Raya alamata

Raya alamata raya is amazing place come and enjoy created by ALamata

ናይ ደብረፅዮንን መሳርሕቱን ተግባር  እዚ እዩ ስምዕዎ
06/01/2025

ናይ ደብረፅዮንን መሳርሕቱን ተግባር እዚ እዩ ስምዕዎ

Check out ሃንቐውታ ሚድያ’s video.

05/01/2025

እቲ ሕማቕ ስርዓት ብደብረፅዮን ዝምራሕ

ኣቱም ጉጅለ ኣደመ ናይ ትግራይ ህዝቢ ፀላእቲ እቲ ህዚቢ ስምዕዎ መሪረሩዎ እዩ
05/01/2025

ኣቱም ጉጅለ ኣደመ ናይ ትግራይ ህዝቢ ፀላእቲ እቲ ህዚቢ ስምዕዎ መሪረሩዎ እዩ

609 likes, 59 comments. “ 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 🙏🇻🇳 ”

04/01/2025

ብኣውያት ክተዓናቐፍ ተሓሲቡ ዝነበረ ዋዕላ ህዝቢ ውቕሮ: ብፍላይ እቲ መንእሰይ ናብ ዕግርግር ከየምርሕ ሪኡ ከምዘይረኣየ ተዓጊሱ ናብቲ ኣደራሽ ብምእታው ኩለመዳይ መሰረታዊ ሕቶታቱ ኣቕሪቡ ዛዚሙ ኣሎ። ፍትሕን ተሓታትነትን ፣ ጉዳይ ተመዛበልቲ፣ ቅልጡፍ ልኾነ ገቢራዊ ስራሕ ሓዊሱ ሓዱሽ ወለዶ መሰረት ልገበረ ክያዶ ክትግበር ብኣጽንኦት ሕቶታቶም ኣቕሪቦም። ክሳብ መወዳእታ ሓሳባቶም ብምቕራብ ኣንጸባሪቖም እዮም።

ብፍላይ ኣብታ ከተማ ርኡይ ሕቶን ፍታሕ ልጠልብን ጉዳይ ዕድል ስራሕ መናእሰይን ፍልሰትን ተተሓሒዙ ብተደጋጋሚ ቀሪቡ። መናእሰይ ውቕሮ ክብሪ ይግብአኩም!

04/01/2025

ቅድሚ ኲናት፣ ሰብ ዝሰኣነ ሰብ ብርጥባን ዝነብር ቋንጣ ነይሩ። ድሕሪ ፅንተታዊ ኲናት፣ ናይ ፅዕነት መካይን ሒዙ ተመሊሱ። ሕልሙ ኲናት ክውላዕ ሞ ካብቶም ኢልቻፖታት ሓደ ክኾን እዩ

04/01/2025

TDF ህዝባዊ ሰራዊትና እንበር ናይ እንዳ ኣደመ ናይ ፖለቲካ ሰራዊት ኣይኮነን

ሓደ ሓደ ኣዘዝቲ ሰራዊት ንሕገ መንግስቲ ትጣበቑ እንበር ንፖለቲካ ዉድባት ተጣበቕቲ ኣይትኹኑ ክንዲ ዘኽበርናኩም ክይንንዕቐኩም
ኣዛዚኹም ህዝቢ እዩ ንህዝቢ ዝመርሕ ፕረዚደንት እዩ ስለዚ ተፀዋዕነትኩም ነቲ ፕረዚደንት እንበር ልናይ ፓርቲ ሊቀምንበር ኣይኮነን
ኣይንእዘዞን ትብሉ ተኾይንኹም እታ ዓዲ ትሕቲ ፌደራል ኮማንድ ፖስት ንክትኾን እቲ ፕረዚደንት ሓንቲ ብጣሽ ደብዳብ ተፂሕፉ እኹል እዩ ደሓር ታይ ክትገብሩ ንርኢ

ወፍሪ እምቢታ ይብሉኻ ጉጅለ ኣደመ! ኩሉ ነገር ክበላሸይ ከሎ ፖሎቲካ ብዚእን ትምራሕ ብጣዕሚ ዝገርም ክዓ ናይ ዓለም ፖሎቲካ በተለይ ናይ ምስራቕ ኣፊርካ ፖሎቲካ  ክትንትና ከለዋ🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣...
04/01/2025

ወፍሪ እምቢታ ይብሉኻ ጉጅለ ኣደመ! ኩሉ ነገር ክበላሸይ ከሎ ፖሎቲካ ብዚእን ትምራሕ ብጣዕሚ ዝገርም ክዓ ናይ ዓለም ፖሎቲካ በተለይ ናይ ምስራቕ ኣፊርካ ፖሎቲካ ክትንትና ከለዋ🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

04/01/2025

ኣብ ውቕሮ ዝካየድ መድረኽ በቲ ከም ስግኣት ፀጥታ ከም ዘሎ ኣምሲሎም ዝፅሕፍዎ ዘለው ከም ዘይኮነ ኣረጋጊፀ ኣለኹ ።

- ኣብዚ ሰሙን ንናይ ፀጥታ ሓላፊን ፖሊስ ኣዛዝን ኣብ ውቕሮ ክልል ዘዳለዎ መድረኽ ከም ዘሎን ጥቡቕ ክትትል ክገብሩ ከም ዘለዎም ብናይ ዞባ ፀጥታን ፖሊስ ኣዛዝን ተነጊርዎም እዩ ። እዚ ዝተነገሮም ንጎኒ ብምግዳፍ ከም ወይተነገሮም ኣምሲሎም እቲ መድረኽ ዝዕንቀፈሉ መንገዲ ፀጥታ እታ ከተማን ፖሊስ ኣዛዚ እታ ከተማን ምስ ውሱናት ጉጅለ ድሕረት ዞባን ከተማን ኣመራርሓ ተደጋጋሚ ዘተ ኣካይዶም እዮም ። እዚ መድረኽ ዋላ ሂወት ተኸፊልዎ ከይካየድ ክንገብር ኣለና ዝብል ትእዛዝ ከም ዝተውሃቦም ዝፈለጠ ሰላምን ፀጥታን ቢሮ ፖሊስ ኮሚሽን ክልል ሎሚ ዕለት 25/04/17 ናብ ከተማ ውቅሮ ብምምፃእ ፖሊስ ክልቲኡ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎን ከተማ ውቅሮን ብሓደ ብምእካብ ትተዓናቐፍ መድረኽ ከም ዘይትህሉን ኣብዚ ተግባር ንዝሳተፉ ድማ ሕጋዊ ስጉምቲ ክውሰደሎም ጥብቂ መምርሒ ሂብዎም ኣሎ ። ነዚ ናይ ፖሊስ ኮሚሽን ኦሬንቴሽን ዝሰምዐ ጉጅለ ድሕረት ናይ ዓወፅወፅ መግለፂ ኣውፂኡ ኣሎ ።

- ፖሊስ ኣብ ኣፍ ደገ ኣደራሽ ንዝረአ ፀገም ፀጥታ ሓላፍነት ክወስድን ካብዚ ወፃኢ ዘለው ቦታታት ድማ ሰራዊት ሓላፍነት ክወስድ ተመዓራርዩ ከም ዘሎ ኣረጋጊፀ ኣለኹ ።

- ነዚ ናይ ክልቲኡ ወረዳ ፖሊስን ሰራዊትን ሓጋዚ ካልእ ፉሉይ ፀጥታ ካብ ክልል ከም ዝተዳለወ ድማ ይግለፅ እዩ ዘሎ ።

ዘስግእን ዘፍርሕን መድረኽ ኣይኮነን ተዳሊው ዘሎ ዝተዓደምኩም ወገናት ጥራሕ ኣብ ሰዓትኩም ክትርከቡ ኣለኩም ። ዘይተነገሮ መንእሰይ ናብቲ መድረኽ ዘምፅእ የብሉን ። ከምቲ ልሙድ ዘዝመፀ ዝሳተፈሉ መድረኽ ኣይኮነን ። ብኽልተ ምኽንያት ሓደ ናይ ኣደራሽ ፅበት ስለ ዘጋጥም ካልኣይ ናይ ፀጥታ ፀገም ከየጋጥም ንጥንቃቐ ተባሂሉ ዝተሰርሐ እዩ ። ስለዚ ሓላፍነት ዝወስድ ኣካል እንተዘይነጊርኩም ናብቲ መድረኽ ኣይትምፅኡ ።ንረበሻን ዓመፅን ዝተዳለኹም ድማ ብገናኹም ሕሰብሉ ሓላፍነት ክወስደልኩም እየ ዝበለኩም ኣካል ከይትኣምንዎ ምስ ጨነቖ እዩ ናብ መግለፂ ምውፃእ ተጓዩዩ ዘሎ ።

በቢወረዳኹምን ጣብያኹምን ዝተነገረኩም መናእሰይ ብሰዓትኩም ተረኸቡ ። ከመይ ናብቲ መድረኽ ከም ትኣትውን መን ሓላፍነት ይወስድን ተነፂሩ እዩ ።

04/01/2025

ትግራይ ካብ ጉጅለ ኣደመ( ኣለም ገብረዋሕጢ: ደብረፅንተት: ሞንጆሪኖ) ታይ ኣትሪፋ? ሞት ምፍንቓል ጥሜት ናይ ስርቖት ምፅላም... እዚኦም ዘየጥፋእኻ ትግራይ ሰላም ኣይትርክብን!

21/12/2024

"ለዘብተኛ ግን ድማ ሓደገኛ;
ዶ/ር ኣማኑኤል ሃይለ (ሓላፊ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና)

ብዙሓት ሰባት ብዛዕባ ዶ/ር ኣማኑኤል ዝተዛብዐ ግንዛበ እዩ ዘለና ::ብሕክምና ሞይኡ ንፉዕ : ደሞዙ ሙሉእ ንተሓከምቲ ዝህብ : ብዘለዎ ናይ ሃይማኖት እምነት (ኣድቬንትስ ) ምኽንያት ስርቂ ዘይፎቱ : ንዝሰርቁ መንገዲ ዝዓፁ :ኣብ ኣኼባ ሚዛናዊ ሓሳብ ዘቅርብ : ናይ ዉልቀ መኪናን ገዛን ዘይብሉ ክሳብ ሎሚ ምስ ኣዲኡ ዝነብር :ካብ ኔትወርክ ጊጅለ ሰረቅቲ ነፃ ዝኾነ ..ወ.ዘ.ተ ይብሃለሉ ::

ሎሚ ብዝተፈላለዩ መንገዲ ከምዘፅረናዮ ካብተን ኩለን ዝተጠቀሳ ብዘይካ "ናይ ሕክምና ሞያኡ ንፉዕ እዩ " እትብል እተን ኻልኦት ኩለን ካብ ሓቂ ዝረሓቃ እየን ::

ካብተን ዘፅረናየን ÷
1) ልክዕ እዩ ኣብ መቐለ ናይ ዉልቀ ገዛ ይኹን መኪና የብሉን ምስ ኣዲኡ እዩ ዝነብር :ኣብ ዓይደር እናሃለወ እዉን ንተሓከምቲ ካብ ኪሱ ቅርሺ ይህብ እዩ ::ነገር ግን እዙይ ኹሉ ታክቲክ እዩ ነይሩ :: ኣብ ዓይደር ሆስፒታል ይኹን ኣብ ክልል ጥዕና ቤሮ ዘለዋ ናይ NGO ፕሮጀክትታት ብስርቂ ዳርጋ ብሙልአን ኣባፂሕወን እዩ ::ሙሉእ ሃፍቱ ድማ ኣብ ወፃኢ እዩ ::ኣብ ኣሜሪካ ብሽም ወዲ ሓዉ ኣቡኡ ገዛ ኣለዎ ::ብምኽንያት higher medical professional association ድማ ናይ ዉልቀ ዶላር ኣካዉንት ፍቃድ ስለዝረኸበ እተን ዝሰርቀን ናብዚኣ እየን ዝኣትዋ ::ዝተረጋገፀ !

2) ካብ ቀደሙ ናይ ስብሓት ዳይናስትይ ስለዝኾነ ብጉጅለ ደብረፅዮን (ኣደመ) እሙን ሰብ እዩ ::በዙይ ምኽንያት ድማ ኣብ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ካብ ደገፍቲ "ግምት" ነፃ ብምግባር ናይ ጉጅለ ኣደመ ኔትወርክ ንክዝርጋሕ ኣብ ሓያል ወጥሪ ይርከብ :: እቲ ዝተዉሃቦ ልእኽቶ ድማ÷

√ ኣብ ትሕቲ ቢሮ ጥዕና ክልል ዘለዋ ኩለን ዳይሮክተራትን ኬዝ ቲማትን ብመሪሕነት ደረጃ ካብ ተወለድቲ ራያን እንደርታን ተምቤንን ዓጋመን ወፃኢ ክኾና ምግባር ::

√ ኣብዚ ኸዚ ግዜ ተወለድቲ ራያ እንደርታን ዓጋመን ብመሪሕነት ደረጃ ዘለዉ ንዉልቀኦም ምግምጋምን ፀለመ ምክያድን :: ንኣብነት ኣብ ልዕሊ ዶ/ር ሪኤ ኢሳያስ ናይ ሙስና ፀለመ ምክያድን ክዉገድ ምግባርን ::ነዙይ እንተኣባሪርና እቶም ኻልኦት ደቂ ራያን ዓጋመን ኾራኹር እዮም ዝብል ዉሳነ ኣለዎም::

ስለዙይ ኩልኹም ሰብ ሞያታት ጥዕና ካብ ጣብያ ክሳብ ክልል ዘለኹም ነዙይ መሳርሒ ጉጅለ ኣደመ ዝኾነ ለዘብተኛ ግን ድማ ሓደገኛ ሰብ ብኣጋኡ ክተዉግዝዎ ይግባእ ::

N.B . ዶ/ር ኣማኑኤልን ዶ/ር ፀጋይን (ምክትሉ)ምስ ዕድጊት መድሓኒትን ሕክምና ናዉቲን ተተሓሒዙ ከመይ ተዋዲዶም ከምዝሰርቁ ምስ መረዳእታ ኣብ ቀፃሊ ከቅርበልኩም እየ ::

17/11/2024

ናብ ሎሚ ለይቲ ዘውግሕ ኣብ ዓብይ ዓዲ እቶም ሸፋቱ ኣርሚ 60 ጥይት ክትኩሱ ሓዲሮም ።

23/10/2024

ብስም ሰራዊት ትግራይ ዝሽቀጥ ተቐባልነት የቡሉን! መንጀሪኖ ህዝቢ ኣለዓዒልና ስልጣን ክንሕዚ እና ክትብል ከላ መዝሙር ድያ ትዝምር ዘላ ካብዝ ንላዕል ዓመፅ ኣሎ ዲዩ? ልዕልነት ሕግ ኣብ ወዲ ራያ ጥራሕ ዲያ ትሰርሕ? ኣያም በሉ!!!
#

23/10/2024

ጉጅለ ኣደመ ትግራይ ናብ እንታይ ይቕይራ ከምዘሎ ካብዚ ምርዳእ ይክኣል እዩ ብጣዕሚ መደንገፂ!

Address

Alamat'A
Welo

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Raya alamata posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Videos

Share