ትግራይ ኩሕሎ

ትግራይ ኩሕሎ ❤️💛❤️
Tigray 1st
❤️💛❤️

19/02/2025

ግን ዶ/ር ደብረፅዮን ናይTigray Tvን DWን ማይክ ዓቲሩ ብአአን እናተናገረ ንናይ ደገ ዘመስገነሉ ፅባሕ ንግስናኡ እንተተመሊሱ "ደብረፅዮን ኣዮኻ ናይና ካብ ዝብል ናይ ደጀን ዜና ኻልእ ኣይንሰምዕን ማለት እዩ🤣"

19/02/2025

ገዛ ንገዛ እናኣተውኻ ሰብ ምሕራድ ተጀሚሮም! ኣብ ጅማ ዞን ብዙሕ ገዛውትን ንብረትን ዓንዩ! ሂወት ይጠፍእሎ! ህዝቢ ይፈናቀልሎ! ኣብ ጅማ ዘለኹም ተጋሩ ተጠንቀቁ ጭፍጨፋኡ ክሳብ ዝቅንስ ቦታ ልቀቁ

18/02/2025

የካቲት 11
👉ትግራይ የጨፈጨፋ የብሔርብሔረሰብ ኃይሎችና ራስ አስተዳደር የፈጠረች
👉ለሌሎች ክልሎት ብርሃን ለተጋሩ ጨለማ የፈጠረች
👉የተጋሩ መስዋእትነት ከንቱ አስቀርታ ኢትዮጵያዊነት ያነገሰች ቀን ናት

18/02/2025

"እተን ዘጨቃጭቃ ዘለዋ ናይ ትግራይ መሬት ብ ገለልተኛ ወገን (ብፌደራል ማለቱ እዩ) ይመሓደራ" ኦባሳንጆ ዝተበሃለ ገፂ ህበይ ቶማም ርእሲ❌ ደጊም እዚ ርኹስ ግብሩ እኩይ መልክዑ ዝኽነ ሰብ መቐለ ከይኣቱ❗️

18/02/2025

"ኢትዮጵያ የምስራቅ አፍሪካ ዋነኛ የችግሮች መፍለቂያ እና ማዕከል ናት"

የኤርትራው የማስታወቅያ ሚኒሴቴር አቶ የማነ ገ/መስቀል !
ኤርትራም ኢሳያስ ይዛ ታሹፋብን🤣

18/02/2025

"...መናእሰይ ተረከቡና..."

ጀነራል ምግበይ ሎሚ ዝተዛረቦ
👉ወርቂ ወይ ስልጣን ዝዕድል መሲልኩም ብፀልማቱ ናብቲ እስታዲየም ከይትኸዱ🤣እዚኣ ንበዓል ለካቲት 11 መዳመቂ ጥራሕ ዝትውዕል ዘረባ እያ🤣

18/02/2025

"የኢትዮጵያ መንግስት ከቅርብ ግዜ ወዲህ በመግለጫዎቹ ትንኮሳ እያደረገብኝ ነው! አርፎ መቀመጥ ከቻለ አርፎ ይቀመጥ"
የኤርትራ መንግስት መግለጫ
©~BBC Tigrigna

18/02/2025

ልዩነት
👉የትግራይ ወቅታዊ ሁኔታ ለማወቅ የሁለቱም ጎራ ሳይቆራረጥ በ Tigray Tv DW TV መረጃ ታገኛለህ
👉የኢትዮጵያ ሁኔታ ለማወቅ በየ FB You Tube ትጎረጉራለህ። TV ልሳን ፒፒ ብቻ ነው።

18/02/2025

"ኣሰና ፡ዛራ፡ ደደቢትን ጋዜጣ ወይንን ብታሪኽ ውድብና ህወሓት እናተመስገንኩም ክትነብሩ ኢኹም"
ዶ/ር ደብረፅዮን

18/02/2025

"ምእንተ ሰላም ክበሃል ምስ ጎሮባብቲ ምስ ኤርትራ ምስ ዓፋር ምስ ኣምሓራ ምስ ሱዳን ክንሰርሕ ኢና "

ዶ/ር ደብረፅዮን ዝተዛረቦ
(ግን ምስ ጌታቸውኮ ምስራሕ ኣይኸኣሉን)

18/02/2025

❤️ ግን ኣያ ሎሚኮ ሓድነትና ተሸርሺሩ! ብቁዕ ኣመራርሓ ዘይብልና ኣብ ዕንይንይ ኣቲና ኢና

18/02/2025

👉 በዕውቀት ሳይሆን በስሜት የሚነዱ! በይቅርታ ሳይሆን በቂምና በጥላቻ የሰከሩ👉

18/02/2025

"በቢግዚኡ ለውጢ ፕሮግራም ክህሉ ጠለባት እናቐረቡ ፀኒሖም እዮም። ብመሰረት እዚ ነቲ ዘመን ዝምጥን ለውጢ ፕሮግራም ክግብር ይስራሕ ኣሎ" ዶ/ር ደብረፅዮን ዝተዛረቦ።
ድሕሪ 30 ዓመት ዝመፅእ ለውጢ ንርኢ🤔

18/02/2025

እውቀትና ስሜት ሲቀላቀሉብህህህህህ 🤣🤣🤣

18/02/2025

ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀረባ ርሕቀት ዝትርከብ ቢሸፍቱ/ደብረዘይቲ ናይ ኦሮሞ ነፃነት ሰራዊት ኣብ ናይ መከላከያ ካምፒ ኣትዩ ሓመድ ገይርዎም ወፂኡ🤔

18/02/2025

ለካቲት 11 ህዝባዊ በዓል እምበር ውድባዊ በዓል ኣይኾነን።
ውድባት ኻልኸልቲ ወይ ዓደምቲ ክኾኑ የብሎምን!
በዓል ዋና ህዝቢ ትግራይ'ዩ
💛እንኳዕ ንለካቲት 11 ህዝባዊ በዓልና ኣብፀሐና💛

18/02/2025

ወረዳ ዓድዋ
ኣብ ጣብያታት ሰሎዳን ወዲ ቐሺን ብድምር ን458 ንሕድሕድ ሃርበኛ 200 ካሬ መጠሻ መሬት ዓዲሉ‼
👉ኻልኦት ከተማታት እውን ሰዓባ👉መንእሰይ መንበሪ ቦታ ክረክብ ኣለዎ።

18/02/2025

🧟‍♂️🧜‍♀️🧟‍♀️
ሰይጣን ኣባኻ እንትሰፍር ቋንቋኻ ይለምዶሞ ብቋንቋኻ ይልፍልፍ።
👉ብቋንቋኻ ለፍሊፋ ማለት ንዓኻ ሓልይሉካ ወይ ፈቲካ ኣይኾነን! ዝለፋለፍ እንትግረፍ ወይ እንትፈርሕ'ዩ።

Address

Nairobi

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ትግራይ ኩሕሎ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Videos

Share