛላምበሳን ራማን ጀማሚርዎ ዝነበረ ኲናት ኣዚሒሉ ንሰራዊት ትግራይ ዕንቅፋት ክኮኖም እየ ኢሉ ዝኣመነሉ ግንባር ሸራሮ ባድመን ዓዲ ፀፀርን ምስ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኮይኑ ንሰራዊትና ምድፋእ እንተሓሰበ ውን ሰራዊቱ ከም ቆፅሊ እዩ ረጊፉ ከቢድ ንዋታውን ሰብኣውን ኪሳራ በፂሕዎ ክንፈልጦ ዘለና ግን ኣብ ኲናት ምድፍፋእ ዘሎ እዩ ሰራዊት ትግራይ ብዝጥዕሞ ንቅድሚትን ንድሕሪትን ክስሕብ ወይ ክደፍእ ንቡር እዩ ። ናይቲ ኩናት ኣፈፃፅማ እዩ ዝረአ ። ህዝቢ ትግራይ ንክሓዝን ሞራሉ ንክወርድ ዝገብሩ ናይ ሻዕብያን ኢትዮጵያን ፌስቡከራትን እናሰምዐ ንባዕሉ ርዒዱ ሰባት ከርዕድ ዝሙክሩ ተጋሩ ድማ እኒሀው ናይ ፀላኢ ዕላማ ከም ምብታን እዩ ዝሕሰብ ኣይትርዓዱ ሰብ ድማ ኣይተሸብሩ ይብለኩም

ዓወት ንሓየት ሰራዊት ትግራይ !

14/09/2022

# ምምራኽ_ኣሉታዊ_ጎኑ !
ፀላኢ ዘይብሉን ዘለዎን ሓይሊ ኣኪቡ ንኽገጥመካ ይበረታታዕ ፤ እንተኽኢሉ ይቐትለካ ተዘይኽኢሉ ይማረኽ በቲ በለ በዚ ተሸናፋይ ዝማርኽ ዘሎ ይኾን ! ሓደሓደሻዕ ዘይምሕር በትሪ የድሊ ' ዩ !

ትግራይ ትስዕር!

ርሑስ ሓዱሽ ዓመት 2015 ንመላእ ህዝቢ ትግራይ       ዓወት ንህዝቢ ትግራይ!ትግራይ ትስዕር!
11/09/2022

ርሑስ ሓዱሽ ዓመት 2015 ንመላእ ህዝቢ ትግራይ
ዓወት ንህዝቢ ትግራይ!ትግራይ ትስዕር!

10/09/2022

ምህዳም ማለት

ብኤርትሪኛ = ምዝላቕ
በኣማርኛ=ስልታዊ ማፈግፈግ
ማለት እዩ ይብሉናኣለው፡፡😄

09/09/2022

#ማህጸን-ተጋሩ-ብጅግና-ኣያና ቃል እንትግለጽ❤👌

ቅዲሚ ሕጂ ዝነበረ ጭርሖ፤ "ትግራይ ክትኣትውዋ ትኽእሉ ግን ክትውጹ ኣይትኽሉን" ኢያ ነይራ። ሕጂ ግን ኣብዪ ይኹን ኢሳያስ ንትግራይ ክኣትው ዘይኮነ ዝኣተወ ክሳዱ ክቁረጽ ሙኻኑ ዝዝንግዕዎ ኣ...
08/09/2022

ቅዲሚ ሕጂ ዝነበረ ጭርሖ፤ "ትግራይ ክትኣትውዋ ትኽእሉ ግን ክትውጹ ኣይትኽሉን" ኢያ ነይራ። ሕጂ ግን ኣብዪ ይኹን ኢሳያስ ንትግራይ ክኣትው ዘይኮነ ዝኣተወ ክሳዱ ክቁረጽ ሙኻኑ ዝዝንግዕዎ ኣይኮኑን። እሞ ሻዕብያ ሞታ ኣኺሉ ካብዚ ቀርኒ ኣፍሪቃ ትጓሓፈሉ ዘመን በጺሑ ምህላው እዚ ሕጂ በጺሕናዮ ዘሎና ሃለፍታ ትገብሮ ዘላ ሽፍታ ዓቢ ምስክር'ዩ።
ትግራዋይ ክሳብ ህዝቢ ዘይበደለ መሰላት ህዝቢ ዘይጋሃሰ ንብረት ህዝቢ ዘይዘመተ ኩሉ ግዜ ንመሰሉ ይኹን ንኽብረቱ ክቃለስ ግድን'ዩ። እቲ ኩሉ ብኩናት ፈቲኖም ሙኻን ዝኣበዮም ሱሱዓት ህዝቢ ትግራይ ብጥምየትን ብስእነትን ተሳቂዩ ክንብርከኽ ኢዱ ክህብ ዝተገበረ እከይ ሓሳብ፤ ነዚ ግዕዘ ሓሳብ ዓለም ክሳዳ ከም ጎብየ ሓቢኣ እንተጽቀጠት።
እቲ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ኣምላኽ ንትግራይ ኣይገድፋን!!!

28/08/2022

ፍትሒ'ዶ ዋላስ ፍትሕ?

27/08/2022

ብጽንዓትን ብሓድነትንን እንተተቃሊስና ዘይንሰግሮ ፈተና የለን❤💛

24/01/2022

"ዓፋርን ሲጀነጅኗት ድሮን ነሽ ኣሏት"😁

22/01/2022

"ወደ ትግራይ ተመልሶ መግብት ማለት ሰዎቹ(TDF) የሌላቸው መሳርያ ስጥተው መጠናከር ነው የሚሆነው፡፡"የኢሳቱ ሲሳይ አጌና

22/01/2022

ቅድም ቀዳድም ጉዳይ ህዝብና ነቀድም!!

ህዝብና ካብዚ ጸገም ኣብ ሓጺር እዋን ከመይ ይወጽእ ንሕሰብ ንመያየጥ!!

Children of tigray💔ብሰንኪ ጥምየት ሕጽረት ምግቢን መድሓኒትን ናብ ሕማምን ሞትን ይቃልዑ ኣለዉ።💔 ጥሜት ግዜ ኣይህብን።   ድምጺ ህዝብና ሙኻን ኣይንሕመቅ
22/01/2022

Children of tigray💔
ብሰንኪ ጥምየት ሕጽረት ምግቢን መድሓኒትን ናብ ሕማምን ሞትን ይቃልዑ ኣለዉ።💔 ጥሜት ግዜ ኣይህብን።
ድምጺ ህዝብና ሙኻን ኣይንሕመቅ

ሲጀመር ሚኒልክ ቆማጣ ነው በምን እጂ ጉራዴው ይይዘዋል? ሲቀጥልም ሚኒሊክ ከዓድዋ የጦር ግምባር 20 ኪሎ ሚትር ላይ በምትገኘው ዋሻ(ምሕባእ ሚኒሊክ) ዉስጥ ጦርኖቱ እስከሚጠናቀቅ ተደብቆ ነበ...
21/01/2022

ሲጀመር ሚኒልክ ቆማጣ ነው በምን እጂ ጉራዴው ይይዘዋል? ሲቀጥልም ሚኒሊክ ከዓድዋ የጦር ግምባር 20 ኪሎ ሚትር ላይ በምትገኘው ዋሻ(ምሕባእ ሚኒሊክ) ዉስጥ ጦርኖቱ እስከሚጠናቀቅ ተደብቆ ነበር! ጦርነቱ ካለቀ ብኋላ በስንት ፍለጋ ኣግኝተውት "ና በቃ ኣሽንፈናል" ተብሎ ነው በስንት ልመና ከዋሻው ኣባብለው ያስወጡት!
ዝጻሕጻሒ🤣

Address


Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Tigiray'voice posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Videos

Shortcuts

  • Address
  • Alerts
  • Videos
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share