ማዕበል ሓርነት

ማዕበል ሓርነት ንቓሕ 🔥 ተወደብ 🔥 ተቓለስ 🔥 ተዓወት 🔥

መድረኽ ልዝብ 👇
03/03/2025

መድረኽ ልዝብ 👇

03/03/2025

ተንታኒ ቁጠባ ዓለም
ወዲ ኣፎም 😁🙈

03/03/2025

ኣስመራ 😍

ተሓንገርቲ ሸፋቱ ሳሕል ረኣይዎም 👇
03/03/2025

ተሓንገርቲ ሸፋቱ ሳሕል ረኣይዎም 👇

ብኣብርሃም ወላይ ፕሮሞሽን ዝተመርሐ ኣመሓዳሪ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ኣይተ ሰለሙን ትኩእን ፕላቲንየም ስፖንሰር ሆቴል ደብረ ዳሞን ብርክት ዝበሉ ተጋሩ ስነጥበባውያንን ነበርቲ ከተማ ዓዲግራት ኣ...
03/03/2025

ብኣብርሃም ወላይ ፕሮሞሽን ዝተመርሐ ኣመሓዳሪ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ኣይተ ሰለሙን ትኩእን ፕላቲንየም ስፖንሰር ሆቴል ደብረ ዳሞን ብርክት ዝበሉ ተጋሩ ስነጥበባውያንን ነበርቲ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ዝተረኸቡሉ ድምቕ ዝበለ ደስ ዝበል ምረቃ ፊልም ፍርቂ ወርሒ ተኻይዱ ዘኽበርኩሙና ፈጣሪ የኽብረልና 🙏😍🌎 Abrham Welaylay

03/03/2025

እቲ መንእሰይ ብኣተሓሳስባ ንነዊሕ ርሕቐት ሓሊፍዎም እዩ ከይዱ
ወሎዶይ ዘይምድናቕ ኣይከኣልን 👂👈 መንእሰይ ክፍሎም
👇
https://youtu.be/PZ4NJgRIOro?si=06IsNrDchj7EAKRy

03/03/2025

እቲ ዝዓበየ ዜና ኣብ ኤሬና
ብብርኪ ሃገር ዕደላ ጨቛዊት 😮
እምባሕ በል ወዲ ኤረይ 😛 ሃገርና ትሕምበብ ኣላ

ንኣክሱማውያን ሚዲያ ዘይምሕጋዝ ለውጢ ዘይምድጋፍ ማለት እዩ።ሼር ግበርዎብሳላ ደገፍትና ኣኽሱማውያን ቲቪ ኣብ ሳተላይት ንከባቢ 5 ኣዋርሕ ኣብ ንቐ‍እሓት ምፍጣር እናሰረሐት ፀኒሓ እያ። ኣብ ...
03/03/2025

ንኣክሱማውያን ሚዲያ ዘይምሕጋዝ ለውጢ ዘይምድጋፍ ማለት እዩ።
ሼር ግበርዎ
ብሳላ ደገፍትና ኣኽሱማውያን ቲቪ ኣብ ሳተላይት ንከባቢ 5 ኣዋርሕ ኣብ ንቐ‍እሓት ምፍጣር እናሰረሐት ፀኒሓ እያ። ኣብ መላእ ትግራይ ድማ ዕዙዝ ተቐባልነት ረኺባ ኣላ። ህዝብና ተግባርን ባህርያትን መራሕቱን ገዛእቱን ኣለልዩ ሓታታይ ኮይኑ ዓርሱ ዝከላኸልን ባህጊ መሰረታዊ ለውጢ ትግራይና ንክግሃድ ንቁሕ ተቓላሳይ ኣብ ምፍጣር ሚድያ ወሳኒ ግደ ኣለዎ። ኣኽሱማውያን ቲቪ ድማ ኣብ ዝሓለፉ 5 ኣዋርሕ ንቐ‍ሓት ኣብ ምፍጣር ፣ ነቲ ዘሎ እዋናዊ ምድንጋራት ንፅርት ኣብ ምፍጣር ዓቢዪ ግደ ተፃዊታ እያ። ነዚ ኣብ ግምት ብምእታው ሕዚ እውን ኣብ ሳተላይት ክንፀንሕ ሓገዝኩም ወሳኒ እዩ። ሓግዙና!

Support Axumawian MEDIA Network፡========================•
To be AMN Member — patreon.com/axumawian•
Donor Box — https://donorbox.org/amnsatellitefund.
Bank Ethiopia - CBE: 1000651200052. PAYPAL: https://www.paypal.com/donate?hosted_button_id=9EZJ9ZXLY5SUG
ZELLE:[email protected]
Follow us for daily Updated Info፡=========================
• YouTube — youtube.com/c/AxumawianMediaNetwork
• Twitter — twitter.com/MediaAxumawian• Telegram — t.me/axumawianmedia.
Website - www.axumawian.com
Gidey Tesfay Gesessew 👏

03/03/2025

ተጋሩ ኣይኮኑን 📌

03/03/2025

ተጋሩ ❤

"ናብ ኩናት ዘእተኹዎ ተጋዳላይ ዋላ መንዲል ዘርጊሐ ከሐክሞ እየ" ወዲ ኣንጥሩ ቃል ብተግባር 🙏ልዑል ክብሪ ዝግብኦ ኣቦና ጀነራል ወዲ ኣንጥሩ 👏ንህዝቡ ዘለዎ ተወፋይነት ሓልዮት ፍቕሪ ብተግባ...
03/03/2025

"ናብ ኩናት ዘእተኹዎ ተጋዳላይ ዋላ መንዲል ዘርጊሐ ከሐክሞ እየ" ወዲ ኣንጥሩ
ቃል ብተግባር 🙏
ልዑል ክብሪ ዝግብኦ ኣቦና ጀነራል ወዲ ኣንጥሩ 👏
ንህዝቡ ዘለዎ ተወፋይነት ሓልዮት ፍቕሪ ብተግባር ዘመስከረ ጅግና ክብሪ ተወንዘፍ ኣያና 🙏

ካብ ሲቪል ማሕበረሰብ ዓድዋ ብምኽንያት መበል 129 ዓመት ዝኽሪ ኲናት ዓድዋ ዝተውሃበ መግለፂ 👇
03/02/2025

ካብ ሲቪል ማሕበረሰብ ዓድዋ ብምኽንያት መበል 129 ዓመት ዝኽሪ ኲናት ዓድዋ ዝተውሃበ መግለፂ 👇

03/02/2025

ሕሰብዎ ጌታቸው or ፃድቃን ጌሮምዎ እንተዝኾን እዚ 🙈

ክረኣዩ ሰብኡት ይመስሉ መሳትይቲ ቡና ኣንሽቲ ደጓላት 😁ከም ደለይቲ ለውጢ መንእሰይ ዞባ ምብራቕ ብተደጋጋሚ ንዛረብ ኣለና  ኣዴታት ንረድኤት እናበልካ ብምእካብ እተትርፍዎ ናይ ፖለቲካ ትርፊ ...
03/02/2025

ክረኣዩ ሰብኡት ይመስሉ መሳትይቲ ቡና ኣንሽቲ ደጓላት 😁
ከም ደለይቲ ለውጢ መንእሰይ ዞባ ምብራቕ ብተደጋጋሚ ንዛረብ ኣለና ኣዴታት ንረድኤት እናበልካ ብምእካብ እተትርፍዎ ናይ ፖለቲካ ትርፊ የለን። መላእ ህዝቢ ከምዝፈንፈነኩም ብተግባር ዝረኣኹምዎ ይመስለኒ። ኣብታ ቁርፂ እዋን ኣለም ወይ ሞንጀሪኖ መፅያ እተድሕነኩም ከይመስለኩም ☝️ ቆለ ናይ እንዳ ስብሓት ምጥባር ዝለመድኩም ህዝብኹም ዝጠለምኩም ዕሱባት መዓልትኹም ኣኺላ እያ። ንዛረብ ኣለና ኣደብ ሓዙ። ካብ ሕጊ ዘምልጥ የለን 📌

03/02/2025

ማህተም መረጋገፂ ስርዓት እንበር መጥቀሚ ሓይሊ ኣይኮነን ። 👌
መናእሰይ ዞባ ምብራቕ/ዓጋመ 🙏
ኣብዚ ኣሎ ቁምነገር ሱቕ ኢልካ ስማዕ 👂👈

03/02/2025

በሓታይነት:ገባታይነት:ዓብላልነት
ትምክሕቲ:ፀቢብነት:ድሕረት: ዓሌትነት: መግለፅታት ጉጅለ ኣደመ እዮም። ዝገርም ኣይኮነን!
ወሎዶይ ቃልስኻ ዩ መድሕን ኩሉ!
ንቓሕ ተወደብ ተቓለስ ✊

03/02/2025

ኣውራጃውነት ኣተሓሳስባ መዓስ ብመን ተጀሚሩ ? ክስማዕ ዘለዎ ታሪኽ 👂👈
ተጋዳላይ ኣያና ኣስገደ ገብረስላሴ

 ኣብ ከተማ መኾኒ ካብ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ውዳበታት  ሓደ ዝኾነ ውዳበ   መድረኽ ዘተ ኣካይዶም ኣለው።ምምሕዳር እቲ ከተማን ዞባን ሓዊሱ ኩሎም ኣባላትን ኣመራርሓን ውዳበ ሓመድ_መኾኒ ኣብ ዝ...
03/02/2025



ኣብ ከተማ መኾኒ ካብ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ውዳበታት ሓደ ዝኾነ ውዳበ መድረኽ ዘተ ኣካይዶም ኣለው።

ምምሕዳር እቲ ከተማን ዞባን ሓዊሱ ኩሎም ኣባላትን ኣመራርሓን ውዳበ ሓመድ_መኾኒ ኣብ ዝተረኽብሉ ሎሚ 23 ለካቲት 2017 ዓ/ም ዝተኻየደ እቲ መድረክ ዘተ ኣብ ህልው ኩነታት ዘድሃበ እዩ።

ኣብቲ መድረኽ ናይ ዝሓለፉ 8ተ ኣዋርሕ ኣፈጻጽማ እቲ ውዳበ ዝምልከት ሪፖርት ዝቐረበ እንትኸውን ሐዚ ምስ ዘሎ ፖለቲካዊ ህልው ኹነታት ፣ ናይ ልምዓት ስራሕቲ ፣መሰረታዊ ርብሓታት እዚ ውዳበ መሰረት ዝገበረ ምይይጥ እውን ተኻይዱ ኣሎ።

ውዳበና ነጠናኽር!!

Address

Washington D.C., DC

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ማዕበል ሓርነት posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to ማዕበል ሓርነት:

Videos

Share

Category