ደሃይ ዓደይ

  • Home
  • ደሃይ ዓደይ

ደሃይ ዓደይ ✔️ዘይሓትት ወለዶ መን ወለዶ

21/12/2023

*ኣብ መቐለ ቀበሌ 16 ኣብ ሓንቲ መስመር ጥራሕ 19 ቤት ቁማር (Betting shop) ቆፂረ።*

-ትግራይ ኣብ መገዲ ክስራንን ጥፍኣትን እያ ዘላ:: እዞም ኩሎም ተርእዮታት ቁማር, ስኽራን, ዕጥራን, ሺሻ, ጫትን ሓሺሺን, ወንጀልን ጉሕለትን ኣብ ሕንቲ ዝወደቐት ዓዲ ዝርኣዩ ተግባራት እዮም:: ካብ ካልኦት ክልላት ንመሃር✔️

ትግራይ ኣብ ከቢድ ሓደጋ ኣላ::⛔️

21/12/2023

ተመስገን ፈጣሪ🙏

ናይ ዓፋር ሙቐት ኣይከኣልናዮይ😉
21/12/2023

ናይ ዓፋር ሙቐት ኣይከኣልናዮይ😉

ንመንእሰይ ማህደር ኣድኛ  ትማሊ ኣብ ከተማ እ/ጉና መሰልካ ሓቲትካ  እሎም ኣሲረሞ አሎው፡፡ ፍታሕ ብምእሳር አይኮነን ፍትሒ ንማህደር ፡፡
19/12/2023

ንመንእሰይ ማህደር ኣድኛ ትማሊ ኣብ ከተማ እ/ጉና መሰልካ ሓቲትካ እሎም ኣሲረሞ አሎው፡፡ ፍታሕ ብምእሳር አይኮነን ፍትሒ ንማህደር ፡፡

ዓፋር❤❤
18/12/2023

ዓፋር❤❤

17/12/2023

ኣብ ዓፋር(ሰመራ) ፀባ ሰትየስ ....ብርከይን ክሳደይን ነዊሑ😉

11/12/2023

passport ንኽተውፁ ክትምዘገቡ ክተሕድሱ ንዘኾነ ሰብ ገንዘብ ከይከፈልኩም በ ሞባይልኩም ኣቲኹም ተመዝገቡ ቀሊል ነገር ንምንታይ ኣሸሓት ይኸፍል ሰብ 👀 ሕተቱኒ

05/12/2023

➤መማር በኛ ይብቃ✔️
➤Goes With Business Oriented Life✔️
➤Education❌

ድምፅና ነስምዕ!! እስካብ ማዓዝ ህዝቢ እንዳባጉና  ብኔትወርክ ክሕመስ ስርሑ ክታኣጓጎል ኩላና ፕሮፋይል እንዳገበርና ሼር እንዳገበርና ድምፅና ነስምዕ! ኩለን ካሊኣት ከተማ 4G ምጥቃም እንት...
04/12/2023

ድምፅና ነስምዕ!! እስካብ ማዓዝ ህዝቢ እንዳባጉና ብኔትወርክ ክሕመስ ስርሑ ክታኣጓጎል ኩላና ፕሮፋይል እንዳገበርና ሼር እንዳገበርና ድምፅና ነስምዕ! ኩለን ካሊኣት ከተማ 4G ምጥቃም እንትጅምራ እንዳባጉና እቱ 2G ውን ሲኢናቶ ኣላ 😥😥 © ቪቫ

03/12/2023

City 2 :Tot 1...40'

03/12/2023

ብንሄድ ይሻለኛል😉

01/12/2023

💘

1.💘ንስኻ ክትዕቅቦ ዘይከኣልካ ምስጢርካ ማንም ክዕቅበልካ ኣይትጸበ።

👉ማንም ኣይትእመን !!!

2.💘ሕልሙ ክፍጽም ዝጽዕር ሰብ ሓያል'ዩ:: እቲ ዓቅሙ ዝሓልም ከኣ ኣዝዩ በሊሕ::

👉ዓቕምኻ ሕለም !!!

3.💘ዝበሰለ ሰብ ንጽልኢ ኣይህወኽን: ንዕርቂ ግን ዝቕድሞ የለን::

👉ይቕረ ንምባል ኣይተደንጊ !!!

4.💘 ኣብ ትሕቲ ጽቡቅ ገረብ እንተሊኻ ጽቡቅ ጽላል ትረክብ: ምስ ጥዑይ ሰብ ተተጎዝጉዝካ ከኣ ብዙሕ ሰናይ ነገር ትኸስብ::

👉መኻይትድኻ ኣለሊ !!!

5.💘 እቲ ቀንዲ ጸላኢኻ ኣብ ዝነበረ ኔሩ ናብ ዓወት ተበጊስካ ምስ ሰምዐ ክዕንቅፈካ ክመጽእ'ዩ።

👉ምዕዋትካ ምበር፡ ምብጋስካ ሰብ ኣይፍለጦ።

6.💘ኣብ ግዜ ፈተና ዘይምዕጋስ: ኣብ ካልእ ተወሳኺ ፈተና ምእታው'ዩ::

👉ትዕግስቲ ይሃልኻ !!!

7.💘ክምስታ ወይ ፈገግታ ብዘይ ቃላት ንሰባት ደስታ ትምጥወሉ ህያብ ፈጣሪ'ዩ::

👉ፍሽኽ በል !!!

8.💘ነዊሕ መልሓስ ዘለዎ: ሓጺር ኢድ ከምዘለዎ ኢዩ ዝፍለጥ::

👉መልሓስካ ኣደብ ግበረሉ !!!

9.💘ብድሕሬኻ ኮይኑ ብሕሜታ ዝወግኣካ ሰብ እንተበዚሑ : ንስኻ ንቅድሚት ሓሊፍካ ከምዘለኻ ተረዲእካ ንነብስኻ ኣጣቕዓላ::

👉ንድሕሪት ተመሊስካ ግብረመልሲ ኣይትሃብ።

©official_habesha_show

27/11/2023

ምስሐይ ን ኣፅቢ😭✔️

27/11/2023

ብጥሜት ዝሕንዘፍን ግዳይ ዝኸውንን ዘሎ ብበዝሒ ህፃናት ስለ ዝርከብዎ ልበይ ተሰይሩ እዩ። በፂሕናሉ! ሩሑ ክትተርፍ ተኺኢላ ደስታይ ጫፍ ኣይክህልዎን!

ኣነ ዝብል ግና ንምንታይ ኢና ሓደጋ ናተፀበና ንለዓል? ንምንታይ ኢና ኣብ ቅሳነት ኮይንና ዓድና ዘይንፈትው? ንምንታይ ኢና ስለ ዘላቂ ህላወናን ኣካይዳናን ዘይንዝቲ? ንምንታይ ኢና ኣብ ናይ ስርዓት ውድቀት ምህላውና ዘይስቆረና?

ግድን ድዩ ሬሳታት ሪኢና ብቻ ትግራዋይነት ክስቆረና? ግድን ድዩ ሰባት ምስተጎድኡ ቃንዛ ዓድና ክሰመዓና። እዚ ሕዚ ዝሕግዝ ዘሎ ወነን መንፈስን ብቐዋምነት ተሃሊዩ፣ ዘይተፈለጡ በቢመዕቆቢ ስደተኛታት ዘለው ቁፅርታት ክሳብ ዝጎድሉ ኣበይ ፀኒሕና?

ምስሐይ ንኣበርገለ***************ብግዱሳት ተጋሩ ሸዊት ውዳሴ ፣ ተኽሊት ሃይላይን ብርኽቲ ሃይለን 'ምስሐይ ንኣበርገለ' ብዝብል ወፍሪ ምትእኽኻብ እቶት ኣብ ኽልተ መዓልቲ 4 ሚልየን ...
27/11/2023

ምስሐይ ንኣበርገለ
***************
ብግዱሳት ተጋሩ ሸዊት ውዳሴ ፣ ተኽሊት ሃይላይን ብርኽቲ ሃይለን 'ምስሐይ ንኣበርገለ' ብዝብል ወፍሪ ምትእኽኻብ እቶት ኣብ ኽልተ መዓልቲ 4 ሚልየን ብር ተዋሕሊሉ። እቲ ወፍሪ ምትእኽኻብ ብሶሻል ሚድያ ዝተኻየደ ወፍሪ እንትኸውን ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ተጋሩ ይሳተፉሉ ኣለዉ።

በዚ ወፍሪ ዛጊድ 4 ሚልየን ብር ዝትኣከበ እንትኸውን እቲ ወፍሪ ድማ ይቕፅል ከምዘሎን ንምፍላጥ ተኻኢሉ።

እቲ ሓገዝ ኣብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብሰለስተ ግዱሳት ተጋሩ ሸዊት ውዳሴ ፣ ብርኽቲ ሃይለን ግርኽሊት ሃይላይን ዝተኸፈተ ሒሳብ ቑፅሪ 1000588341791 እንትኸውን
ሙሉእ ኣታዊኡ ኣብ ኣበርገለ ብጥምየት ንዝሳቐይ ዘሎ ህዝብና ዝውዕል እዩ።

27/11/2023

ዓለም ቦሻዕ😉

26/11/2023
 #ኣበርገለ 🥖ከምዚኣ ንግበር...[1] ኣብ ከተማ (መቐለ ፣ ዓድግራት ፣ ኣኽሱም ፣ ሽረ...)ደረቅ ናይ ምግቢ ግብኣታት/ነገራት ልተኣኻኸቡሉ ቦታ ይዘጋጀይ። #ሕሩጭ  #ሩዝ #እኽሊ #ፓስታ/...
24/11/2023

#ኣበርገለ 🥖

ከምዚኣ ንግበር...

[1] ኣብ ከተማ (መቐለ ፣ ዓድግራት ፣ ኣኽሱም ፣ ሽረ...)ደረቅ ናይ ምግቢ ግብኣታት/ነገራት ልተኣኻኸቡሉ ቦታ ይዘጋጀይ።
#ሕሩጭ
#ሩዝ
#እኽሊ
#ፓስታ/ #መኮረኒ
#ዘይቲ
#ጨው
#በርበረ...ወዘተ.

[2] ህዝቢ ገዝኡ ለለዎ (ንኢሳ ዓብያ ከይበለ) ቋፂሩ ኣምፂኡ ይሃብ። ኣብ ሓደ ማእኸል ይተኣኻኸብ።

[3] ትራንስፖርት ለሚንና ኣብ ውሽጢ 'ዙ ክልተ ሰሙን ልኸኣልናዮ መጠን ናይ ምግቢ ሓገዝ #ኣበርገለ ነብፅሕ!?

(☝️መፍትሒኡ መንግስቲ ስርሑ ክሰርሕ ምግባር እዩ ትብሉ 'ውን ሓቅኹም ኢኹም ፤ ቀፅሉሉ ይቕናዕኹም። ስራሕ ክፍፍል ገይርና ክልቲኡ ጎናጎኒ ነኽይዶ!?) 🙏

Senait Gebru
Teklit Hailay
Brkti Haile
Shewit Wudassie
Solja Boy
Gecho Mekellê
Henok Ony
Mulu Tazeze
Ashenafi G Woldu
Dekike Arius
Agazi Mebrahtom

ኣእዱግ ዓድና ትረኽበኦ...ሻዕብያ ቁ-2😉
24/11/2023

ኣእዱግ ዓድና ትረኽበኦ...
ሻዕብያ ቁ-2😉

Mu
23/11/2023

Mu

20/11/2023

ውድቀትካ ንዝምነዩ
ዓወትካ ኣርእዮም✔️

19/11/2023

ንኩልኹም ተመረቕቲ መቐለ ዩኒቨርስቲ ሕጂ ካብ ካምፓስ ወፂኹም ሰራሕ ተታኣላልሽሉ እምበር ከፍ ትብልሉ ኣይኮነን✔️

Mekelle University is celebrating its 29th commencement on 18th Nov/2023 at Tigray Martyrs' Monument hall, Mekelle.  Con...
17/11/2023

Mekelle University is celebrating its 29th commencement on 18th Nov/2023 at Tigray Martyrs' Monument hall, Mekelle.

Congratulations, GC 2023! Especially..MITians✔️

22/10/2023

ኣቱም ሕዚ እውን ኲናት ትቕስቅሱ ዘለኹም ወገናት ...ንባነር ዝኸውን ፎቶ ገዲፉምክልና ኪዱ። ህዝቢ ትግራይ ዂናት ኣይደልን✔️

20/10/2023

➤ን ዓረር ኣይተወለድናን።

ድሕሪ ሕዚ ውሕስቲ ትግራይ✔️

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓፍትና ወሊዳ ...ሓገዝ ገንዘብ እውን ረኺብና ሂብናያ ሰሚዕና ነይርና ሕጂ ግን ሓፍትና ተሰዊኣ እያ ይበሃል ኣሎ😭 ዛ ጉዳይ ክትፃረ ኣለዋ ..Dani haileslasie
20/10/2023

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓፍትና ወሊዳ ...ሓገዝ ገንዘብ እውን ረኺብና ሂብናያ ሰሚዕና ነይርና ሕጂ ግን ሓፍትና ተሰዊኣ እያ ይበሃል ኣሎ😭 ዛ ጉዳይ ክትፃረ ኣለዋ ..Dani haileslasie

18/10/2023

ንዝኸበርኩም ተኸታተልቲ page ደሃይ ዓደይ ልባዊ ሰላምታይ ይብፃሓኹም። ብዛዕባ እዚ page ዘለኩም ዝኾነ ሓሳብን ፀገም ህዝብና ይፈትሕ/የገልፅ እዩ ትብልዎ ሪኢቶን inbox ግበሩለይ። ኣብዚ ሕጂ ግዜ ኩልና ተጋሩ ኣዝመራና እንእክበሉ ወቕቲ ብምዃኑ... በብከባቢና ጠወርቶም ዝሰኣኑ ስድራ ስዋኣት ክንሕግዞም ይግባእ።ዘለዓለማዊ ክብሪ ንስዋኣትና ፅንዓት ንህዝቢ ትግራይ🙏

14/10/2023

ትግራይ💔💔😭😭😭😭😭😭😭

ብሰላም ዕረፉ መታዓቢተይ,መማህርተይ ዋይ ግዜ ጨካን💔💔😭😭😭😭😭😭
14/10/2023

ብሰላም ዕረፉ መታዓቢተይ,መማህርተይ ዋይ ግዜ ጨካን💔💔😭😭😭😭😭😭

😭😭😭
12/10/2023

😭😭😭

02/10/2023

ብሄራዊ ሓዘን ክእወጅ እዩ...!!
***&***
☝ኣብ መፈለሚ ወርሒ ጥቅምቲ 2016 ዓ/ም ብሄራዊ ሓዘን ክእወጅ እዩ።
[ምክትል ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳርን ሓላፊ ካብኔ ስክሬተርያት ፀጥታን ሰላምን ትግራይ ተጋዳላይ ታደሰ ወረደ (ወዲ ወረደ )]
~ ~ ~ ~
ካብ መግለፂ ተጋዳላይ ታደሰ ወረደ ዝተወሰደ ነጥብታት፦
~ ~ ~ ~
👍ሰራዊት ትግራይ ብልሒ ጫፍ መኸተ ህዝቢ ትግራይ እዩ ።
~ ~ ~ ~
👉ሰራዊት ትግራይ መእንቲ ህልውናን ደሕንነት ህዝቢ ትግራይ ክረጋገፅ ከቢድ መስዋእቲ ከፊሉ እዩ።
~ ~ ~ ~
👉መርድእ ጀጋኑ ስውኣትና ነፍሲ ወከፍ ስድራታት ክርዳእን፣ነፍሲ ወከፍ ስድራ በቢኣድራሻኡ ሰርትፊኬት፣ጀግንነቶም ዝገልፅ ደብዳበ ናብ ሕድሕድ ስድራ ክበፅሕ ክግበር እዩ።
~ ~ ~ ~
👉ናይ ጀጋኑ ስውኣትና መረዳእታ ናይ ምፅፋፍ ስራሕቲ ተወጊኑ እዩ
~ ~ ~ ~
👉ወለዲን ዳሃይ ደቆም ንምሕታት ክንገላትዑ ኣይግባእን፣ንሕና ኢና ናብ ወለዲ ከይድና ዳሃይ ደቆም ነፍልጦም።
~ ~ ~ ~
👉እቲ መርድእ ኣብ ጣቢያን ቁሸትን እዩ ዝግበር።
~ ~ ~ ~
👉መርድእ እናካይዶ ዘለና ንመርድእ ኣብ ዘይጥዕም ኩነታት ኮይንና ኢና።
~ ~ ~ ~
👉እቲ መርሀ ግብሪ መርድእ ናይ 12 ክፍሊ ፈተና ምስተዛዘመ ከምዝጅምር ተገሊፁ።
~ ~ ~ ~
👉ድሕሪ ምርዳእ ናይ ሰልስተ መዓልቲ ብሄራዊ ሓዘን ክእውጅ እዩ።ኩሉ ትግራዋይ ኣብ ዝሃለወ ይሃልው ናይ ጀጋኑ ስውኣትና ጀግንነት ክዝከርን ክኽበርን እዩ
~ ~ ~ ~
👉ኣብ ብሄራዊ ሓዘን ኣዋጅ ዝገበሩን ዘይግበሩን መምርሒታት ሕጊ ወፂኡ ክእወጅ እዩ።
~ ~ ~ ~
👉ናይ ሕልና ፀሎት መርህ ግብሪ ኩሉ ኣብ መላእ ዓለም ዘሎ ትግራዋይ ክሳለጥ እዩ
~ ~ ~ ~
👉ዝተፈላለዩ ደላላታት ብመናእሰይ ስውኣትና ዝሽቅጡ ኣለዎ እዮም።
~ ~ ~ ~
👉ኣዕፅምቲ ስውኣት ካብ ዝዓረፍሉ ከባቢ ምልዓል ብሕጊ ዝተኸልከለ እዩ።
~ ~ ~ ~
👉እዚ መርድእ ንተመዛበልቲ ወገናት ሓዊሱ ኣብ ትሕቲ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዘሎ ከባቢታት መርድእ ክግበር ምኻኑ ተገሊፁ እዩ ።
~ ~ ~ ~
👉እቲ በቢከባቢኡ ዝግበር ዘሎ መርድእ ግምታዊ፣ንናይ ሰማእታት ክብሪ ዘይምጥን ስለዝኾነ ህዝብና ዕላዊ መርድእ ክፅበይ ተላብዮም።
~ ~ ~ ~
👉 ነዚ ናይ መርድእ ዝርዝር ኣፈፃፅማ በሚድያታት ከምዝግለፅ ድማ ሓቢሮም።

27/09/2023

እንኳዕ ንብርሃነ መስቀሉ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣብፀሓና🙏

17/09/2023

➖"በቢ ከባቢኹም እትዕዘብዎ ናይ ስርቂ ንጥፈታት, ቅረፅዎ, ናብ ማሕበራዊ ሚድያ ኣቓልዕዎ:: ኩላኻ ዓድኻ ሓሉ::"
መፅሓፈ ሓጺነ-መጺን😂

11/09/2023

ርሑስ ሓዱሽ ዓመት🙏

08/09/2023

ዘይሓትት ወለዶ መን ወለዶ

08/09/2023

ንወገኑ ክንድዚ ዝጭክን Police ትግራዋይ ኣይኮነን😭👎

ትግራይ ምድሪ  ሲኦል እያ ብሓቂ😠ከመይ ገይርካ ንሓውካ ክሳብ ክንድዚ ይጭከን?ገለገሌኹም እኳዕ ተቐጥቀጡ እኳዕ ተኣሰሩ ትብሉ ዘለኹም ዓገብ ግበሩ። እዞም መናእሰይ ኮ ናይ ካልእ ዜጋ ኣይኮኑን...
08/09/2023

ትግራይ ምድሪ ሲኦል እያ ብሓቂ😠

ከመይ ገይርካ ንሓውካ ክሳብ ክንድዚ ይጭከን?
ገለገሌኹም እኳዕ ተቐጥቀጡ እኳዕ ተኣሰሩ ትብሉ ዘለኹም ዓገብ ግበሩ። እዞም መናእሰይ ኮ ናይ ካልእ ዜጋ ኣይኮኑን ኣሕዋትና ዮም
እሰይ ንትብሉ ግን ካብቶም ጨካናት መራሕቲ ብኸመይ ትፍለዩ❓

ሕጊ ትግራይ ኣብ ሰላማውያን እምበር ኣብ ወንጀለኛታት ኣይሰርሕንሓፍትና ዘውዱ ብቐትሪ ማዓልቲ በመኪና ተረጊፀ ክትድርበ እከላ ብዙሓት ኣሕዋትና እንትዕመፃ እዞም ፖሊስ ኣበይ ነይሮም…❓ህዝቢ ት...
07/09/2023

ሕጊ ትግራይ ኣብ ሰላማውያን እምበር ኣብ ወንጀለኛታት ኣይሰርሕን

ሓፍትና ዘውዱ ብቐትሪ ማዓልቲ በመኪና ተረጊፀ ክትድርበ እከላ ብዙሓት ኣሕዋትና እንትዕመፃ እዞም ፖሊስ ኣበይ ነይሮም…❓

ህዝቢ ትግራይ ብሃንግ ዝበሃል መውፅእን መእተውን ተኸሊኡ ገንዘቡ ኣብ ማእኸል ከተማ ክዝረፍ ከሎ እዞም ፖሊስ ኣበይ ነይሮም❓

ኣብ መላእ ከተማታት ትግራይ ካብ ዓበይቲ ክሳብ ህፃውንቲ #ተቐቲሎም ኣብ ጎደና እትድርበዩ እዞም ፖሊስ ኣበይ ነይሮም❓

06/09/2023

ኣብዚ ምድሪ ብዙሕ ዓመት ምንባር ዘይኮነስ

ብዙሕ ቁም ነገር ሰሪሕኻ ምሕላፍ እዩ።

Address


Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ደሃይ ዓደይ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Videos

Shortcuts

  • Address
  • Telephone
  • Alerts
  • Videos
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share