ከይርሳዕ ጨፍጫፍ ዓዲ- ዳዕሮ ማኣርግ መኮነን
ዋይ እንኢኻ ተማላጠጥ ታ ቪድዮ ክሳብ መወዳእታ ረእየዋ። ⚰🏃♂️
ግን ዞም💀 ኣራዊት ናይ ስብ ስጋ ድዮም ዝበልዑ ዘለዎ ? 🤔
ስምዕዎም እዞም አራዊት ሽጋራማት 👇
ዓስካራት ኣራዊት ኤርትራውያን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝፈጸምዎ በደልን ግፍዕን ፈጺምካ ዘይርሳዕ ጸሉም ታሪኽ እዮ።
@ማኣርግ መኮነን
ኣብ ወረዳ ሳሓርቲ ስምረ ኣብ ሓደ ማዓልቲ 160 ደቂ ኣንስትዮ ብ ኣራዊት ኤርትራውያን ተደፊረን።💔
እንባሕ በል ወዲ ኤሪ ናዓ ብኮሮና TDF ዝረገፉ ሬሳ ይሕዋትካ እረ።😋 ናይ ጃንዳ ወያነ በትሪ ንዑሱባት ኤርትራውያን መድሓኒት እያ።
አብ ጎንደር አብ መንጎ ፋኖ ክርስትያንን ፋኖ ሙስሊምን ሃይማኖታዊ ጎንጺ ተላዒሎ ብርክት ዝበሎ ስባት እውን ጉድኣት በጺሕዎም። 😋🤸♂️
ወረርቲ ኣም*ራን ኤርትራን ሃፍቲ ንብረት ምዕራብ ትግራይ ብከምዙይ ናብ ጎንደርን ናብ ካልኦት ናይ ኣም*ራ ከባቢታት የግዕዝዎ ኣለው። ህዝቢ ምስ በረስ ንብረት ምስተጓሕጎሐ መሬት ጥራይ እንታይ ክገብረልና እዮ።
እዋይ,,, ህዝበይ ማዓዝ እዮ እዚ መከራኻ ክውዳእ። 😢
ዶክተር Tedros Adhanom Ghebreyesus
ኣብ USA /DC እዩ ዘሎ። ኣብቲ ዝተዓደመሉ ኣኼባ ንትግራይ ኣመልኪቱ ድማ ከምዚ ኢሉ።
“ዓለም ን ዩክሬይን ዝሃበቶ ጠመተ ግቡእ እዩ። ምኽንያቱ ኩነታት ዩክሬይን ሳዕቤኑ ብደረጃ ዓለም እንትረአ ዓብዩ እዩ።
ነገር ግን ብኡ ልክዕ ጉዳይ ኢ/ያ ትግራይ ውን ጠመተ ክወሃቦ ይግባእ ክብል ይፈቱ። ምናልባት ወዲ ሰብ ትግራዋይ ብምዃኑ ጥራይ፥ ብሂወቱ ብሓዊ እንተቃፀል ቪድዮ ርኢኹም ትኾኑ። እንትርሸን ርኢኹም ትኾኑ። ጉዳይ ትግራይ ኸቢድ እዩ። ዓለም ጠመተ ክትህቦ ይግባእ። ብዘይ ምግናን ን ልዕሊ 500 መዓልታት ኣብ ዕፅዋ ዘሎ ህዝቢ እዩ። ቅርሺ ዘለና ንስድራና ከይንሰድድ ባንኪ የለን። ቅድሚ 10 መዓልቲ 20 መካይን ሓገዝ ሒዘን ኣትየን ኢለ ምንባረይ ይዝከር። ኮይኑ ግን እቲ ሓገዝ 1% ናይቲ ዘድሊ ሙሉእ ሓገዝ ኣይኸውንን። ድሕሪኡ ውን ዝኣተወ ሓገዝ የለን። ብጣዕሚ ኸቢድ።”
ኢሉ። ካብቲ ቓላቱ ብላዕሊ ኣብ ገፁ ዝንበብ ምልክት ሓዘን ሚዛን ነይሩዎ። የቐንየልና ዶክተር። ሰብና ✊
ፈጣሪ ነዚ ውጹዕ ህዝቢ እዚ ምሕረት ለአከሎ ይኣኽለኩም በለና 💔😢💔