Taymo - ታይሞ

Taymo - ታይሞ Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Taymo - ታይሞ, Broadcasting & media production company, Tigrai, Mekelle.

ኣብ 6ይ ዘበን 1ይ ጉባኤብሄራዊ ክልላዊ መይግስቲ ትግራይ ክቡር ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ፕሬዝደንት ብሄራዊ ክልላዊ መይግስቲ ትግራይ ኾይኖም ተሸይሞም ኣለው። ክቡር ኣይተ ሩፋኤል ሽፋ...
24/09/2020

ኣብ 6ይ ዘበን 1ይ ጉባኤብሄራዊ ክልላዊ መይግስቲ ትግራይ ክቡር ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ፕሬዝደንት ብሄራዊ ክልላዊ መይግስቲ ትግራይ ኾይኖም ተሸይሞም ኣለው።

ክቡር ኣይተ ሩፋኤል ሽፋረ ድማ ኣፈ ጉባኤ ብሄራዊ ክልላዊ መይግስቲ ትግራይ ኾይኖም ተሸይሞም ኣለው።

ሰናይ ናይ ስራሕ ዘበን!

 #ጮምዓ #መስቀል #2013ርሑስ በዓል መስቀል!
19/09/2020

#ጮምዓ
#መስቀል
#2013

ርሑስ በዓል መስቀል!

በዓል መስቀል - ጮምዓ ብዝምልከት ዝወፀ ሓድሽ ሓበሬታ!ናይ ዓመተ 2013 ዓ.ም ኣከባብራ በዓል መስቀል ጮምዓ ማለት እውን እቲ ኣብ ጎቦ ጮምዓ ዝካየድ ዝነበሩ ባህላዊ ትሕዝቶ ሎሚ ዓመት ብሰ...
17/09/2020

በዓል መስቀል - ጮምዓ ብዝምልከት ዝወፀ ሓድሽ ሓበሬታ!

ናይ ዓመተ 2013 ዓ.ም ኣከባብራ በዓል መስቀል ጮምዓ ማለት እውን እቲ ኣብ ጎቦ ጮምዓ ዝካየድ ዝነበሩ ባህላዊ ትሕዝቶ ሎሚ ዓመት ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ዘይህሊ ኸምዝኾነን እቲ ሃይማኖታዊ ኣከባብሩኡ ድማ ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ናይ ባዕላ መግለፂ ክትህበሉ ኸምዝኾነት እዮም ኣቦ ወንበር ማሕበር መስቀል ጮምዓ መቐለ ሎምዓንቲ መስከረም 7 2013 ዓ.ም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ሓቢሮም ዘለዉ።

ፕሬዝደንት ዩኒቨርስቲ መቐለፕሮፌሰር ክንደያ ገብረሂወት ካብ ሓላፍነቶም ተላዒሎም አለዉ።
14/09/2020

ፕሬዝደንት ዩኒቨርስቲ መቐለፕሮፌሰር ክንደያ ገብረሂወት ካብ ሓላፍነቶም ተላዒሎም አለዉ።

ነቲ ኣብ ወሳኒ ሰዓት ኣብ ጎኒ ህዝቡ ደው ኢሉ ውግንንኡ ዘርአየ ክቡር ሓውና ጋዜጠኛ ፍቕሩ ወልዱ፤ ብመሰናዳኣይነት ማሕበር ጋዜጠኛታት ትግራይ ኣብ ሆቴል ፕላኔት ናይዝኽሪ መድረኽ እናተኻየደ ...
13/09/2020

ነቲ ኣብ ወሳኒ ሰዓት ኣብ ጎኒ ህዝቡ ደው ኢሉ ውግንንኡ ዘርአየ ክቡር ሓውና ጋዜጠኛ ፍቕሩ ወልዱ፤ ብመሰናዳኣይነት ማሕበር ጋዜጠኛታት ትግራይ ኣብ ሆቴል ፕላኔት ናይዝኽሪ መድረኽ እናተኻየደ እዩ።

ፍቕሩ ሓውና ብሰላም ዕረፍ!

ርሑስ በዓል ቅዱስ የውሃንስን ሓድሽ ዓመትን ተመኒና!!
10/09/2020

ርሑስ በዓል ቅዱስ የውሃንስን ሓድሽ ዓመትን ተመኒና!!

መራፃ ትግራይ ፍፁም ሰላማዊ ኾይኑ ተዛዚሙ ኣሎ። ትግራይን ተጋሩን ንቐፀልቲ 5 ዓመታት ዝመርሕዎምን ዝውክልዎምን ሰባትን ውድብን ብምሽጥር መሪፆም ኣለው።ዓወት ንሓፋሽ!✊
09/09/2020

መራፃ ትግራይ ፍፁም ሰላማዊ ኾይኑ ተዛዚሙ ኣሎ። ትግራይን ተጋሩን ንቐፀልቲ 5 ዓመታት ዝመርሕዎምን ዝውክልዎምን ሰባትን ውድብን ብምሽጥር መሪፆም ኣለው።

ዓወት ንሓፋሽ!✊

ትግራይ ትዕወት!!!ኩሉ ሰጊርክዮ ዋይ ትግራይ መዓረይ ብርሃን ፈንጢቑሎ ኣጆኺ ሃገረይ እፎይ ዘይትፈልጢ ክትሓልፊ ጥውይዋይ ፅቡቕኪ ክሓልም ኣብዪኒ 'ምበር ምርዋይ።  ሕቶ ሃገር ኾይኑ ኣብ ዝን...
09/09/2020

ትግራይ ትዕወት!!!

ኩሉ ሰጊርክዮ ዋይ ትግራይ መዓረይ
ብርሃን ፈንጢቑሎ ኣጆኺ ሃገረይ
እፎይ ዘይትፈልጢ ክትሓልፊ ጥውይዋይ
ፅቡቕኪ ክሓልም ኣብዪኒ 'ምበር ምርዋይ።

ሕቶ ሃገር ኾይኑ ኣብ ዝንገር ውራይ
ኣበይ ዘይወዓለት ዘይገበረት ትግራይ
ተስፋ ሃገር ሓሊማ ከይደኸመት ሰጒማ
ዓደየ ደርቢ ኻባ .....
(ትኩእ ወልዱ)
!!

09/09/2020
ኣቦይ ስብሓት ✊
09/09/2020

ኣቦይ ስብሓት ✊

ስልጡን ህዝቢ!ቫይረስ ኮሮና እናመከተ መሰል ዓርሰ ውሳነኡ ዘረጋግፅ ስልጡን ህዝቢ።
09/09/2020

ስልጡን ህዝቢ!

ቫይረስ ኮሮና እናመከተ መሰል ዓርሰ ውሳነኡ ዘረጋግፅ ስልጡን ህዝቢ።

ኣያና መሪፆም ኣለዉ! ደብሪፅ ጎይታ!!! ትግራይ ትመርፅ!! ✊
09/09/2020

ኣያና መሪፆም ኣለዉ! ደብሪፅ ጎይታ!!! ትግራይ ትመርፅ!! ✊

ትግራይ ትመርፅ ኣላ!!!          ✊
09/09/2020

ትግራይ ትመርፅ ኣላ!!!

ትግራይ ትመርፅ!   ✊✊✊
08/09/2020

ትግራይ ትመርፅ!
✊✊✊

ትግራይ ኣብ ከይዲ ምፅሓፍ ሓድሽ ታሪኽ ትርከብ! ቅድሚ ሐዚ ትግራይብደም ጀጋኑ ደቃ ዘመን ዘየህስሶ ደሚቕ ታሪኽ ሰኒዳ እያ ሐዚ ድማ ብሓቦን ኒሕና ጀጋኑ ደቃ ኣንፃር ምልካዊ ስርዓት ደው ኢላ...
08/09/2020

ትግራይ ኣብ ከይዲ ምፅሓፍ ሓድሽ ታሪኽ ትርከብ! ቅድሚ ሐዚ ትግራይብደም ጀጋኑ ደቃ ዘመን ዘየህስሶ ደሚቕ ታሪኽ ሰኒዳ እያ ሐዚ ድማ ብሓቦን ኒሕና ጀጋኑ ደቃ ኣንፃር ምልካዊ ስርዓት ደው ኢላ እምቢ ንውልቀ ምልኪ ተግራዋይ ጎይታ ነብሱ እዩ ብምባል መሰል ዓርሰ ውሳነኣ ሐዝውን ኣብ ኢዳ ኸምዝኾነ ንምርግጋፅ ውልቀ ምልኪ ንሓንሳብን ንሓዋሩን ብመስዋእቲ ደቃ ኸምዝቀበረቶ ንምርግጋፅን ታሪኻዊ መረፃኣ ንምስላጥን ዕድመ ሰዓታት ቀርየምዋ ይርከቡ።

እወ ትግራይ ትመርፅ!
ኣታ እወ ትግራይ ትምረፅ!
ዓወት ንሓፋሽ! ✊

07/09/2020

ታይሞ ኣብ ማሕበራዊ መራኸብቲ ማለት እውን facebook & youtube እዋናዊን ክለዓሉ ዘለዎም ዛዕባታት እናልዐለ ንተኸታተልቱ ርትዓዊን ሚዛኑ ዝሓለወ ሓበሬታ ዝቐርበሉ መኣዲ እዩ። like ብምግባር ቤተሰብ ፤ share ብምግባር ድማ ናብፈተውቶም የብፅሑ።

Address

Tigrai
Mekelle

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Taymo - ታይሞ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share