The Adulis Post ኣዱሊስ ፖስት

  • Home
  • The Adulis Post ኣዱሊስ ፖስት

The  Adulis Post  ኣዱሊስ ፖስት the adulis post

07/04/2022

መምህር ቦኽረጽዮን ኤርትራ ምድሪ ባሕሪ ተባሂላ ኣትፈልጥን ኢያ ሓሶት እዩ ጭብጢ ኣለኒ ይብሉ

አኅዘ ግዕዝ አልቦ =0፩ አሐዱ =1 ፪ ክልኤቱ =2፫ ሠለስቱ =3፬ አርባዕቱ =4፭ ሐምስቱ =5፮ ስድስቱ =6፯ ስብዓቱ =7፰ ስመንቱ 8፱ ተሰዓቱ 9፲ አሠርቱ 10፲፩ አሠርቱ ወአሐዱ 11፲፪...
29/01/2022

አኅዘ ግዕዝ

አልቦ =0
፩ አሐዱ =1
፪ ክልኤቱ =2
፫ ሠለስቱ =3
፬ አርባዕቱ =4
፭ ሐምስቱ =5
፮ ስድስቱ =6
፯ ስብዓቱ =7
፰ ስመንቱ 8
፱ ተሰዓቱ 9
፲ አሠርቱ 10
፲፩ አሠርቱ ወአሐዱ 11
፲፪ አሠርቱ ወክልኤቱ 12
፲፫ አሠርቱ ወሠለስቱ 13
፲፬ አሠርቱ ወአርባዕቱ 14
፲፭ አሠርቱ ወሐምስቱ 15
፲፮ አሠርቱ ወስድስቱ 16
፲፯ አሠርቱ ወሰብዓቱ 17
፲፰ አሠርቱ ወስመንቱ 18
፲፱ አሠርቱ ወተሰዓቱ 19
፳ እስራ 20
፳፩ እስራ ወአሚሩ 21
፳፪ እስራ ወሰኑዩ 22
፳፫ እስራ ወሠለስቱ 23
፳፬ እስራ ወአርባዕቱ 24
፳፭ እስራ ወሐምስቱ 25
፳፮ እስራ ወስድስቱ 26
፳፯ እስራ ወሰብዓቱ 27
፳፰ እስራ ወሰመንቱ 28
፳፱ እስራ ወተሰዓቱ 29
፴ ሠላሳ 30
፴፩ ሠላሳ ወአሐዱ 31
፴፪ ሠላሳ ወክልኤቱ 32
፴፫ ሠላሳ ወሠለስቱ 33
፴፬ ሠላሳ ወአርባዕቱ 34
፴፭ ሠላሳ ወሐምስቱ 35
፴፮ ሠላሳ ወስድስቱ 36
፴፯ ሠላሳ ወሰብዓቱ 37
፴፰ ሠላሳ ወሰመንቱ 38
፴፱ ሠላሳ ወተሰዓቱ 39
፵ አርብዓ 40
፶ ሃምሳ 50
፷ ስድሳ 60
፸ ሰብዓ 70
፹ ሰማንያ 80
፺ ተሰዓ 90
፻ ምዕት 100
፻፩ ምዕት ወአሐዱ 101
፻፪ ምዕት ወክልኤቱ 102
፻፫ ምዕት ወሠለስቱ 103
፻፬ ምዕት ወአርባዕቱ 104
፻፭ መዕት ወሐምስቱ 105
፻፮ ምዕት ወስድስቱ 106
፻፯ ምዕት ወሰብዓቱ 107
፻፰ ምዕት ወስመንቱ 108
፻፱ ምዕት ወተሰዓቱ 109
፻፲ ምዕት ወአሠርቱ 110
፻፲ወ፩ ምዕት አሠርቱ ወአሐዱ 111
፻፲ወ፪ ምዕት አሠርቱ ወክልኤቱ 112
፻፲ወ፫ ምዕት አሠርቱ ወሠለስቱ 113
፻፲ወ፬ ምዕት አሠርቱ ወአርባዕቱ 114
፻፲ወ፭ ምዕት አሠርቱ ወሐምስቱ 115
፻፲ወ፮ ምዕት አሠርቱ ወስድስቱ 116
፻፲ወ፯ ምዕት አሠርቱ ወሰብዓቱ 117
፻፲ወ፰ ምዕት አሠርቱ ወስመንቱ 118
፻፲ወ፱ ምዕት አሠርቱ ወተሰዓቱ 119
፻፳ ምዕት ወእስራ 120
፻፴ ምዕት ወሠላሳ 130
፻፵ ምዕት ወአርብዓ 140
፻፶ ምዕት ወሃምሳ 150
፻፷ ምዕት ወስድሳ 160
፻፸ ምዕት ወሰብዓ 170
፻፹ ምዕት ወሰማንያ 180
፻፺ ምዕት ወተሰዓ 190
፪፻ ክልኤቱ ምዕት 200
፪፻ወ፩ ክልኤቱ ምዕት ወአሐዱ 201
፪፻ወ፪ ክልኤቱ ምዕት ወክልኤቱ 202
፪፻ወ፫ ክልኤቱ ምዕት ወሠለስቱ 203
፪፻ወ፬ ክልኤቱ ምዕት ወአርባዕቱ 204
፪፻ወ፭ ክልኤቱ ምዕት ወሐምስቱ 205
፪፻ወ፮ ክልኤቱ ምዕት ወስድስቱ 206
፪፻ወ፯ ክልኤቱ ምዕት ወሰብዓቱ 207
፪፻ወ፰ ክለኤቱ ምዕት ወስመንቱ 208
፪፻ወ፱ ክልኤቱ ምዕት ወተሰዓቱ 209
፪፻ወ፲ ክልኤቱ ምዕት ወአሠርቱ 210
፪፻፲ወ፩ ክልኤቱ ምዕት አሠርቱ ወአሐዱ 211
፪፻፲ወ፪ ክልኤቱ ምዕት አሠርቱ ወክልኤቱ 212
፪፻፲ወ፫ ክልኤቱ ምዕት አሠርቱ ወሠልስቱ 213
፪፻፲ወ፬ ክልኤቱ ምዕት አሠርቱ ወአርባቱ 214
፪፻፲ወ፭ ክልኤቱ ምዕት አሠርቱ ወሐምስቱ 215
፪፻፲ወ፮ ክልኤቱ ምዕት አሠርቱ ወስድስቱ 216
፪፻፲ወ፯ ክልኤቱ ምዕት አሠርቱ ወሰብዓቱ 217
፪፻፲ወ፰ ክልኤቱ ምዕት አሠርቱ ወሰመንቱ 218
፪፻፲ወ፱ ክልኤቱ ምዕት አሠርቱ ወተሰዓቱ 219
፪፻፳ ክልኤቱ ምዕት ወእስራ 220
፪፻፴ ክልኤቱ ምሪዕት ወሠላሳ 230
፪፻፵ ክልኤቱ ምዕት ወአርብዓ 240
፪፻፶ ክልኤቱ ምዕት ወሃምሳ 250
፪፻፷ ክልኤቱ ምዕት ወስድሳ 260
፪፻፸ ክልኤቱ ምዕት ወሰብዓ 270
፪፻፹ ክልኤቱ ምዕት ወሰማንያ 280
፪፻፺ ክልኤቱ ምዕት ወተሰዓ 290
፫፻ ሠለስቱ ምዕት 300
፬፻ አርባዕቱ ምዕት 400
፭፻ ሐምስቱ ምዕት 500
፮፻ ስድስቱ ምዕት 600
፯፻ ስብዓቱ ምዕት 700
፰፻ ስመንቱ ምዕት 800
፱፻ ተሰዓቱ ምዕት 900
፲፻ አሠርቱ ምዕት 1000
፳፻ እስራ ምዕት 2000
፴፻ ሠላሳ ምዕት 3000
፵፻ አርብዓ ምዕት 4000
፶፻ ሃምሳ ምዕት 5000
፷፻ ሳድስ ምዕት 6000
፸፻ ሰብዓ ምዕት 7000
፹፻ ሰማንያ ምዕት 8000
፺፻ ተሰዓ ምዕት 9000
፻፻ እልፍ 10,000
፪፻፻ ክልኤቱ እልፍ 20,000
፫፻፻ ሠለስቱ እልፍ 30,000
፬፻፻ አርባዕቱ እልፍ 40,000
፭፻፻ ሐምስቱ እልፍ 50,000
፮፻፻ ስድስቱ እልፍ 60,000
፯፻፻ ሰብዓቱ እልፍ 70,000
፰፻፻ ስመንቱ እልፍ 80,000
፱፻፻ ተሰዓቱ እልፍ 90,000
፲፻፻ አሠርቱ እልፍ 100,000
፳፻፻ እስራ እልፍ 200,000
፴፻፻ ሠላሳ እልፍ 300,000
፵፻፻ አርብዓ እልፍ 400,000
፶፻፻ ሃምሳ እልፍ 500,000
፷፻፻ ስድሳ እልፍ 600,000
፸፻፻ ሰብዓ እልፍ 700,000
፹፻፻ ሰማንያ እልፍ 800,000
፺፻፻ ተሰዓ እልፍ 900,000
፻፻፻ አእላፋት 1,000,000
፲፻፻፻ ትእልፊት 10,000,000
፻፻፻፻ ትልፊታት 100,000,000
፲፻፻፻፻ ምእልፊት 1,000,000,000

26/12/2021
   ኣብ ትግራይ ከባቢ 22,000 ኣዋልድን ኣንስትን ከምዝተዓመፃ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዓለም ኣፍሊጡ
13/12/2021


ኣብ ትግራይ ከባቢ 22,000 ኣዋልድን ኣንስትን ከምዝተዓመፃ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዓለም ኣፍሊጡ

24/10/2021

ተጋዳላይ ስውእ ዑቕባጋበር ዝደረፎ ንቃልሲ
ህዝቢ ትግራይ ወየንቲ ትግራይ ተላዒሎም

13/09/2021

ብጀግንነት ካብ ኢድ ፀላኢ ዝመንዝዕዎ tdf

10/09/2021

Ethiopian government working with Eritrean government wiht Amahra regional government are carrying out Tigray Ethnic cleansing in Western Tigray

I  am  voice  of voicelass mothers❤️& sisters ❤️tgrays  We do not forget  Our criminal and  supporter criminals  Justice...
09/09/2021

I am voice of voicelass mothers❤️& sisters ❤️tgrays We do not forget Our criminal and supporter criminals Justice for mothers &sisiters tigrays
Henok Yonas Tekleab Mebrahtu ደቂ ስመጃና ናፊቀ
Dawit Hadgu Mekonen Kebede Eyassu Mossi M Tsehay ከስከሰ መጠራ ቡሑር Haben Wedi Gerye Andom Tesfay Kelati Tesfagiorgis WediOkbay Ökbáy Okubay Wedi Foto Wedi Eri South Biniam Simon Tesfay Wedi Mezgebe
Yemane Yohannes Yosief Ghebrehiwet Yohannes Tesema Yakob Kibreab Yorsaliem Ghirmay Diesnet Berhe

ኢቶም ታሪኽ ጀብሃ ዘይትፈልጡ ታሪኽ ህይወት ሓርበኛ ሻምበል ኣሰፋ ስላምሳ!ኣብ ሕብረተሰብ ኤርትራ፡ ብዙሓት ብፍሉይ ጅግንነቶምን ትብዓቶምን ዝፍለጡን ዝግለጹን ከባቢታትን ወለዶታትን ኣሎዉ። ሓ...
09/09/2021

ኢቶም ታሪኽ ጀብሃ ዘይትፈልጡ
ታሪኽ ህይወት ሓርበኛ ሻምበል ኣሰፋ ስላምሳ!

ኣብ ሕብረተሰብ ኤርትራ፡ ብዙሓት ብፍሉይ ጅግንነቶምን ትብዓቶምን ዝፍለጡን ዝግለጹን ከባቢታትን ወለዶታትን ኣሎዉ። ሓደ ካብዚኣቶም ከኣ ህዝቢ ወረዳ ቆሓይን ኣውራጃ ሰራየ እዩ። ቆሓይነታይ ጸባ ጸገብን ሰብኣይ ተቓሊሱ ኣብ ምድሪ ዘየተንክፎን ድርብ ዝቐላጽሙ ጅግና ምዃኑ ዘይፈልጥ ኤርትራዊ እንተልዩ ኣዝዩ ውሑድ’ዩ። ንሎሚ እምበኣር ሓደ ካብዞም ጀጋኑ ህዝቢ ዚውለድ ሻምበል ኣሰፋ ስላምሳ ኢና ከነላልየኩም፥

ሻምበል ኣሰፋ ስላምሳ፡ ኣብ ግዜ ሃይለስላሴን ኣብ ግዜ ደርግን ጸረ ህዝብን ሃገርን ኤርትራን ዕሉል ደጋፊ መግዛእታዊ መንግስታት ኢትዮጵያን ከም ዚነበረ’ዩ ብሓደ ወገን ማለት በቲ ንታሪኽን ሓቅን ህዝቢ ኤርትራ ጠምዚዙን ጠማዚዙን ወረ ዝነዝሕ ኣካል ብሰፊሑ ይውረን ይውዛዕን ነይሩ። እዚ ከኣ ዛንታ ብፈጻሚ ገበን ጥራይ ዘይኮነስ ብተበዳሊውን ክንገር ከም ዝግብኦ ዘጉልሕ ፍጻመ እዩ።

ኣብ ታሪኽ፡ ጽቡቕን ሕማቕን ብምባል ነፊኻ፡ ነቲ ጽቡቕ ጥራይ ወይውን ነቲ ሕማቕ ጥራይ ከተቕርብ ምፍታን ግን ገበን ምዃኑ ኩላቶም ጸሓፍቲ ታሪኽ ይሰማምዕሉ እዮም። እዚ ናይ ታሪኽ ገበን’ዚ ከኣ ኣብ ሰውራ ኤርትራ ብፍላጥ ተሰሪሑሉ’ዩ። ገና ሎሚውን ኣብ ናጻ ሃገረ ኤርትራ፡ ሓቂ ምዝራብን ምጽሓፍን ክሉል’ዩ ዘሎ! ናይዚ ህያው ምስክር ከኣ ካብቲ ብዙሕ ሓደ ታሪኽ ሻምበል ኣሰፋ ስላምሳ እዩ።

ፈጸምቲ ገበን፡ ሻምበል ኣሰፋ ስላምሳ ብምንታይ ምኽንያት ኣንጻር ሰውራታት ኤርትራ ከም ዚዓጠቐ ክገልጹ ከለዉ፡ ብዘይካ ህርፋን ስልጣንን ስርናይ ምልሻን ካልእ ዝኾነ ይኹን ምኽንያትን ባህግን ዘይነበሮ ዕሉል ምልሻ ስርናይ ከም ዚነበረ ጌርካ’ዩ ንዘይፈልጦ ህዝቢ ይግለጸሉ ነይሩ። እቲ ሓቂ ግን እዚ ዝተገልጸድዩ? መልሱ እንሆ፥

ሻምበል ኣሰፋ ስላምሳ፡ ኣብ 1919 ዓ.ም. ካብ ኣቦኡ በረምበራስ ስላምሳ ሓጐስን ካብ ኣደኡ ወ/ሮ ዘነበሽ መንገሻን እዩ ኣብ ዓዲ ሓንስ ወረዳ ቆሓይን (ኣውራጃ ሰራየ) ተወሊዱ ዓብዩ። ብዕለት 20/11/1965 ዓ.ም. ድማ ሓንቲ “ብቐዳመይቲ ክፍሊ” እትፍለጥ፡ ብተጋዳላይ ማሕሙድ ዲናይ እትምራሕ ሓይሊ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ተ.ሓ.ኤ.) ካብ ባርካ ተበጊሳ ናብ ቆሓይን ብምኻድ፡ ናብ ዓዲ ሓንስ ኣተወት።

ሰራዊት ተ.ሓ.ኤ (ጀብሃ) ናብ ዓዲ ሓንስ ምስ ኣተዉ፡ ብቐጥታ ነቲ ህዝቢ ኣኪቦም፡ መደረ ከስምዑ ጀመሩ። ሻቡ ሓው ሻምበል ኣሰፋ ስላምሳ ዚኾኑ፡ ባሻይ በርሀ ስላምሳ ዚተባህሉ ምስሌነ ዓዲ ብድድ ኢሎም፡ “ስምዑ እዞም ደቀይ፡ ንስኻትኩም እንታዎት እኹም? ናብዙ ዓድና መምጺእኹም ምኽንያትከ እንታይ እዩ?” ክብሉ ተወከሱዎም። መራሒ ኣታ ክፍሊ ተ.ጋ. ማሕሙድ ዲናይ፡ “ንሕና ጀብሃ ኣልታሓሪር ኣል ኤለትርያ” ኢና ንብሃል፤ ንኣኻትኩም ናጻ ከነወጽእ ድማ ኢና መጺእና” በሎም። እኩብ ህዝቢ ዓዲ ሓንስ፡ እተን “ጀብሃ ኣልታሓሪር ኣል ኤለትርያ” ዝብላ ናይ ቋንቋ ዓረብ ቃላት፡ ትርጉመን ስለ ዘይተረድኦ ትሒም ትሒም በለ።

ሻቡ ምስሌነ ዓዲ ዚነበሩ ባሻይ በርሀ ስላምሳ፡ “እሕሕ” ኢሎም ጎረሮኦም ድሕሪ ምጽራይ፡ “ስምዑ እዞም ደቀይ፡ ንሕና ደቂ ጋንዛይን ደማስን ደቂ ኣድከመ-ምልጋእ እና። ኣብ ትሕቲ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ኴንና ከዓ ኣብ ሓቅን ፍትሕን ዝተመስረተን እንምርሓሉን ናትና ሕግን ናትና ባይቶን ኣሎና፣ በዙይ እናተዳነናን እናተመራሕናን ከዓመ ምስ ኩሉ ህዝቢ ብሰላም እንነብር ሓረስቶት እና። ስለዙይ ንሕና ፈታዊ’ምበር ጸላኢ የብልናን። ኣብ መሬትናን ዓድናን መጺኡ ዘሸግረና ሓይሊ ስለ ዘየለ ከዓ ብረትን ሓውን ኣየድልየናን እዩ። ስለዙይ፡ ንሎሚ ሽሻይና ተቛዲስኩም ኣብ ዓድና ውዒልኩም ሕደሩ፡ ጽባሕ ንግሆ ግን ካብዙ ቦታና ናብ ዝመጻእኩሞ ብሰላም ውጹልና!” በሉዎም።

ብድሕሪ’ዚ መራሒ እታ ሓይሊ፡ ነዚ ዝስዕብ ሕቶ ኣቕረበ፥ “ቅድሚ ክልተ ሰሙን ኣብዚ ከባቢ ናይ ተዂሲ ምቅይያራት ተጌሩ ነይሩ፣ ብዛዕባ’ዚ እንታይ ትፈልጡ?” ኪብል ተወከሶም። ሻቡ ሓደ ሽማግለ ካብቲ እኩብ ህዝቢ ብድድ ኢሎም፡ “እወ፡ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስትን ገለ ዘይንፈልጦም ዕጡቓትን ኣብ በራቒት ዝጀመረ ረመጽ፡ ክሳብ’ዙ በረኻ ዓድና ልሒሙ ነሩ፡ ኣብ መወዳእትኡ ግን እቶም ዕጡቓት ሓደ ምዉት ገዲፎም ሃዲሞም ከይዶም፡” ክብሉ ምስ መለሱ፡ ሰራዊት ተ.ሓ.ኤ. ሰላሕ ኢሎም ካብቲ ዓዲ ብምውጻእ፡ ናብ በረኻታት እቲ ዓዲ ገጾም ተዓዝሩ፤ ህዝቢ ድማ በቲ ፍጻመ ንሓድሕዱ እናዕለለን እናዘተየን ነናብ ቤቱ ፋሕ በለ።

ንጽባሒቱ ዕለት 21 ሕዳር 1965 ዓ.ም. ወጋሕታ ግን ኣብ ዓዲ ሓንስ ብሃንደበት ኣውያትን ዋጭዋጭታን ተሰምዐ። ሓይሊ ማሕሙድ ዲናይ፡ 130 ዝኾኑ ዕጡቓት ሒዛ ናብ ዓዲ ሓንስ ብምምላስ፡ ን36 ሰባት ብግፍዒ ቀተለት። ንምስሌነ ዓዲ ባሻይ በርሀ ስላምሳ ድማ ምስ ሻዱሻይ ርእሶም ናብ ማይ ጐርዞ ዝብሃል ቦታ ወሲዶም ምስ ጸጋይ ዝብሃል ወዶም ድሕሪ ምቕታል፡ ርእሲ ባሻይ በርሀ ስላምሳ ቆሪጾም ሒዞሞ ከዱ።

ኣብቲ ህልቂት ኣቶ ሃይለ ስላምሳ ዚተባህሉ ሓዎም ንባሻይ በርሀ ስላምሳ፡ በረምበራስ በራኺ፡ ኣቶ ሃይለ በራኺ፡ ኣቶ ኣየለ በራኺን ኣቶ መሓሪ በራኺን ዝተባህሉ ኣርባዕተ ኣሕዋት ደቂ ሓብቶም ንባሻይ በርሀን እውን ተቐትሉ። ኣውያት ዝሰምዑ፡ ኣብ ጎደቦ ዓዲ ሓንስ ዝርከቡ ዓድታት፡ ደወል ቤተ-ክርስትያን ወቒዖም ብጉያ ክረድኡ ናብ ዓዲ ሓንስ ተኣከቡ። ገለ ካብቶም ናብ ዓዲ ሓንስ ገጾም ዝጎየዩ ጎረባብቲ ዓድታት ድማ ናብ ዓዲ ሓንስ ቅድሚ ምእታዎም ሬሳ ሽዱሽተ ሰባት ኣብ መገዲ ወዲቑ ረኸቡ። በቲ ፍጻመውን ኣዝዮም ሰንበዱን ረዓዱን! ርእሲ ባሻይ በርሀ ስላምሳ እውን ብድሕሪኡ ንበይና ኣብ በረኻ ወዲቓ ብጓሶት ተረኺባ፡ ተኣርያ ናብ ዓዲ መጸት!

ተጋደልቲ ጀብሃ ብተወሳኺ፡ 340 ከብቲ፡ 96 ኣእዱግ፡ ኣርባዕተ ኣፍራስ፡ ሽዱሽተ ኣባቕል፡ ናይ ዓዲ ሓንስ ዘሚቶም ብምውሳድ ኣብ ዕዳጋታት ከሰላ ሓረጁወን። ገለ ክፋል ናይ ዓዲ ሓንስ እውን ብሓዊ ኣቃጸሉዎ! እዚ ግፍዕታት’ዚ ክፍጸም ከሎ፡ ሻምበል ኣሰፋ ስላምሳ ዝርከቦም ገለ ደቂ ዓዲ ሓንስ፡ ኣብ ኣድያቦ ኣብ ማሕረስ ስለ ዝነበሩ ነቲ ጭካነ ዝመልኦ ግፍዒ ኣይተኻፈሉዎን። ኣማስያኡ ናብ ዓዶም ምስ ተመልሱ ግን እቲ ዘሐዝን ፍጻመ ተፈጺሙ ጸንሖም።

ብድሕሪ’ዚ እቶም ብሞት ኣሕዋቶምን ደቂ ዓዶምን መዓንጣ ከብዶም ሕርር ዚበሉ ሻምበል ኣሰፋ ስላምሳ፡ ብቐጥታ ናብ ኣስመራ ብምኻድ፡ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ “ካብ ሸፋቱ መሐለዊ ነብስና ዝኾነና ብረት ሃቡና?” ኢሎም ተማሕጸኑዎም። መፍቶቱ ዝረኸበ መንግስቲ ኢትዮጵያ ድማ ብቐጥታ 2000 ብረት ክወሃቦም ኣዘዘ።

ሻምበል ኣሰፋ ስላምሳን ብጾቶምን 2000 ዝኸውን ጠበናጁ ምስ ጠያይቱ ሒዞም ካብ መገሻኦም ናብ ዓዶም ምስ ተመልሱ ከኣ ኣኼባ መላእ ህዝቢ ቋሓይን ጸውዑ። ከባቢ 80.000 ዝኸውን ህዝቢ ድማ ተኣከበ። ኣብቲ ኣኼባ እቶም ክልተ ኣሕዋቶምን ኣርባዕተ ደቂ ሓብቶምን ከምኡውን ሓደ ወዲ ሓዎምን ምስ ብዙሓት ደቂ ዓዶም፡ ብሓንቲ መዓልቲ ዝተቐዝፉዎም ሻምበል ኣሰፋ ስላምሳ፡ ከምዚ ዝስዕብ ኪብሉ መደረ ኣስምዑ፥

“ክቡራትን ክቡራንን ተጋባእቲ ዋዕላ ዓዲ ኣቦይ፡ ጋንዛይን ደማስን ደቂ ኣድከመ ምልጋእ፡ ቅድሚ ሕዪ ተራእዩን ተሰሚዑን ዘይፈልጥ ዘስካሕክሕ ጭካነ ዝተመልኦ ህልቂት’ዩ ኣጋጢሙና ዘሎ! ስለዙይ፡ ነዙ ህዝብና ቀቲሉ ንብረትና ዝዘመተ ጭፍራ ሸፋቱ፡ ብእዋኑ ከነጥፍኦ ኣለና! ኣነ ብወገነይ ነዙይ ንምፍጻም ድሉው ኣለኹ! ጌጋ እንተሎኒ ድማ ብፍቓድ ዓደቦይ ንኽኸይድን ንኽእረምን ቅሩብ’የ” ብምባል ሓሳባቶም ብቑጥዐ ገለጹ። ተጋባኢ ዋዕላውን ንጻውዒቶም ዝድግፍ ድምጺ ይርሓሰና ኣስምዐ።

ብድሕሪ’ዚ ህዝቢ ወረዳ ቆሓይን ኣውራጃ ሰራየ፡ ብዕለት 26 ነሓሰ 1965 ዓ.ም. ኣብ ልዕሊ ተ.ሓ.ኤ. (ጀብሃ) ብወግዒ ኲናት ኣወጀ። ክሳብ 1982 ጀብሃ ብምትሕብባር ሻዕብያን ወያነን ካብ ሜዳ ኤርትራ ተጸራሪጋ ናብ ሱዳን ትስጎግ ድማ ሻምበል ኣሰፋ ስላምሳን ብጾቶምን ምስ ጀብሃ ብምርብራብ ንመሬት ቋሓይን እግራ መሊኣ ከምዘይትረግጾ ገይሮማ ነበሩ።

ጥፍኣት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ጀብሃ) ካብ ሜዳ ኤርትራ፡ ንኢትዮጵያዊ/ኤርትራዊ ተጋዳላይ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ኣብርሃ፡ ዕላማ ለኣኺኡ ኢትዮጵያዊ ሃጸይ ሃይለስላሴ መኰነን ብዓወት ዝፈጸመሉ ዕለት ስለ ዝነበረ፡ ኣብ ታሪኹ ፍሉይ ቦታ’ዩ ዘሎዎ!

ኣብቲ እዋን፡ ጀብሃ ጠቕሊላ ናብ ሱዳን ከም ዝተሰጐጎት ዝሰምዐ ህዝቢ ቋሓይን ድማ ንቊሩብ ግዜ እፎይ ኢሉ ኣዕረፈ። ብዙሕ ከይደንጎየ ግን ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ (ህ.ግ.ሓ.ኤ) ናብ ቆሓይን ብምኻድ፡ “ንሕና ከም ጀብሃ ህዝቢ ነበሳብስ ዕጡቓት ኣይኮናን፣ በጃ ህዝቢ እንውፈ ደቅኹም ተጋደልቲ ኢና” ብማለት ከልዝቡዎም ፈተኑ። እቶም ብሻምበል ኣሰፋ ስላምሳ ዝምርሑ ዕጡቓት ደቂ ቋሓይን ግን ምስ ህብዞም ብምዃን፡ “ኩላትኩም ሓደ ጸረ ህዝቢ ኢኹም! ኪዱ ካብ ዓድና ውጹልና ኣይንቕበለኩምን ኢና!” ብምባል ኣባረሩዎም። ልኡኻት ህ.ግ. (ሻዕብያ) ነዚ ምስ ሰምዑ፡ ከምቲ ናይ ተ.ሓ.ኤ. ናይ ራዕድን ሽበራን ስጉምቲ ኣይወሰዱን። ሕራይ ኢሎም’ዮም ናብ ዝመጹዎ ሰላሕ ኢሎም ተመሊሶም።

ብድሕር’ዚ ፍጻመ’ዚ ብቐጥታ ንሻምበል ኣሰፋ ስላምሳን ዕጡቓቱን ፈልዮም ንምጥቃዕ ኣብ ምክትታል ኣተዉ። ድሕሪ ሓጺር ክትትል ድማ ብዕለት 8/11/1982 ዓ.ም. ንግሆ ሰዓት ኣርባዕተ፡ ነቲ ሻምበል ኣሰፋን 12 ዕጡቓትን ደቂሶሙሉ ዝነበሩ “ክሳድ ጓል ማይምነ” ዝተባህለ ታባ ተዂሲ ከፊቶም ኣጥቅዑዎ። ኣብ መንጎ ክልቲኦም ተጻረርቲ ወገናት ድማ ክልተ ሰዓታት ዝወሰደ ውግእ ብዘይምቁራጽ ተኻየደ። ሻምበል ኣሰፋ ስላምሳ ውግእ ምስ ጻዕጽዖም ምስ ብጾቶም ናብ ጎቦ ዓዲ ጉርዲ ገጾም ኣዝለቑ።

ተጋደልቲ ህ.ግ. ግን ደድሕሪኦም እናሰዓቡ ብምትኳስ 11 ሰባት ቀተሉሎም። ሻምበል ኣሰፋ ስላምሳ እውን እግሮም ተወጊኦም ምንቅስቓስ ስኢኖም ንበይኖም ተረፉ። ብቐደሙውን እግሮም ኣብ ዝሓለፈ ግጥማት ብምውግኦም ወትሩ ሓንከስ እናበሉ’ዮም ይቃለሱ ነይሮም።

ኣብ ከምዚ ዝበለ ርብርብ ከለዉ ድማ ሰዓት 8 ናይ ንግሆ ምስ ኮነ ዕጡቓት ህዝቢ ቆሓይን ረዳት መጺኦም ንተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ብድሕሪኦም ኣትዮም ከጥቕዑዎም ጀመሩ። ሻቡ ተጋደልቲ ህ.ግ. ብጉያ ናብቶም ኣብ በሪኽ ቦታ ደይቦም ኪትኩሱ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ጠያይቲ ስለ ዝወድኡ ድምጾም ዘጥፍኡ ሻምበል ኣሰፋ ስላምሳ ብምድያብ፡ ብጭካነ ቀተሉዎም። ብድሕሪ’ዚ ተዂሲ ዝሰምዐ ሰራዊት ደርግ እውን ነቲ ውግእ ተጸንበሮ። ብኹሉ ወገናት ተዂሲ ምስ ጻዕጽዐ ድማ ሰራዊት ህ.ግ. 59 ዝኾኑ ምውታትን 18 ምሩኻትን ገዲፎም ሃደሙ።

መሬት ምስ ረግአ ከኣ ህዝቢ ቆሓይን፡ ንሻምበል ኣሰፋ ስላምሳ ካብ ዚወደቑዎ ኣልዒሎም፡ ምስ ካልኦት ምእንቲ ህዝቦም ዝተሰውኡ ብጾቶም ብሓባር፡ ኣብ ደብሪ ኣቡነ ዮናስ ቆሓይን ብክብ ዝበለ ስነ-ስርዓት ሓመድ ኣዳም ኣልበሱዎም። ኣብ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ሻምበል ኣሰፋ ስላምሳ፡ ባሻይ ሃብተ ዚተባህሉ መላቐሳይ ብዓል ዓዲ ቀጢና፡ ከምዚ ክብሉ ኣልቀሱሎም፥

“ነቒልካዶ ጎይታና ሓየት

ወዲ ጋንዛይ ደማስ ሓየት

ኣታ ወዲ ስላምሳ ሓየት

ኣታ ወዲ ሓጐስ ሓየት

ሽሕን ዋልታን ናይ ጭቁናት

ዋሕስ ደባይ ሓለንጊ ምኩሓት!

ገና ህጻን ከሎ ከይወንወነ

መሰለይ ኢሉ መሰል ምስ ሰኣነ

በጃ ህዝቡ ሓመድ ዚተደፍነ

ወይልኡ ደኣ’ምበር ፍትሒ ዝዓፈነ

ወይልኡ’ወ ህዝቢ ዝጨቈነ

ስንቂ ሂቡ ስንቂ ዝሰኣነ!” ብምባል ኣልቀሱሎም።

ብድሕሪ ሞት ሻምበል ኣሰፋ ስላምሳ፡ ብሻዕብያ ተተጨውዮም እናተወስዱ፡ ኣብ ሓለዋ ሰውራ ዝሓቐቁ ደቂ ቆሓይን፡ ኣዝዮም ብዙሓት ምኾኖም’ዩ ዝፍለጥ።

ምንጪ ጽሑፍ፥ መጽሓፍ “ደቂ ንጉሰ ነገስት ምራራ ተኽለሃይማኖት” ጸሓፊ፡ ኣንትሮፖሎጂስት (anthropologist) ፊደል መኰነን፡ ከምኡውን ዝተፈላለዩ ማሕበራዊ መራኽቦታት።

ታሪኾም ምስ ነበብካን ምስ ፈለጥካን ዝያዳ እተፍቅሮምን እትሕበነሎምን ኣቦታት ህዝቢ!

ብሩኽ ሰንበት ይግበረልኩም!

ዓዲ ጀጋኑና ክሓልፈላ፡ ስርዓት ምልኪ ንእለየላ!

ካብ ሓውኹም መሲናስ

07/09/2021

ን ኣቢይ ኣሕመድ ክመጽእ ከሎ ቆብ ዘበለ በሊሕ ተጋዳላይን ጋዜጠይናን!
ንርክብ ኢሰይያስን ኣቢይን ክፉእ ክፋእ ዘለዎ ምዃኑ፡ ኣብ መጀመርታኡ ዘለለየ በሊሕ ጋዜጠይናን ተጋዳላይን!!

ሻዕብያ እቲ ውቅዒት ናብኡ ክሳብ ዝምለስ፡መሳርሒ ኮይኑ ከገልግል'ዩ።

ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ከምዚ ዓይነት ክውንነት ምሳና ክስለፍ፡ንሕና ክንሰርሕ ኣለና።

መስዋእትኻ ንሃገረ ትግራይ ክውንቲ ይገብራ'ሎ።

06/09/2021

እቲ ሓደ ብጉርሑ እቲ ሓደ
ብዕሽነቱ እዩ ዘሎ ኣብ ኤርትራ
ሃገራት ዓረብ ፈተውትና እየን
ይብል ኣሎ

06/09/2021

ምክልኻል ሰራዊት ትግራይ
ንግባር ጎንደር ተወሳኺ
ሓይሊ እንዳከደ

02/09/2021

ስውር ሃይማኖታዊ ኩናት ኤሊት ጀበርቲ ኤርትራን ጀበርቲ ትግራይን ኣብ ህዝቢ ተዛራቢ ትግርኛ ክርስትያን ትግራይ
ምልሲ ክርስትያን ኤርትራ ሕዲምኩም ምስ ሃይለስለሴ ኮይንኩም ዝበልካዮ መን ጠለም ብቀሺ ማሪቆስ

  news  ambassador  ethiopia   ዕቅባ ሓቲቱ  ኣብ ኣመራካ
31/08/2021

news ambassador ethiopia ዕቅባ ሓቲቱ ኣብ ኣመራካ

31/08/2021

ውድባት ደንበተቃውሞ ናይ ሃይማኖትን ናይ ቢሄራትን
ንምንታይ ዕልማ እዩ ግብጻውያን ሰበስልጣን
ኣብ ጉዳይ ህዝቢ ትግራይ ህዝቢ ኤርትራን
ወሰንትን ቀለስትን ክኸኑ ዝደለ ዘሎ

  Reports we are getting from the   region indicate that the   defense forces have advanced deep into the Afar region an...
30/08/2021



Reports we are getting from the region indicate that the defense forces have advanced deep into the Afar region and may have positioned themselves within artillery range and rocket fire to the town of Samera, the capital of the Afar region.

Reportedly, has attacked the airport and may have destroyed the drone ground control station that was based in Semara airport and to some extent also destroyed the Samera airstrip runway.

It‘s presumed that in the coming few days, the Tigray defense forces may also take over the town of Samera, the headquarter of the Afar region.

- Muktar Ismail

30/08/2021

ዓንደጸልማት ወልደጌርጊሽ

03/08/2021

ፕሮፓጋንዳ ኣምሓራ ብዛዕባ dron ሓሶት እዩ

25/07/2021

ናይ ታንኪ ብታንኪ ውግእ ኣብ ቆቦ ሮቢት ተኻይዱ
ኣብ ዛሪማ ከባቢ ደባርቅ ሓያል ኩናት ይቅጽል

18/07/2021


ምክልካል ሰራዊት ትግራይ ዳግማይ ዓወት
ተጓናጽፉም ምክልካል ሰራዊት ትግራይ ኣብ ውሽጢ
ዓፋር ከተማ ተቆጻጺሩ 💪💪💪

ሓበሬታ!-------------ተጋሩ ካብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከባብታትን እዛ ከዳዕ ሃገር እናተገፈፉ ንኣዋሽ ኣርባን ንኤርትራን ይውሰዱ ምህላዎም ክንገልፅ ፀኒሕና ኢና። በዚ መሰረት እቶም  ...
16/07/2021

ሓበሬታ!
-------------

ተጋሩ ካብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከባብታትን እዛ ከዳዕ ሃገር እናተገፈፉ ንኣዋሽ ኣርባን ንኤርትራን ይውሰዱ ምህላዎም ክንገልፅ ፀኒሕና ኢና። በዚ መሰረት እቶም ንኣዋሽ ኣርባ ዝወሰዱዎም መከላከያ ዝማረኾም ተገይሩ ብናይ ኣብይ ትእዛዝ ኣብ ናይ ኢትዮጵያ ሚዲያታት ክቐርቡ - እቶም ንኤርትራ ዝወሰዱዎም ድማ ካብ ህወሓት ሃዲሞም ንኤርትራ ዝተሰደዱ ተገይሩ ብናይ ኤርትራን ብናን ኢትዮጵያን ቴሌቪዥናት ክቐርቡ ምድላዋት ተወጊኑ ኣሎ። ብወገን ኢትዮጵያ ትማሊ ሙሩኻት ብዝብል documenrary ምርኣይ ጀሚሮም ኣለዉ።

እዝታት ደጋጊምና ብምግዋሕ ዝወረደን መሕፈርን ስርሖም ከነጋልፅ ኣለና - ብፍላይ ኣብ Twitter ምቅላሕ የድልየና።

ክ-ን-ስ-ዕ-ሮ-ም ኢና✊

የቐንየልና ኣሜሪካ!  ኣፅዋር መዐደጊ ንክኾኖም ንቴሌ ላይሰንስ ሸይጥና ኢሎም ክንደይ ጨደሩ!  እሞ እታ ኣዛዚት ገንዘብ ዝኾነት "ኣብ ትግራይ ንዝካየድ ዘሎ ምፅናት ዘርኢ ፋይናንስ ክገብር ኣ...
15/07/2021

የቐንየልና ኣሜሪካ! ኣፅዋር መዐደጊ ንክኾኖም ንቴሌ ላይሰንስ ሸይጥና ኢሎም ክንደይ ጨደሩ! እሞ እታ ኣዛዚት ገንዘብ ዝኾነት "ኣብ ትግራይ ንዝካየድ ዘሎ ምፅናት ዘርኢ ፋይናንስ ክገብር ኣይመስለንን" ኢላ ማዕፆ ትዓፅዎ ኣላ! ኬንያ እኳ ንዙይን ወዲዙይን ንግዲ ክትብል እዩ ዝጠለመትና "...The US International Development Finance Corporation (DFC) says that the acts of violence against civilians in Ethiopia’s Tigray region could affect the release of $500 million loan (Sh53.97 billion) to a consortium led by Safaricom..."
https://www.businessdailyafrica.com/bd/corporate/companies/us-ban-dims-safaricom-loans-ethiopia-entry-3473806

America state agency says conflict in Ethiopia could affect funding to the telecoms firms.

15/07/2021

ናይ ፈ ዴራል ሓለፍቲ ወተሃደራዊ ምስ ናይ ክልል
ኣማሓራ ተባኢሶም ናይ ክልል ኣማሓራ ሰበ ስልጣን
መንግስቲ ፈዴራል ጠሊሙና ይብሉ ኣለው

Ethiopia said this, today, "If you stop us from finishing the job we started(i.e the Genocide on Tigray), we are going t...
30/05/2021

Ethiopia said this, today,

"If you stop us from finishing the job we started(i.e the Genocide on Tigray), we are going to hide under Putin's and Xin Ping's skins; don't stand on our way; let's exterminate Tigrayans altogether; let's erase Tigray!"

Joe Biden The Economist Reuters U.S. Embassy Addis Ababa

30/05/2021

ኤርትራዊ መነንት ክቅጽል እንተ ኮይኑ
ህዝቢ ትግራይ ከም ህዝቢ ካብ ገስምድሪ
ከጥፍኡዎ ኣለዎም ኢቶም መንነት ኤርትራዊ
ኣሎ ኢሎም ዝኣምኑ ፍላስፋ ዮሴፍ ገብርሂወት 👨‍🎓👨‍🎓👨‍🎓

27/05/2021

ግፍዒ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ
ምስከር ካብ ሰራዊት ኤርትራ ዝሃደመ ሰብ
Radio arbi harnet

  !ንፈለማ ግዜ ብቀጥታ ካብ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ኣሜሪካ   ንጉዳይ ምጽናት ዘርኢ ኲናት ኣብ ልዕሊ ትግራይ ኣመልኪቱ መግለጺ ወጽዩ ኣሎ። ኣብዚ መግለጺ ብግልጽን ዘየሻሙን ቋንቋ ካብ ተነ...
26/05/2021

!
ንፈለማ ግዜ ብቀጥታ ካብ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ኣሜሪካ ንጉዳይ ምጽናት ዘርኢ ኲናት ኣብ ልዕሊ ትግራይ ኣመልኪቱ መግለጺ ወጽዩ ኣሎ። ኣብዚ መግለጺ ብግልጽን ዘየሻሙን ቋንቋ ካብ ተነጸሩ ነገራት "ወራሪ ኣራዊት ሰራዊት ኤርትራ፣ ወረሪ ሰራዊት ፋሽስቲ ኣብይን ተስፋሕፋሕቲ ኣምሓሩን ካብ መሬት ትግራይ ብዘይ ውዓል ሕደር !" ትብል ቀጣን መልእኽቲ ተዋሂባቶም ኣላ። ዕጭ እንትብሉ ዝፍጠር ነገር ዝቐነየ ይርአ !

26/05/2021

ወያን ጎማ እግራ
ሰራዊት ምክልኻል ትግራይ
ንዓመታት ከዋእግ ዝኽእል
ኣጽዋር ኣለና ይብል
ኮ ል መብራህቲ ሓላፉ
ዕጥቅን ስንቅን

17/05/2021

ከምቲ ሻዕቢያ ዶብ ሰጊሩ ንትግራይ ዝወረረ
ሰራዊት ትግራይ ካኣ ንሻዕቢያ ከጥፍእ ኤርትራ
እንተከደ ቁቡልን ፍትሓውን እዩ

Address


Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when The Adulis Post ኣዱሊስ ፖስት posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Videos

Shortcuts

  • Address
  • Alerts
  • Videos
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share