New Today

New Today Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from New Today, Media/News Company, .
(3)

07/02/2022
ኣመሓላለፍዎ!ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 4,886 ሰባት በጺሑ ኣለዉ ፣ 11,313 ሰባት ዝሓወዩ፤ 245 ሰበት ዝሞቱ።
09/05/2020

ኣመሓላለፍዎ!

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 4,886 ሰባት በጺሑ ኣለዉ ፣ 11,313 ሰባት ዝሓወዩ፤ 245 ሰበት ዝሞቱ።

ንሕጊ 20% ቀረጽ ዝምልከት ዜና ካብ ማሕበር ኣሳፍ: ብሰብኣዊ መሰላት ትካላት ማሕበር ኣሳፍ ብምጥቕላልን፡ ብካቭ ለዓቮድን ሕጋዊ ክሊኒክ መሰላት ስደተኛታት  ኣብ ተል ኣቪቭ ዩኒቨርሲትን ተመ...
25/04/2020

ንሕጊ 20% ቀረጽ ዝምልከት ዜና ካብ ማሕበር ኣሳፍ:

ብሰብኣዊ መሰላት ትካላት ማሕበር ኣሳፍ ብምጥቕላልን፡ ብካቭ ለዓቮድን ሕጋዊ ክሊኒክ መሰላት ስደተኛታት ኣብ ተል ኣቪቭ ዩኒቨርሲትን ተመሪሑ ዝኣተወ ጥርዓን፡ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ነቲ ንሓተትቲ ዕቕባ 20% ካብ ዶሞዞም ኣብ ናይ መቐመጢ ቀረጽ ተቆሪጹ ዝቕመጥ ካብ እስራኤል ምስ ወጹ ጥራይ ክረኽብዎ ዝብል ጠለብ ሰሪዝዎ።

ብመሰረት እቲ ፈራዲ (ዕብለላ ናይ 6 ፈረድቲ ብሓደ):
እቲ ቀረጽ ናይ 20% ጸረ-ቕዋም እዩ ምኽንያቱ ብንጽር፡ ጭቡጥን ዕዙዝን መንገዲ ግህሰት መሰል ናይ ውልቃዊ ንብረት ስለዝኾነ። ተወሳኺ፡ ዕላማ ናይቲ ሕጊ ንሓተትቲ ዕቕባ ካብ እስራኤል ንኽወጹ ዘተባብዕ እኳ እንተነበረ፡ ብኣዝዩ ውሑድ ዝኾነ ዓቐን ጥራይ ተዓዊቱ ምኽንያቱ ድሕሪ እዚ ሕጊ ምምስራቱ ቁጽሪ ካብ እስራኤል ዝወጹ ሓተትቲ ዕቕባ ስለዝጎደለን እቶም ዝወጹ ናብ ምዕራባውያን ሃገራት ድኣ እምበር ናብ መበቆል ሃገሮም ስለዘይተመለሱን።

እቲ 16% ክፋል ናይቲ ሕጊ - ቤት ፍርዲ እዚ ክፋል ከም ዘለዎ ብኣስራሒ ክቕረጽ ክቕጽል ወሲኑ።

እቲ ቤት ፍርዲ ንሃገር ነቲ ተቆሪጹ ዘሎ ገንዘብ ናብ ሓተትቲ ዕቕባ ኣብ ውሽጢ 30 መዓልታት ክመልሰሎም ኣዚዙ።
----
ማሕበር ኣሳፍ እቲ ገንዘብ ናብ ዋናታቱ ከም ዝተጠልበ ክምምለስ ንምርግጋጽ ትግባር ናይ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክከታተል ክቕጽል እዩ።
ንሕና ክፋል ናይዚ መስርሕ ምኻና ሕጉሳት ኢና፡ ብመሻርኽት ትካላትን ነቶም እዚ ቃልሲ እዚ ንዕኦም ወሳኒ ዝኾነ ኣባላት ማሕበረሰብ ሓተትቲ ዕቅባን ሕቡናት ኢና።
ሎሚ ንቁጠባውን ማሕበራውን መሰል ሓተትቲ ዕቕባ ኣብ እስራኤል ክንቃለስን ክንሰርሕን ክንቅጽል ሓይሊ ተዋሂብና ኣለና።

ኣመሓላለፍዎ!ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 13,942 ሰባት በጺሑ ኣለዉ ፣ 139 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 4507 ሰባት ዝሓወዩ፤ 183 ...
21/04/2020

ኣመሓላለፍዎ!

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 13,942 ሰባት በጺሑ ኣለዉ ፣ 139 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 4507 ሰባት ዝሓወዩ፤ 183 ሰበት ዝሞቱ።

ኣመሓላለፍዎ!ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 13,654 ሰባት በጺሑ ኣለዉ ፣ 150 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 3872 ሰባት ዝሓወዩ፤ 173 ...
20/04/2020

ኣመሓላለፍዎ!

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 13,654 ሰባት በጺሑ ኣለዉ ፣ 150 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 3872 ሰባት ዝሓወዩ፤ 173 ሰበት ዝሞቱ።

ኣመሓላለፍዎ!ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 13,107 ሰባት በጺሑ ኣለዉ ፣ 167 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 3247 ሰባት ዝሓወዩ፤ 158 ...
18/04/2020

ኣመሓላለፍዎ!

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 13,107 ሰባት በጺሑ ኣለዉ ፣ 167 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 3247 ሰባት ዝሓወዩ፤ 158 ሰበት ዝሞቱ።

ኣመሓላለፍዎ!ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 12,855 ሰባት በጺሑ ኣለዉ ፣ 182 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 2967 ሰባት ዝሓወዩ፤ 149 ...
17/04/2020

ኣመሓላለፍዎ!

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 12,855 ሰባት በጺሑ ኣለዉ ፣ 182 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 2967 ሰባት ዝሓወዩ፤ 149 ሰበት ዝሞቱ።

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 12,591 ሰባት በጺሑ ኣለዉ ፣ 174 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 2624 ሰባት ዝሓወዩ፤ 146 ሰበት ዝሞቱ።
16/04/2020

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 12,591 ሰባት በጺሑ ኣለዉ ፣ 174 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 2624 ሰባት ዝሓወዩ፤ 146 ሰበት ዝሞቱ።

ኣብ ዓለማዊ መጽሔት ፎርብስ ዝባሃል እስራኤል ኣብ ቀዳማይ ቦታ ተሰሪዓ ካብተን ብኮሮና ቫይረስ ዘይተጎደኣ ሃገራት።
15/04/2020

ኣብ ዓለማዊ መጽሔት ፎርብስ ዝባሃል እስራኤል ኣብ ቀዳማይ ቦታ ተሰሪዓ ካብተን ብኮሮና ቫይረስ ዘይተጎደኣ ሃገራት።

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 12,000 ሰባት በጺሑ ኣለዉ ፣ 114 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 2309 ሰባት ዝሓወዩ፤ 126 ሰበት ዝሞቱ።
15/04/2020

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 12,000 ሰባት በጺሑ ኣለዉ ፣ 114 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 2309 ሰባት ዝሓወዩ፤ 126 ሰበት ዝሞቱ።

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 11,868 ሰባት በጺሑ ኣለዉ ፣ 181 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 2000 ሰባት ዝሓወዩ፤ 121 ሰበት ዝሞቱ።
14/04/2020

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 11,868 ሰባት በጺሑ ኣለዉ ፣ 181 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 2000 ሰባት ዝሓወዩ፤ 121 ሰበት ዝሞቱ።

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 11,145 ሰባት በጺሑ ኣለዉ ፣ 183 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 1627 ሰባት ዝሓወዩ፤ 103 ሰበት ዝሞቱ።
12/04/2020

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 11,145 ሰባት በጺሑ ኣለዉ ፣ 183 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 1627 ሰባት ዝሓወዩ፤ 103 ሰበት ዝሞቱ።

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 10,878 ሰባት በጺሑ ኣለዉ ፣ 174 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 1388 ሰባት ዝሓወዩ፤ 103 ሰበት ዝሞቱ።
12/04/2020

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 10,878 ሰባት በጺሑ ኣለዉ ፣ 174 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 1388 ሰባት ዝሓወዩ፤ 103 ሰበት ዝሞቱ።

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 10,743 ሰባት በጺሑ ኣለዉ ፣ 175 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 1341 ሰባት ዝሓወዩ፤ 101 ሰበት ዝሞቱ።
12/04/2020

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 10,743 ሰባት በጺሑ ኣለዉ ፣ 175 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 1341 ሰባት ዝሓወዩ፤ 101 ሰበት ዝሞቱ።

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 10,525 ሰባት በጺሑ ኣለዉ ፣ 180 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 1258 ሰባት ዝሓወዩ፤ 96 ሰበት ዝሞቱ።
11/04/2020

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 10,525 ሰባት በጺሑ ኣለዉ ፣ 180 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 1258 ሰባት ዝሓወዩ፤ 96 ሰበት ዝሞቱ።

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 10,095 ሰባት በጺሑ ኣለዉ ፣ 164 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 1061 ሰባት ዝሓወዩ፤ 93 ሰበት ዝሞቱ።
10/04/2020

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 10,095 ሰባት በጺሑ ኣለዉ ፣ 164 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 1061 ሰባት ዝሓወዩ፤ 93 ሰበት ዝሞቱ።

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 9755 ሰባት በጺሑ ኣለዉ ፣ 165 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 864 ሰባት ዝሓወዩ፤ 79 ሰበት ዝሞቱ።
09/04/2020

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 9755 ሰባት በጺሑ ኣለዉ ፣ 165 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 864 ሰባት ዝሓወዩ፤ 79 ሰበት ዝሞቱ።

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 9404 ሰባት በጺሑ ኣለዉ ፣ 147 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 801 ሰባት ዝሓወዩ፤ 71 ሰበት ዝሞቱ።
08/04/2020

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 9404 ሰባት በጺሑ ኣለዉ ፣ 147 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 801 ሰባት ዝሓወዩ፤ 71 ሰበት ዝሞቱ።

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 9248 ሰባት በጺሑ ኣለዉ ፣ 149 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 683 ሰባት ዝሓወዩ፤ 65 ሰበት ዝሞቱ።
07/04/2020

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 9248 ሰባት በጺሑ ኣለዉ ፣ 149 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 683 ሰባት ዝሓወዩ፤ 65 ሰበት ዝሞቱ።

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 9006 ሰባት በጺሑ ኣለዉ ፣ 153 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 683 ሰባት ዝሓወዩ፤ 59 ሰበት ዝሞቱ።
07/04/2020

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 9006 ሰባት በጺሑ ኣለዉ ፣ 153 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 683 ሰባት ዝሓወዩ፤ 59 ሰበት ዝሞቱ።

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 8611 ሰባት በጺሑም ኣለዉ ፣ 141 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 51 ሰበት ዝሞቱ።
06/04/2020

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 8611 ሰባት በጺሑም ኣለዉ ፣ 141 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 51 ሰበት ዝሞቱ።

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 8430 ሰባት በጺሑም ኣለዉ ፣ 139 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 49 ሰበት ዝሞቱ።
05/04/2020

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 8430 ሰባት በጺሑም ኣለዉ ፣ 139 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 49 ሰበት ዝሞቱ።

05/04/2020

ኣገዳሲ ሓበሬታ

ሆስፒታል ኢኺሎቭ ምስ ምምሕዳር ከተማ ቴል ኣቪቭን ማዳ (ብሉሙድ ኣጻዋውዓ ኣምቡላንስ)ን ብምዃን ሎሚ ዕለት 05/04/2020 ንስደተኛታት ዘገልግል ናይ ኮሮና መመርመሪ ቦታ ኣብ ደቡብ ቴል ኣቪቭ ክኸፍት አዩ።

ኣብ ውሽጢ ዝሓለፉ 48 ሳዓታት ሓደ ካብዞም ዝስዕቡ ምልክታት ከም ረስኒ ልዕሊ37.8፡ሓዱሽ ሳዓል፡ቃንዛ ጎሮሮ፡ሕጽረት ምስትንፋስን ውጻኣትን ምስ ዝህልወካ/ኪ ናብ ቦታ መርመራ ንኮሮና ኣብ ዶብብ ቴል ኣቪቭ ጎደና ሃጋሊል 6 ታኻና ማርካዚት ብምምጻአ ተመርመር/ሪ።

ናይ መርመራ ግዜ ሎሚ ሰምበት ካብ ሳዓት 13፡00 ስጋብ ሳዓት 14፡00

ሰኑይን ሰምበትን ካብ ሳዓት 9፡00 ስጋብ ሳዓት 14፡00

መርመራ ብነጻ ማለት ብዘይ ክፍሊት ዝካየድ መርመራ አዩ።

إعلان هام

سيفتتح مستشفى ايخيلوف بالتعاون مع بلدية تل أبيب و MADA (Magen David Adom) اليوم ، 5 أبريل, منطقة خاصة لاختبار كورونا لطالبي اللجوء والمهاجرين الذين يعيشون في جنوب تل أبيب.

إذا كنت قد عانيت أي من الأعراض التالية في الـ 48 ساعة الماضية: ارتفاع درجة الحرارة (37.8 درجة مئوية أو أكثر), السعال, التهاب الحلق, ضيق التنف, الإسهال – تعال\ي واختبر\ي في منطقة اختبار فيروس كورونا الجديدة في شارع هجليل 6، بجوار محطة الحافلات المركزية.

ستكون منطقة الاختبار مفتوحة:

اليوم, الأحد 5 أبريل, من الساعة 1 ظهراً حتى 2 ظهراً

غدًا, الاثنين 6 أبريل , من الساعة 9:00 صباحًا - 2:00 مساءً

الثلاثاء, 7 أبريل ، من الساعة 9:00 صباحًا حتى 2:00 مساءً

جميع الاختبارات مجانية: اعتن\ي بصحتك

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 8018 ሰባት በጺሑም ኣለዉ ፣ 127 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 46 ሰበት ዝሞቱ።
05/04/2020

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 8018 ሰባት በጺሑም ኣለዉ ፣ 127 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 46 ሰበት ዝሞቱ።

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 7589 ሰባት በጺሑም ኣለዉ ፣ 115 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 44 ሰበት ዝሞቱ።
04/04/2020

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 7589 ሰባት በጺሑም ኣለዉ ፣ 115 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 44 ሰበት ዝሞቱ።

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 7428 ሰባት በጺሑም ኣለዉ ፣ 113 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 40 ሰበት ዝሞቱ።
03/04/2020

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 7428 ሰባት በጺሑም ኣለዉ ፣ 113 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 40 ሰበት ዝሞቱ።

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 7030 ሰባት በጺሑም ኣለዉ ፣ 115 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 37 ሰበት ዝሞቱ።
03/04/2020

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 7030 ሰባት በጺሑም ኣለዉ ፣ 115 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 37 ሰበት ዝሞቱ።

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 6857 ሰባት በጺሑም ኣለዉ ፣ 108 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 36 ሰበት ዝሞቱ።
02/04/2020

ቁጽሪ ሑሙማት ብኮሮና ቫይረስ ዝተላኸፉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናብ 6857 ሰባት በጺሑም ኣለዉ ፣ 108 ሰባት ካብኦም ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከቡ፣ 36 ሰበት ዝሞቱ።

እስራኤል ካብተን ብምቅላዕ ንኮሮና ቫይረስ ዘይተጎድኣ ቀዳሞት ሃገራት ኣብ ቀዳማይ ቦታ ተሰሪዓ።
02/04/2020

እስራኤል ካብተን ብምቅላዕ ንኮሮና ቫይረስ ዘይተጎድኣ ቀዳሞት ሃገራት ኣብ ቀዳማይ ቦታ ተሰሪዓ።

Address

Telephone

+972508265355

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when New Today posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to New Today:

Shortcuts

  • Address
  • Telephone
  • Alerts
  • Contact The Business
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share