Harmony Media

Harmony Media ሃርሞኒ ሚድያ ኣብ ኤዉሮጳ ዝመደበሩ ብቋንቋ ትግርኛ ሓፈሻዊ ኣገልግሎት ዜናን ሓበሬታንዝህብ ትካል እዩ ።

vi på harmony media vi var en del av Alkompis som del ägare på Tigrigna avdelning, nu vi skaffa vår tigrinna media företaget som heter Harmony media

ብ DIEM25 ን MERA25 ጀርመንን ዝምራሕ ጥምረት ትካላት ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጀርመን፥ ኣና�
28/10/2024

ብ DIEM25 ን MERA25 ጀርመንን ዝምራሕ ጥምረት ትካላት ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጀርመን፥ ኣና�

ብ DIEM25 ን MERA25 ጀርመንን ዝምራሕ ጥምረት ትካላት ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጀርመን፥ ኣናሌና ባርቦክ ብህጹጽ ካብ መዝነታ ክትወርድ

ኣብ ሰብዓታት ኣብ ዝለዓለ ጥርዙ ዝነበረ ናብ ሞት ብዘብጽሕ ወቕዒ፥ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣ�
28/10/2024

ኣብ ሰብዓታት ኣብ ዝለዓለ ጥርዙ ዝነበረ ናብ ሞት ብዘብጽሕ ወቕዒ፥ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣ�

ኣብ ሰብዓታት ኣብ ዝለዓለ ጥርዙ ዝነበረ ናብ ሞት ብዘብጽሕ ወቕዒ፥ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ኖርወይ ክሳብ 90% ክወርድ

እዚ እናኾነ፥ ኣብ ሽወደን እናዓበየ ምስ ዝኸይድ ዘሎ ማሕበረሰብ ህንዲ፡ በዓል “ብርሃ
28/10/2024

እዚ እናኾነ፥ ኣብ ሽወደን እናዓበየ ምስ ዝኸይድ ዘሎ ማሕበረሰብ ህንዲ፡ በዓል “ብርሃ

እዚ እናኾነ፥ ኣብ ሽወደን እናዓበየ ምስ ዝኸይድ ዘሎ ማሕበረሰብ ህንዲ፡ በዓል “ብርሃናት” ህንዲ ዲዋሊ እናቐረበ ምምጽኡን ነቲበኦኣል ንምጽንባል

ምስቶም ኣብ ስከለፍቲዮ ኣብ ዝርከብ ፋብሪካ ባትሪ ኖርዝቮልት ካብ ስራሕ ዝሰናበቱ ልዕ
28/10/2024

ምስቶም ኣብ ስከለፍቲዮ ኣብ ዝርከብ ፋብሪካ ባትሪ ኖርዝቮልት ካብ ስራሕ ዝሰናበቱ ልዕ

ምስቶም ኣብ ስከለፍቲዮ ኣብ ዝርከብ ፋብሪካ ባትሪ ኖርዝቮልት ካብ ስራሕ ዝሰናበቱ ልዕሊ 800 ሞያውያንን መሃንድሳትንሰራሕተኛታት ማሕበር IF Metall

እናወሰኸ ዝመጸ ምውጻእ ኣባይቲ ስድራቤታት ደው ክብል ይስራሕ ኣሎ
23/10/2024

እናወሰኸ ዝመጸ ምውጻእ ኣባይቲ ስድራቤታት ደው ክብል ይስራሕ ኣሎ

ሚኒስተር ማሕበራዊ ኣገልግሎት ሽወደን ካሚላ ዋልተርሶን ግሮንቫል እናወሰኸ ዝኸይድ ዘሎ ህጻናት ዘለዎም ስድራቤታት ዝጸሉካብ ኣባይቲ ናይ ምውጻእ ስጉምትታት

ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ
22/10/2024

ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ

ኣሙን ዓብደላሂ ዝተባህለት ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ከምዝተቐትለ ተገሊጹ። ምንጭታት ሬድዮ ሽወደን ከምዝሕብርዎ፡ ኣሙን ዓብደላሂ ኣብ

ደገፍቲ ኩዕሶ እግሪ ሽወደን ዝቐተለ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ዓመቱ ይመልእ
21/10/2024

ደገፍቲ ኩዕሶ እግሪ ሽወደን ዝቐተለ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ዓመቱ ይመልእ

ትማሊ ረቡዕ ቀዳማይ ዓመት ናይቶም ኣብ ብራስለስ ብዝተፈጸመ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ተቕተሉ ክልተ ሽወደናውያን ደገፍቲ ኩዕሶእግሪ እዩ ኔሩ። ብ

ፖሊስ ሽወደን ን ጒዳይ ምባፐ ይምርምር
16/10/2024

ፖሊስ ሽወደን ን ጒዳይ ምባፐ ይምርምር

ፈረንሳዊ ኮኾብ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ኪልያን ምባፐ፡ ዝሓለፈ ሰሙን ናብ ስቶክሆልም ድሕሪ ዝገበሮ ዑደት፡ ጾታዊ ዓመጽንትንኮያን ፈጺሙ ክከውን

ኤምባሲ እስራኤል ብዘይ ኣምባሳደር ይተርፍ
15/10/2024

ኤምባሲ እስራኤል ብዘይ ኣምባሳደር ይተርፍ

ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ኖርወይ ዝነበረ ኣምባሳደር እስራኤል፡ ኖርወይ ንፍልስጤም ብወግዒ ኣፍልጦ ንምሃብ ዝነበራ መደብ  ድሕሪ ምግላጻ፡ ዝሓለፈ

ፖሊስ ጒጅለታት ገበነኛታት ንምምካት ሓድሽ ኣገባብ ስራሕ ይኽተል
14/10/2024

ፖሊስ ጒጅለታት ገበነኛታት ንምምካት ሓድሽ ኣገባብ ስራሕ ይኽተል

ግዝያዊ ሃገራዊ ፍሉይ ስርሒት ፖሊስ ሽወደን ጎነጽ ጉጅለታት ገበን ንምምካት ዘካየዶ ስራሓት ንቡር ኣካል ናይ ኣኽበርቲ ሕጊ ስራሕኮይኑ

ሽወደናዊ ሳይንቲስት ሓንቲ ካብቶም ንመጻኢ ዝቐርጹ ዘለዉ 100 ሰባት ተረቚሓ
10/10/2024

ሽወደናዊ ሳይንቲስት ሓንቲ ካብቶም ንመጻኢ ዝቐርጹ ዘለዉ 100 ሰባት ተረቚሓ

ሽወደናዊት ተመራማሪ ኣስትሮፊዚክስ ይልቫ ጎትበሪ ሓንቲ ካብቶም ኣብ መጽሔት ታይም ንመጻኢ ወዲሰብ ይቐርጹ ኣለዉተባሂሎም ዝተረቚሑ 100 ኣስማት ሓንቲ

ንኡስ ውላድ ትካል ኖርዝቮልት ጥርዓን ክሳራ የቕርብ
09/10/2024

ንኡስ ውላድ ትካል ኖርዝቮልት ጥርዓን ክሳራ የቕርብ

ኣብ ስከለፍትዮ ንምስፋሕ ፋብሪካታት ትካል ኖርዝቮልት ዘመሓድር ዝነበረ ንኡስ ውላድ ኲባንያ ናይ ክስራን ጥርዓን ኣቕሪቡ። እቲብቤት ፍርዲ ዝተመዘዘ

ኣሜሪካውያን ጽምዲ ሽልማት ኖቤል ሕክምና ተዓዊቶም
08/10/2024

ኣሜሪካውያን ጽምዲ ሽልማት ኖቤል ሕክምና ተዓዊቶም

ሽልማት ኖቤል ሕክምና ሎም ዓመት –2024–ንኣመሪካውያን ቪክቶር ኣምብሮስን ጋሪ ሩቭኩንን ተዋሂቡ። ኣብ ምቁጽጻርጂን ወሳኒ ተራ ዝጻወቱ ደቀቕቲ ሞለኪዩላት

ሽወደን፥ ትማል ሰንበት ብዝተኻየደ መጥቃዕቲ ብረት ሞትን መቚሰልትን ኣጋጢሙ
07/10/2024

ሽወደን፥ ትማል ሰንበት ብዝተኻየደ መጥቃዕቲ ብረት ሞትን መቚሰልትን ኣጋጢሙ

ትማሊ ሰንበት ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ምዕራብ ሽወደን ኩንግስባካ ኣብ ዝርከብ ማእከል ዕዳጋ ብዝተፈጸመ ተኹሲ ሓደ ሰብ ምቚሳሉ ተሓቢሩ።

ሽወደን ነቲ ኢራን ኣብ ልዕሊ እስራኤል ብሚሳይል ዘካየደቶ መጥቃዕቲ ኮኒና
03/10/2024

ሽወደን ነቲ ኢራን ኣብ ልዕሊ እስራኤል ብሚሳይል ዘካየደቶ መጥቃዕቲ ኮኒና

ን ሽወደን ሓዊሱ ብርክት ዝበላ ሓያሎ ሃገራትን ኢራን ብቕድሚ ትማል ሰሉስ ምሸት ኣብ ልዕሊ እስራኤል ንዘካየደቶ ሰፊሕመጥቃዕቲ ሚሳይል

“መንግስቲ ፊንላንድ ኣብ መንግስታዊ ቁጠባ ዘሎ ደፊሲት ኣብ 1% ምግታእ ዝብል ዕላማ ገዲፍዎ እዩ”—ፑራ
02/10/2024

“መንግስቲ ፊንላንድ ኣብ መንግስታዊ ቁጠባ ዘሎ ደፊሲት ኣብ 1% ምግታእ ዝብል ዕላማ ገዲፍዎ እዩ”—ፑራ

መንግስቲ ፊንላንድ ንሓደ ካብቲ ቀንዲ ዕላማታት ኣጀንዳ ፖሊሲኡ – ማለት ኣብ መንግስታዊ ቁጠባ ዘሎ ሕጽረት ክሳብ 2027 ናብ1%

እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ተካይዶ ዘላ ምድራዊ ስርሒታት ኣብ ሽወደን ጽልዋ ከሕድር እዩ ተባሂሉ
02/10/2024

እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ተካይዶ ዘላ ምድራዊ ስርሒታት ኣብ ሽወደን ጽልዋ ከሕድር እዩ ተባሂሉ

እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ተካይዶ ዘላ ምድራዊ ስርሒታት ንሽወደን ጽልዋኡ ከምዘሕድር ኣዛዚ ሰራዊት ሽወደን ከምኡውን ሓድሽሓላፊ ምክልኻል እታ ሃገር

ምምሕዳር ትራንስፖርት ኣብ ‘ቱሪዝም ፍቓድ መዘወሪ መኪና’ ስጒምቲ ክወስድ እዩ
01/10/2024

ምምሕዳር ትራንስፖርት ኣብ ‘ቱሪዝም ፍቓድ መዘወሪ መኪና’ ስጒምቲ ክወስድ እዩ

ምምሕዳር መጓዓዝያ ሽወደን ነቲ “ፍቓድ ምዝዋር ቱሪዝም” ዝበሃል ኣገባብ ደው ከብሎ ከም ዝደሊ ተገሊጹ። እዚ ኣገባብሽወደናውያን ነበርቲ ካብ

Adress

C/O Muyas Consulting AB , Harmony Media
Stockholm
12748

Aviseringar

Var den första att veta och låt oss skicka ett mail när Harmony Media postar nyheter och kampanjer. Din e-postadress kommer inte att användas för något annat ändamål, och du kan när som helst avbryta prenumerationen.

Kontakta Affären

Skicka ett meddelande till Harmony Media:

Videor

Dela

Alkompis - Tigrinja

ኣልኮምፒስ ኣብ መንጎ ተዛረብቲ ትግርኛ ዝኾኑ ስዊድናውያንን ዝተረፉ ማሕበረሰብ ስዊድን ዘሎ ናይ ሓበሬታ ጋግ ንምጽባብን፥እሙን ዝኾነ ትሕዝቶ ዘለዎ ሓበሬታ ምስ ስትራቴጂካዊ ተሓባባርትና ብምኻን ብነጻ ዝኾነ ናይ ሜድያ ኣካል የቅርብ።

Närliggande medieföretag


Övriga medieföretag i Stockholm

Visa Alla