Fetli Haki - ፈትሊ ሓቂ

  • Home
  • Fetli Haki - ፈትሊ ሓቂ

Fetli Haki - ፈትሊ ሓቂ ፈትሊ ሓቂ ትቀጥን እምበር ኣይትብተኺን።

15/11/2023

ፈትሊ ሓቂ ትቀጢን እምበር ኣይትብተኺን

ፕሬዝዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣመልኪቶም ንጋዜጠኛታት መብርሂ እንትህቡ ካብ ዘልዓልዎም ነጥብታት :-•ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ንህዝብና ዝግበኦ መብር...
07/09/2023

ፕሬዝዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣመልኪቶም ንጋዜጠኛታት መብርሂ እንትህቡ ካብ ዘልዓልዎም ነጥብታት :-

•ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ንህዝብና ዝግበኦ መብርሂ ዘይሃብና ትግበራ ብመሰረት ውዕሊ ፕሪቶርያ ወፅኢታዊ ተግባር ሒዝና ክንመፅእ ኢልና እዩ።

•ግዝኣት ትግራይ ናብ ንቡር ምምላስ ንፈዴራል መንግስቲ ሓላፍነቱ ተዋሂቡዎ፣ እቲ ከይዱ ንምስላጥ ኢልና ኢና ምስ ኣመራርሓ ኣምሓራ እውን ርክብ ጀሚርና ነይርና ።

•ኣንፃር ውዕሊ ፕሪቶርያ ምስራሕ ንህዝቢ ትግራይ ናብ ሓደጋ ዝእትው እዩ።

•መሃያ መንግስቲ ሰራሕተኛ ዘይተኸፈለሉ ምኽንያት ምስቲ ኣብ ስራሕ ዝነበረን ዘይነበረን ፔሮል ተሰርሑ ሰለ ዝመፀን ምስ ተመለስቲ ነበር ሰራዊትን ምኽኣል ስለ ዝኸበደን ምትዕርራይ ይግበር ብምህላዉ እዩ።

•ሕሉፍ ውዙፍ መሃያ ሰራሕተኛ መንግስቲ ዋላ ግዜኡ ኣይገለፅ ክኽፈል እዩ።

•ዝተፈላለዩ ፖለታዊ ውድባትን ካልኦትን ህወሓት ክእለ ኣለዎ ኢልካ ዝልዓል ጉዳይ ጌጋ እዩ። ግዝያዊ ምምሕዳ ትግራይ ዓቕሙ ክጥንክርን ውፅኢታዊ ስራሕ ክስራሕ መሓውር ህወሓት ክጥቀም ኣለዎ።

•ኩነታት ፀጥታ ውሕስ ንምግባር ክፍለ ከተማታትን ወረዳታትን ክሳብ ታሕቲ ወርዶም ፀጥታ ከባቢ ዉሑስ ክገብሩ ኣለዎም።

•ስርቂ ሕጋዊ ዝኾነሉ ኩነታት እዩ ተፈጢሩ ዘሎ፣ ሰብ እናሳቕዩ ገንዘብ ዝቕበሉ ከተርቲ ካብ ተግባሮም ክቑጠቡን ኣብዚ ጉዳይ ፍትሒ ክረጋገፅ ድማ ክስራሕ እዩ።

•ምስ ዝተዋደደ ስርቒ እኽሊ ተተሓሒዙ ካብ ላዕሊ ክሳብ ታሕቲ ልዕሊ 400 ሰባት ተታሒዞም ኣለዉ ምርመራ ይግበር ኣሎ ዕላዊ ክኾን እዩ።

•ሰልፊ ዝምለከት ምስላፍ መስል እዩ። ኣብ ተጋደልቲ ዝለዓል ሕቶ ትክክለኛ ሕቶ እዩ ደረጃ ብደረጃ ይፍታሕ ኣሎ እዩ።

07/09/2023

አዶ ዶ ትሙነየ ሰተተተት ምስ ጥሑስ ደለዎ # Amazing raya culture , tigray,Ethiopia

Address


Telephone

+251938197253

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Fetli Haki - ፈትሊ ሓቂ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

  • Address
  • Telephone
  • Alerts
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share