North Digital Service

  • Home
  • North Digital Service

North Digital Service a time to save money and time because it is digital age

ግልጋሎት ዲጂታል ኖርዝግልጋሎት ዲጂታል ኖርዝ ኣብ መቐለ ዝርከብ ዘተኣማምንን ስሉጥን ናይ በዝሒ ሓፂር መልኽቲ (BULK SMS) ናብ ኢድ ዓማዊል(ኣባላት) ብዘተኣማምን መንገዲ ሓበሬታ ዘብፅሕ...
04/03/2024

ግልጋሎት ዲጂታል ኖርዝ

ግልጋሎት ዲጂታል ኖርዝ ኣብ መቐለ ዝርከብ ዘተኣማምንን ስሉጥን ናይ በዝሒ ሓፂር መልኽቲ (BULK SMS) ናብ ኢድ ዓማዊል(ኣባላት) ብዘተኣማምን መንገዲ ሓበሬታ ዘብፅሕ ትካል እዩ።

እዚ ድማ ኣብዚ እናዓበየ ዝኸይድ ዘሎ ዲጂታላዊ ዓለም ንትካላት ንግድን ኣብያተ ዕዮ መንግስትን ዘይመንግስታውን ምስ ዓማዊል ብቀጥታ ክራኸቡ ዝሕግዝ ብሉፅ መንገዲ እዩ።

ትካልና እዞም ዝስዕቡ ግልጋሎታት ንከገልግለኩም ተዳልዩ ኣሎ
- ግልጋሎት በዝሒ ሓፂር መልእኽቲ (BULK SMS)
(ሚልዮናት መልእኽቲ ብሓደ ግዜ ናብ ጁባ ዓማዊልኩም ነብፅሕ)
- ስራሕቲ ምልላይ ብሶሻል ሚድያ
(ኣብ ፌስቡክ፣ ኢንስታግራም፣ ዋትስኣፕን ቴሊግራምን ትካልኩም ነላሊ)
- ግራፊክስ ዲዛይን
- ሕትመት
- ስራሕቲ ፎቶን ቪድዮን

ድሌታትኩም ድማ ክንሰምዕ ድልዋት ኢና
ተልእኾና ሓፂር መልእኽቲ (SMS) ተጠቒምኩም ተበፃሕነቱ ንሚልዮናት ክኸውን ምግባር እዩ።

ኣድራሻና መቐለ ሮማናት ኣደባባይ ባንኪ ዳሽን ፊት ንፊት ሆሳእና ህንፃ 3ይ ደብሪ
ስልኪ ቁፅሪ:- +251911368881/+251979286099

Bulk SMS SERVICE FOR SCHOOLS
08/12/2023

Bulk SMS SERVICE FOR SCHOOLS

03/12/2023

Address


Telephone

+251911368881

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when North Digital Service posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

  • Address
  • Telephone
  • Alerts
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share