Waero Tigray

Waero Tigray Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Waero Tigray, Digital creator, .

26/06/2024

ውናት ሓይልታት ትግራይ ዘተኣኻኽብ እንተይኮነስ ኩሎም ዓቕምታት ትግራይ ዝብትን ሓደገኛ ጉጅለ እዩ።ማሕበራዊ መሰረቱ ናይ ቀለም ቀመሳት እኽብካብ እዩ። ብትዕቢት ዝተወጠረ ትዕቢተኛ መሪሕነት ኣለዎ።

26/06/2024

ሰላማዊ ደቂ አንስትዮ ትግራይ ህፁፅ ግብረ መልሲ ክረክብ ኣለዎ።ህፁፅ ምላሽ ንምርካብ ንሕና ደቂ ተባዕትዮ ኣብጎድነን ኣለና ።ዋዕሮታት ከንቱ ኣይጠፍኣን።

26/06/2024

ለራያ ኣማራነት እሰዋለሁ የሚለው ዛዲግ ኣብርሃ መሰዋት ሳይሆን በራሱ ሽጉጥ የውሻ ሞት በመፈፀም ወደ ዘለኣለማዊ እርፍት እንዳይጓዝ የባህርዳር ጓደኞቹ ከባድ ጥበቃ ያደርጋሉ።

26/06/2024

ክቡር ኣቦና ኣባሰላማን ማማ ሊድያን ናይ ተግባር መራሕትና ብምዃንኩም ታሕጓሰይ ወሰን የብሉን ከማኻትኩም ዝበለ ናይ ተግባር ሰብ ይዓንብበልና።

23/06/2024
23/06/2024

በኢትዮጵያ ውስጥ ፖፕሊስት ካልጠፋ ሰላምና ኣንድነት ሊኖር ኣይችልም።ይቅርታ!ደጉተር ኣብይ ለእርስዎ እንዳይመሰልዎት ኣደራ።

23/06/2024

ዋዕሮ ድርብ ወፅዓኺ ንምውጋድ ንዝኸፈልክዮ መስዋእቲ ከንቱ ኣይነትርፎን።ተባዕታይ ይኹን ኣነስታይ ሓደልቢ ሓደ ርእሲ ኮይና ንቕድሚት ክንምርሽ ኢና።

23/06/2024
21/06/2024

ህ ወ ሓ ት ንምብታን ለይትን ቀትርን ኣብ ሃልኪ ዝነበረ ሓይሊ ርግዕ ኢሉ ዝሓስበሉ ግዜ ይፍጠር ኣሎ።

20/06/2024
19/06/2024

የትግራይ ህዝብ ጠልተህ የትግራይ ተፈጥሮሃብትና የቱሪዝም ሃብት መውደድ የትም ኣያደርስም።ውጤቱ ሞትና እልቂት ነው። እኩል ሁነህ በሰላም መኖር ብቸኛ ኣማራጭ ነው።

16/06/2024

ናብ መበል 14 ስሩዕ ውድባዊ ጉባኤ ዝቐርብ ገምጋማዊ ሪፓርት ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ፤ ብሙሉእ ድምፂ ፀዲቑ ።

11/06/2024

በኢትዮጵያ በየቀኑ የሰው ሞት ዜና መስማት ተለምደዋል እንደባህል ተቆጥረዋል።

28/05/2024

█▓▒F░O░L░L░O░W▒▓█
┊┊┊▕▔╲▂▂▂╱▔▏
╭━━╮╭┈╮⠀╭┈╮╭━━╮
╰╰╰┃▏╭╮⠀╭╮▕┃╯╯╯
┈┃⠀┃▏┈┈▅┈┈▕┃⠀┃
┈┃⠀┃▏┈╰┻╯┈▕┃⠀┃
┈┃⠀╰█▓▒░M░E░▒▓█

28/05/2024

ኣገሪቱን ለመበጣጠስ ኢትዮጵያ እየመከረች ነች።ጤና የሌለው ምክክር ውጤቱ ብተና ነው።ምክንያቱም ኣቅጣጫው የሳተና የጠቅላዩ የስልጣን እድሜ ለመራዘም ያለመ ነው።

24/05/2024

መራሕቲ ኤርትራ ሓደ እግሮም ናብ ጉድጓድ ሰዲዶም ኣለዉ።ተተካእቲ ዕሸላት ኤርትራ ምስዳድን ቀለብ ዓሳን ይኾኑ ኣለዉ።ኤርትራ ብስጡም ፖለቲካዊ ዲስፕሊን ዝተሃነፀ ኣመራርሓ ስለዘይፈጠረት ትሳቐ ኣላ።

24/05/2024

መላእ ህዝብናን ኣባልናን ኮነ ተባሂሎም ብዝነዝሑ ዘለዉ መሰረት ዘይብሎም ግጉይ ሓበሬታት ከይተደናገረ ንምዕዋት ምድላው መበል 14 ውድባዊ ጉባኤ ህወሓት ከም ወትሩ ወሳኒ ተርኡ ክዋፃእ ወሃቢ ቓል ውድብና ብፃይ ኣማኒኤል ኣሰፋ ኣዘኻኺሩ ፡፡

ብመሰረት ሓበራዊ ውሳነ ማእኸላይ ኮሚቴን ማእኸላይ ኮምሽን ቁፅፅርን ውድብና ህወሓት መበል 14 ውድባዊ ጉባኤ ኣብ ቀረባ እዋን ንምስላጥ ምድላው እቲ ጉባኤ ዝመርሕ ካብ ማእኸላይ ኮሚቴ ፣ ማእኸላይ ኮምሽን ቁፅፅርን ኣባላትን ብማዕረ ዝተወከሉ 9 ኣባላት ዘለውዎ ኣሰናዳኢ ሽማግለ ድሕሪ ምጥያሽ ዝተፈላለያ ኮሚቴታት ኣጣይሹን ስርሓቱ ንምፍፃም ዘኽእሎ መሓውር ዘርጊሑን ቅድመ ምድላዋቱ ኣብ ምውጋን ይርከብ ኢሉ፡፡

እዚ ጉባኤ ኣዝዩ ኣብ ዝተሓለላለኸ ኩነታት ኮንካ ዝካየድ ዘሎን ውድብና ህወሓት ካብቲ ገጢምዎ ዘሎ ውሸጣዊ ፈተና ወፂኡ ኣብዚ እዋን ኣብ ትግራይ ንዘለዉ ኩለመዳያዊ ፀገማት ንምፍታሕ መሪሕ ተርኡ ንምፍፃም ዘኽእሎ ፅሬትን ብቕዓትን ሒዙ ንኽወፅእ ወሳኒ እዩ ዝበለ ብፃይ ኣማኒኤል ኣሰፋ እዚ መላእ ህዝብናን ኣባልናን ዓብዪ ተስፋ ዝሰነቐሉ መበል 14 ውድባዊ ጉባኤና ዝምልከት ዝተፈላለዩ መደናገረቲ ፅሑፋት ናብ ማሕበራዊ ሚድያ ብምዝርጋሕ ህዝብናን ኣባልናን ንምድንጋር ወፍሪ ይካየድ ኣሎ ኢሉ ፡፡

ስለዝኾነ መላእ ህዝብናን ኣባልናን በዞም ኮነ ተባሂሎም ብዝንዝሑ ሓሶታትን ግጉይ ሓበሬታትን ከይተደናገረ ኣብ ቀረባ እዋን ዝካየድ ውድባዊ ጉባኤ ውድብና ህወሓት ብዓወት ንኽዛዘም ከም ወትሩ ኣብ ጎኑ ውድቡ ክዓስል ኣዘኻኺሩ ፡፡

10/05/2024

ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን!

09/05/2024

ውሑዳት መናእሰይ ትግራይ ሕማቅ ምዞራቦም ኣይተሓዘሎምን። ህዝቢ ትግራይ ክገማማዕ ባይታ ዘመቻቸዉ መራሕቲ ግ ም ት ግን ኣብ ውሽጢ ትግራይ ታሪኽ ይቕረ ዘይብሎ ገበን ምፍፃሞም ___

07/05/2024

ምክክር!ምክር!ህግ ማስከበር!ህግ ማስከበር!ሽፍቶች ደመሰስን!ተነፃፃሪ ሰላም ኣረጋገጥን!ነገሮች ድብልቅል
ኣሉ። ስልጣኔ መንቀል ይቅርና የሚነቀንቀኝ የለም ተባለ።ውይይቱ ተንከባለለ እግዚኣብሄር ይሰውረን።

07/05/2024

ብሄራዊ ምከክር ኮሚሽን የስልጣን እድሚያቸው ለመራዘም ለሚፈልጉ ሃይሎች ቆንጆ መሳርያ ሊሆን ይችላል። ከዚህ ውጭ የሚመጣ ውጤት የለም።

05/05/2024

ካብ ህዝባዊ መትከሉ ንቕንቕ ዘይብል ተቓላሳይ ምእንተ ተጋሩን ትግራይን እዩ ዝስዋእ።ፈታዊ ነብሱ ድማ ንየማነ ፀጋም ዝላኻዕ ዘራጊ ሰላም እዩ።

01/05/2024

ታሪኻዊ ጉዕዞ ትግራይ መገዲ ሽንት ብዕራይ እዩ።
******************************************
በብ30ዓመት ንኣቱ ኣለና።ዕድመ ዝኣኸለ መንእሰይ
ናብ ልምዓት ክንዲ ዝኣቱ ናብ ሓዊ ይኣቱ ኣሎ።ምኽንያቱ ተፀኒዑ ዶ ይኾን? ኢሉ ዝሓተተ መንእሰይ ኣዳሚፀ እየ።
ብወገነይ ተፀኒዑ ዝተወድአ እዩ።ዓለም በስቢሳ እያ።ዓለም ናይዝሓየለ ኮይና ኣላ። ኣብ ዓለም ሕጊ የለን።መንግስታት ዓለም ንሃገሮም ብዝጠቅም መንገዲ እዮም ዝንቀሳቐሱ።ኣሜን ኢሉ ዝሰግደሎም ኣካል እንተረኺቦም ንዘለኣለም ዘገልግሎም ባርያ ፈጢሮም ኣለዉ ማለት እዩ።ኣይእዘዝን ንዝበሎም ድማ ናይ ኣማትካ ቦታ ምጉባጥ ልሙድ ኮይኑ ኣሎ።
ስለዚ ትግራይ ንምንታይ እያ ኩሉሻዕ ተወቃዒት ትኸውን ዘላ?እወ!ትግራይ ኣብ ጉዕዞ ታሪኻ ኣካይዳ ሽንቲ ብዕራይ እዩ።ካብ ቀዳማይ ክፍለ ዘበን ክሳብ 7ይ ክ/ዘበን ዘበነ ስልጣነ ኣኽሱም ከምዝነበረ ብታሪኽ ይዝረብ እዩ።ዘበነ ደቂቀስቲፋኖስ ዘበነ ስልጡን ሕርሻ፣ንግዲ፣ስነ_ህንፃ፣ኢደ ጥበብ ከምዝነበረ ሙሁራት ይነግሩና እዮም።
ኮይኑ ግን ዘበን ተቐይሩ።ዘመነ መሳፍንቲ ተወሊዱ።ሽዑ ውን ውግእ በርቲዑ።ስልጡናት ደቂቀ ስቲፋኖስ ብሹም ሃይማኖት ዝነግድ ኣምሓራይ ሃፀይ ዘርኣ ያእቆብ ኣዳኺሙዎም ዝብል ታሪኽ ንሰምዕ ኢና።
ኣብዙይ ክትኮረሉ ዝግበኦ ተጋሩ ነንባዕሎም ውን ይዋግኡ ስለዝነበሩ ንመሳፍንቲ ኣምሓሩ ምቹው ኩነታት ይፈጥሩሎም ከምዝነበሩ ሙሁራት ታሪክ ይነግሩና እዮም።
ሕድሕድ ናይ ዘመነ መሳፍንቲ ውግእ ንትግራይ ኣዳኺሙዋ እዩ።ካፍቲ ዘዳኸመና ቀንዲ ምኽንያት ድማ ድሕሪ ናይ ሃፀይ ዮውሃንስ ሞት እዩ።ሃፀይ ዮውሃንስ ፊደራሊዝም ይኽተሉ ነይሮም።ነዚ ዕላማዚ ንምዕዋት ዕድመ ንእስነቶም ኣብኵናት ኣሕሊፈሞ እዮም ።ምስመሰፍንቲ ኣምሓራ ብዙሕ ተንኮላት ኣሕሊፎም እዮም።ናይ ደገ ወራራት ደማሲሶም ዓወታት ኣመዝጊቦም እዮም።ድሙቕ ታሪኽ ሰሪሖም ጉበኦም ፈፂሞም እዮም።
ኵናት ትግራይ ኣየቋረፀን።ናይደገ ወራር ውን ኣይተረፈን ።1888 ወራር ጣልያን ብቐይሕ ባሕሪ ናብ ትግራይ ኣትዩ።ሃርበኛታት ተጋሩ ታሪኽ ሰሪሖም እዮም።ነቲ ዝተፈጠረ ኩነታት ግን ኣምሓራይ ሚኒሊክ ተጠቒሙሉ እዩ።ትግርኛ ተዛረብቲ ኣብ 2ተ መቒሉና እዩ። መሬት ንጣልያን ዝሸይጥ ዘመናዊ ባንዳ ተፈጢሩ።ንተጋሩ ዘዳኸሙ ዘበነ ዘርኣያእቆብ ንዘመነ ውቤን ተኪኡ ኣዳኺሙና እዩ።ብስም መኸተ ወራር ሃፍቲ ተጋሩ ተዘሚቱ፣ተፈጥራዊ ሃፍትና ብዓቀይቶት በሪሱ ፤ትግራይ ሕዚ ውን ኣዳኺሞማ እዮም።
ምድኻም ትግራይ ኣየቋረፀን።ሚኒሊክ ብሃፀይ ሃይለ ስላሴ ተተኪኡ።ብዝበለፀ ሕዚ ዘዋጥጥ ዘሎ መሬትና ወሲደሞ።ናይ ፖሊሲ ኣድልዎ በፂሑና እዩ።ሕክምና ፣ትምህርቲ፣ዝትኪ ፋብሪካ፣ምዕቡል ሕርሻ ንትግራይ ሓራም ኮይንዋ ነይሩ።ትግራዋይ ብጥሜት ይረግፍ ነይሩ።ስደትን ምብትታንን ልሙድ ኮይኑ ነይሩ። ኣፍትመከረኛ ዘበን ድማ ግብሪ ክፈል ተባሂሉ ዝንገላተዐሉ ዝነበረ ናይ መከራ ዘበን ነይሩ።
እቲ ጭቆና ሚሒር ምስ ከፍአ ዓረና ንዓድና ዝብሉ ተጋሩ ዘላቶም ዕጥቂ ሒዞም ኣንፃር ሃይለስላሰ ተላዒሎም እዮም።ኣብ ከባቢ ኣኽሱም ምንም ከይሰርሑ ሕሙሾ ብዝብል ስም ቀውዒ ምንም ዘይረሃፁ ሰባት እኽሊ ይወስዱ ስለዝነበሩ ናትካ ብላዕ ዝብል ጭርሖ ዝሓዘ ኣድማ ይካየድ ነይሩ እዩ።
እቲ ጭቆና በርቲዑ ።ህዝቢ ተላዓዒሉ ነይሩ።ኮይኑ ግን ነዚ ህዝቢ እዙይ ብሳይንስን ጥበብን ዝመርሕ ኣካል ስለ ዘይነበሮ እቲ ቃልሲ ተቖፅዩ እዩ።ግን ብሓሙኽሽቲ ዝተሸፈነ ረመፅ ኮይኑ እምበር ቃልሲ ኣይጠፍአን።
ሕዚ ውና ነቲ ኩነታት ተጠቒሙ ወታሃደራዊ መንግስቲ መስከረም 2/1967 ንጉስ ኣባሪሩ ስልጣን ሒዙ።ናይ ምፅሓፍ ፣ናይ ምዝራብ፣ናይ ምውዳብ፣ሰላማዊ ሰልፊ ናይምግባር ነፃነት ፈፂሙ ከምዘይፍቀድ ኣዊጁ እዩ። ናይ ንጉስ ተግባር ኣጠናኺሩ ቀፂሉሉ እዩ።ጠንካራ ኣምባ ገነን ኮይኑ ።ትግራይ ንስልጡን ፖለቲካ ፊሒት መበሊ ኣይረኸበትን ።ካሊእ መማረፂ ዝእለሸሉ ግዜ ተፈጢሩ።
ዕጥቃዊ ቃልሲ ክካየድ ተመሪፁ።ብውሑዳት ተጋሩ ሪችት ሓርነት ተተከኵሱ።ለካቲት 11/1967ልደት ህዝቢ ትግራይ ተፈጢሩ።17ዓመት ህልኽካ ዘውድእ ቃልሲ ተኻይዱ ።ዝኣረገ ስርዓት ፈሪሱ።ምስ ኣሕዋት ውድባት ብሃገር ደረጃ ህ ወ ሓ ት ስልጣን ሒዙ።27ዓመት ኣብ ስልጣን ፀኒሑ። ድሕሪ27ዓመት ኣሕዋት ውድባት ክሕደት ፈፂሞም።ህ ወ ሓ ት ኣብ ኣፍ ሞት ኮይኑ ይንገዳገድ ኣሎ።
ንምንታይ እዚ ኩነታት ተፈጢሩ ?
**********************************************
ምብስባስ ውሽጢ ውድብ።ሕፅረት ስልጡን ፖለቲካ። ፈጣን ልምዓት ዘይምምዝጋብ።ስእነት ሰናይ ምምሕዳር። ሰፊሕ ናይ ግዕዚና ተግባርነ ፀረ ዲሞክራስን ስለዝተፈጠረ ንታሪኻውያን ፀላእቲ ምቹው ኩነታት ፈጢርናሎም ኢና።ናብ ጆኖሳይድ ድማ ኣሰጋጊሩና እዩ።
እንታይ ንመሃር?.
*******************************
ተጋሩ ነንባዕልና ምብኣስ ንትግራይ ናብ ሽግር የእትዋ።
ፀላእቲ ሕዚ ውን ንተጋሩ ያታ ክገብሩና ከምዝደልዩ።
ንሕና ሰላም ኳ እንተደለና በይንና ነምፅኦ ሰለም ከምዘየለ ተማሂርና።
ፀላእቲ ባዕሎም ይወግኡና እንበር ንሕና ከምዘይንትንክፎም ንዕዘበ። ንቐፀሊ ውን ወይ ናቶም ባርያ ምዃን ወይ ተቓሊስካ ነፃነትካን ህልውናኻን ምርግጋፅ ከምዘድሊ ታሪኽ የምህረና።
ንቛፃሊ ኸ ይምሕሩና ዶ?መፍትሒኸ?
*****************************************
_ውሽጣዊ ኩነታት ዘይፍንቀል ከውሒ ምግባር(ሓድነት)።
_ኢድካ ከይሃብካ ምስ ዞባውን ዓለማውን ኩነታት ምጥዕዓም።
_ምስፋሕ ፖለቲካዊ ምሕደራ
ህዝቢ ወሳኒ ምዃኑ ምእማንን ውሳነ ህዝቢ ምቕባል።
_ፈጣን ኢኮኖሚ ምምዝጋብ ሰፊሕ ናይ ስራሕ ዕድል ምፍጣር።
_ዝመረተ መሪሕነት ምውጋድ።
_ግልጋሎት ዝህብ መንግስታዊ መሓውር ኣተሓሳስብኡ፣ አወዳድብኡ፣ ኣሰራረሕኡ ውግንንኡን መነባብርኡን ምምሕያሽ።
_ቀይዲ በተኽ ናይ ውዳበታት ኣካይዳ ብሕጊ ክግዝኡ ምግባር።

30/04/2024

ኢ ህ ወ ዲ ግ ብምፍራስ ሰላም ዝዓሰላ ኢትዮጵያ ፈፂመ ኣይረአኹን።ህ ወ ሓት ብምፍራስ ሰላም ዝሰፈና ትግራይ ከምዘይትሁሉ ድማ ይተኣማመን እየ።ብስምዒት ዝራጋሕን ስርዓት ኣልበኝነትን ግን ዘይቐሪ ኩውንነት እዩ።

29/04/2024

ኣገራዊ ምክክር በኢትዮጵያ የፕሮፖጋንዳ ፍጆታ ነው።

Address


Telephone

+251991353815

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Waero Tigray posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

  • Address
  • Telephone
  • Alerts
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share