Blue Sky

Blue Sky ንዕብየት ባህላውን ዘመናውን ትሕዝቶታትና
https://www.facebook.com/blue sky

31/12/2024

😂😂😂😂

31/12/2024

😀😀😀

29/12/2024
😂😂😂ረአዩዎም አርዑት ንምሽካም ብፍቃዱ ክሳዱ ዝሃበ ናይዚ ዘመን ፍሉሽ ወለዶ😂😂👎👎ኩሎም ናብቲ አኬባ እምቢታ ዝአተው መናእሰይ ክሳዶም አድኒኖም😂😂ንበል ድምፆም ከስምዑ እንድሕር አትዮም ቅንዕ...
25/12/2024

😂😂😂ረአዩዎም አርዑት ንምሽካም ብፍቃዱ ክሳዱ ዝሃበ ናይዚ ዘመን ፍሉሽ ወለዶ😂😂
👎👎ኩሎም ናብቲ አኬባ እምቢታ ዝአተው መናእሰይ ክሳዶም አድኒኖም😂😂

ንበል ድምፆም ከስምዑ እንድሕር አትዮም ቅንዕ ዘይብሉ ወይ እውን እቲ ስርዓት እንተ አሚኖምሉ ንምንታይ ርእሶም የድንኑ

18/12/2024

ግጥምን ግጣሙን 1
👌👌👌
ወይ ዛ ትግራይ'ሲ ወይ ዛሕማቅ አዶ
ንቦካራት ደቃ ሂባስ ንንኡሳን ደቃ ጋዶ
😂😂😂

😂😂😂😂😂እዚ ነገር ናይ ስነልቦና ተምሃሪ የኾንኩይ ግን አጋጣሚ ዝነቃሕና መሲሉና ግን ድሕረትና ዝወለዶ ከይኸውንከ 👌👌👌👌እዚ አቡ ንዕኦም ከድሕኑ ዝተቀበሩ ተጋደልቲ መቃብሮም ገናፂሎም ወርቂ ...
17/12/2024

😂😂😂😂😂
እዚ ነገር ናይ ስነልቦና ተምሃሪ የኾንኩይ ግን አጋጣሚ ዝነቃሕና መሲሉና ግን ድሕረትና ዝወለዶ ከይኸውንከ 👌👌👌
👌እዚ አቡ ንዕኦም ከድሕኑ ዝተቀበሩ ተጋደልቲ መቃብሮም ገናፂሎም ወርቂ ካብ ዝጉሕጉሑ ሰባት ታይ ይፈልዮ

👌👌👌👌👌👌ወጊድ ድርዕቶ no more war after 2013   ንቃሕ መንእሰይ ናብዚ ዓለም ዝመፃእኻ ንዓርስኻ ነቢርካ ንምሕላፍ እምበር መፅዓን ድርዕቶ ተፃዒኑካ መጥቀሚ ክትከውን አይኮነን ዓ...
16/12/2024

👌👌👌👌👌👌
ወጊድ ድርዕቶ no more war after 2013
ንቃሕ መንእሰይ ናብዚ ዓለም ዝመፃእኻ ንዓርስኻ ነቢርካ ንምሕላፍ እምበር መፅዓን ድርዕቶ ተፃዒኑካ መጥቀሚ ክትከውን አይኮነን ዓገብ ንበሎ photo credit መዓርግ አማረ
#ዓጋመ
#ዓወት
#ትግርኛ




1ይ ሓፈሻዊ ጉባኤ ማአኸል ዕዳጋ! ኣብ ከተማ ዓድግራት ኩለመዳይ  ዘበናዊ ማእኸል ዕዳጋ ኣማዞን  ዝብል ስያመ ዝተውሃቦ ማሕበር መስራታይ ጉባኤኡ ኣሳሊጡ። ኣብ ከተማ ዓዲግራት ዝነብሩ ስድራ ...
16/12/2024

1ይ ሓፈሻዊ ጉባኤ ማአኸል ዕዳጋ!

ኣብ ከተማ ዓድግራት ኩለመዳይ ዘበናዊ ማእኸል ዕዳጋ ኣማዞን ዝብል ስያመ ዝተውሃቦ ማሕበር መስራታይ ጉባኤኡ ኣሳሊጡ።

ኣብ ከተማ ዓዲግራት ዝነብሩ ስድራ ስውኣት፣ ምልስ ተጋደልት፣ደቂ ስውኣትን ብመንነቶም ምኽንያት ተኣሲሮም ዝነበሩ ኣባላት ሃገር ምክልኻል ነበርን ተረባሕቲ ዝገብር ዘበናዊ ማእኸል ዕዳጋ ንምህናፅ ይስራሕ ከም ዘሎ ተሓቢሩ።

ኣካያዲ ስራሕ ኩለመዳይ ማእኸል ዕዳጋ ኣማዞን ኣይተ ክብሮም ደሳለኝ ኣብታ ማሕበር 2559 ኣባላት ዘለዉዎ እንትኸውን 76 .7 ሚልዮን ብር መበገሲ ሒዞም ይንቀሳቐሱ ከም ዘለዉ ገሊፆም።

እዞም ኣካያዲ እታ ማሕበር ምምሕዳር ከተማ ዓዲግራት ቅድሚ ኩሉን ልዕሊ ኩሉን ዕድል ልቓሕን መስርሒ ቦታን ከመቻችወሎም ፀዊዖም።

ኣብቲ 1ይ ሓፈሻዊ ጉባኤ ተረኺቦም መልእኽቲ ዘመሓላለፉ ከንቲባ ከተማ ዓዲግራት ኣይተ ኣለም ኣረጋዊ ምእንተ ህዝቦምን ዓዶምን በቢ ጊዜኡ ሂወቶምን ኣካሎምን እናገበሩ ንዝፀንሑ ኣካላት ቀዳምነት ሂቦም ከምዝሰርሑ ኣብሪሆም።

እቶም ከንቲባ ብተወሳኺ ብማሕበር ተወዲቦም ንዝንቀሳቀሱ ወገናት ሕግን ስርዓትን ብዝፈቕዶ መሰረት ከም ዝድግፍዎም ገሊፆም።

ኣብቲ 1ይ ሓፈሻዊ ጉባኤ ናይ ዞባን ከተማን ኣመራርሓ፣ካብ ዓበይቲ ዓድን መራሕቲ ሃይማኖትን ከም ዝተረኸቡ ተፈሊጡ።

ዘዘራረብናዮም ኣባላት እቲ ማሕበር ብወገኖም ነቲ ማሕበር ማእኸል ዕዳጋ መንግስቲ ቀልጢፉ ናብ ውፅኢት ከብፀሐሎም ተላቢዮም።

ታሕሳስ 6/2017 ዓ/ም
ሓበሬታን ርክብን ከተማ ዓድግራት

 #ተንከተም ካብ ከተማ ዓዲ ግራት ንኣንፈት ሰሜናዊ ምብራቕ ኣስታት 20 ኪሎ ሜትር መንገዲ ሓየሎም-ፍረዳሽም (ዝባን-ኣሰፈ) አብ ወረዳ ጋንታ አፈሹም ጣብያ ስንዳድያ ቁሸት ስደይቶ ፍሉይ ስሙ...
15/12/2024

#ተንከተም
ካብ ከተማ ዓዲ ግራት ንኣንፈት ሰሜናዊ ምብራቕ ኣስታት 20 ኪሎ ሜትር መንገዲ ሓየሎም-ፍረዳሽም (ዝባን-ኣሰፈ) አብ ወረዳ ጋንታ አፈሹም ጣብያ ስንዳድያ ቁሸት ስደይቶ ፍሉይ ስሙ ዓሳምበር ዝርከብ ቦታ እዩሞ ብስም እዚ ታሪኻዊ ቦታ ዝተፅሓፈ ታሪኽ ህዝቢ ትግራይ
ፀሓፍትና ነበረታትዕ

ህፁፅ ሓበሬታ ንድሕንነትና...❗️❌❗️***&***❌ኣብ ክልልና ኣብ ዕዳጋ ተዘርጊሖም ዘለዉ ፀገም ድሕንነት ዝተረኸቦም ምህርትታት ➺ኦቾሎኒ➺ ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ እቲ ዝተቐመጠ ደረጃ ...
13/09/2024

ህፁፅ ሓበሬታ ንድሕንነትና...❗️
❌❗️
***&***
❌ኣብ ክልልና ኣብ ዕዳጋ ተዘርጊሖም ዘለዉ ፀገም ድሕንነት ዝተረኸቦም ምህርትታት ➺ኦቾሎኒ➺ ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ እቲ ዝተቐመጠ ደረጃ ሰታንዳርድ ማለት እውን Aflatoxin B1 and Total Aflatoxin ከይማልኡ ስለዝተረኸቡ ካብ ዕዳጋ ክእገዱን ተኣኪቦም ክውገዱን በዓል መዚና ወሲኑ ኣሎ።
~ ~ ~ ~
❌እዞም ትሕት ኢሎም ዝተዘርዘሩን ኣብ ደብዳቤ ዝተጠቐሱን 10 ዓይነታት ምህርትታት ኦቾሎኒ ናይ ድሕንነት ፀገም ስለዝተረኸቦም ንምግብነት ክውዕሉ ኣይኽእሉን።

[1] እናት ( Enat )
[2] ስማርት ( Smart )
[3] ኣማርድ (Amard )
[4] ትግራይ (Tigray)
[5] ወጋሕታ (Wegahta)
[6] ጊፍት ( Gift )
[7] ሑመራ (Humera)
[8] ኣክሱማይት (Axumawit)
[9] ላቭሊ ( Lovely )
[10] ዘመን(Zemen)
~ ~ ~ ~
⤵ንተወሳኺ ሓበሬታ 0914103840 ወይ 0932333408 ምድዋል ይከኣል።

➺ቀዳምነት ንፅሬትን ንድሕንነትን !

↘በዓል መዚ ቁፅፅር ምግቢ መድሓኒትን ትካላት ጥዕናን ትግራይ









ምክትል ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጀነራል ፃድቃን ገ/ትንሳኤ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ማይክ ሃመር  ተራኺቦም ተመያይጦም  ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ...
11/09/2024

ምክትል ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጀነራል ፃድቃን ገ/ትንሳኤ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ማይክ ሃመር ተራኺቦም ተመያይጦም

ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ማይክ ሃመር ኣብ ገበርዎ ርክብ ክልቲኦም ወገናት ብዛዕባ ትግባረ ስምምዕ ፕሪቶርያ እዮም ተመያይጦም።

ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘውፀኦ ሓበሬታ፡- "ኣብ ትግራይ ነባሪ ሰላም ንክሰፍን ስምምዕ ምቁራፅ ተፃብኦታት ፕሪቶርያ ክድንፍዕን ብህፁፅ መሊኡ ክትግበርን ተሰማሚዖም" ይብል እቲ ኤምባሲ ዘውፀኦ ፀብፃብ።

🚫🚫ዓገብ ለጠፍ ናይ በረኻ ናይ ሄለን ፎቶሰላማት ደቂ ዓደይ ብዛ ቆልዓ ከም ትግራዋይ ብጅግንነታን ብውፅኢት ትምህርታን ኮሪዐላ እየ ኮይኑ ግን በቲ አግንያቶ ዘላ ውፅኢት ብዙሕ ጥቅማ ጥቅሚ ሒ...
11/09/2024

🚫🚫ዓገብ ለጠፍ ናይ በረኻ ናይ ሄለን ፎቶ

ሰላማት ደቂ ዓደይ ብዛ ቆልዓ ከም ትግራዋይ ብጅግንነታን ብውፅኢት ትምህርታን ኮሪዐላ እየ ኮይኑ ግን በቲ አግንያቶ ዘላ ውፅኢት ብዙሕ ጥቅማ ጥቅሚ ሒዙላ ክመፅእ ይኽእል እዩ ከም ዝሓሸ ዕድል ትምህርቲ ,ንሞራል ዘለዓዕል ሽልማት ካብ ዝኾነ ኩርናዕ ነዚ ግን ገለ የሕዋት ናይ በረኻ ጅግንነታ ሓዊስኩም ፖስት ትገብሩ ዓገብ ምኽንያቱ ጀግንነታ ናብ ምንም አይኸዳን ኮይኑ ግን ንተግንዮ ዕድል ብናይ ፌደራል መንግስቲ ይሁንታ ምስ ምዃኑ ዕድላ ከየተዓናቅፋ እቲ ናይ በረኻ ጀግንነታ ስእላ ስራሕታ ንሐዚ ተዝፀንሕ ናይ ባዕሉ ግዘ አለዎ ምኽንያቱ እቲ ጀግንነት አብ ልዕሊ ኢትዮጵያውያን ዝተፈፀመ ጀግንነት እዩ ዘለናዮ ድማ አብ ትሕቲ ናይ ኢትዮጵያ ሕገ መንግስቲ

---------------------------------------------------- ነጋ ዘርኡ፣ ንፍዕ ጻሓፋይን ጋዜጠኛን እዩ፣ ኣኽብሮት ድማ ኣለኒ። እታ ሎሚ ዝገበራ ተግባር ግን፣ ንተጋሩ ...
29/05/2024

----------------------------------------------------
ነጋ ዘርኡ፣ ንፍዕ ጻሓፋይን ጋዜጠኛን እዩ፣ ኣኽብሮት ድማ ኣለኒ። እታ ሎሚ ዝገበራ ተግባር ግን፣ ንተጋሩ ዘጽርፍን ዘንዕቕን እዩ፣ ሕማቕ ነቓፋይ ኮይኑ ብምምጽኡ ተገሪመ፣ ክነቅፍ ደልዩ ሰብ ከምዝሰኣነስ ንኣማኒኤል እያሱ ከም ጸላኢ ተጋሩ ገይሩ ክስእሎ ብምፍታኑ ኣዝዩ'ዩ ዝገርም፣ እሞ ካኣ ክብረት ብዘይብሉ ቃላት ኣናኢሱ ክዝንጥሎ ምርኣየይ ብጣዕሚ ደንጽዩኒ።

ብዛዓባ ኣማኒኤል ሕቶ ዘለዋ ሰብ፣ ብቅንዕና ብመንገዲ ቃለ መሕተት ይኹን ብኻልእ መንገዲ ተወኪስካ መልሲ ምርካብ ወይ ምዝርራብ ምተክኣለ ነይሩ፣ እንድሕር ቅንዕና ዘይብልካ ግን ብዘይካ ብኣቋራጭ ከምዚኣ ክትገብር ካልእ መንገድታት የብልካን። ኣማኒኤል ግን ኣብ ግዜ ጸበባ ህዝቢ ትግራይ, ብሙሉእ ሓይሉን ሚድዩኡን ለይትን ቐትርን ድምጺ ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ኣገልጊሉ እዩ። ነዚ እውን ብህግደፍን ብባራዩ ህግደፍን ዋጋ ከፊሉሉ እዩ፣ ይኹን እምበር ብሰንኪ ከምባዓል እዚኦም ሓላፍነት ዘይስመዖም ሰባት፣ ንኣማኒኤል ኣደዳ ህግደን ባሮትን ንምግባር ዝዓለመ ይመስል፣ ብኸምዚ ዓይነት ጥንቃቀ ዝጎደሎ ብልሹው መንጊዲ ምግላጽ ስድነት እዩ።

ብስሩ እውን ካብ ከምቲ ኣብ ቲክ ቶክ ዝግበር ቀንጪብኩም ወሲድኩምዋ እምበር ሓፈሻዊ ርድኢቱ"ውን ከምቲ ንስኹም ትብልዋ ዘለኹም ኣይኮነን። ርድኢቱ ከምኡ እንተኾነ እውን ሰብ ከም ዓቕሚ ርድኢቱ ስለ ዝዛረብ ውልቃዊ ርድኢቱ ንዕኡ ይምልከት። እንተ ንስኹም ግን መገረምቲ ኢኹም!

   መሓውር ጸጥታ ምምሕዳር ከተማ  #ኣላማጣ ሙሉእ ብሙሉእ ብሰለስተ ኣንፈት ናብቲ ከተማ ኣቲዩ ኣሎ።እቲ ምምሕዳር ድማ ጽባሕ ንጉሆ ንክኣትይ ምስ መከላከያ ኣብ ምርድዳእ ተበጺሑ እዩ።
24/05/2024


መሓውር ጸጥታ ምምሕዳር ከተማ #ኣላማጣ ሙሉእ ብሙሉእ ብሰለስተ ኣንፈት ናብቲ ከተማ ኣቲዩ ኣሎ።

እቲ ምምሕዳር ድማ ጽባሕ ንጉሆ ንክኣትይ ምስ መከላከያ ኣብ ምርድዳእ ተበጺሑ እዩ።

በአሜሪካ ይፋዊ የስራ ጉብኝት እያደረጉ ነው   | እ.ኤ.አ ከ2008 ወዲህ ወይም ከ16 ዓመት በኃላ ነው ዋይት ሃውስ ለመጀመሪያ ጊዜ የአፍሪካ መሪ በዚህ ደረጃ ተቀብሎ እያስተናገደ የሚገኘው...
24/05/2024

በአሜሪካ ይፋዊ የስራ ጉብኝት እያደረጉ ነው

| እ.ኤ.አ ከ2008 ወዲህ ወይም ከ16 ዓመት በኃላ ነው ዋይት ሃውስ ለመጀመሪያ ጊዜ የአፍሪካ መሪ በዚህ ደረጃ ተቀብሎ እያስተናገደ የሚገኘው።

አሜሪካን እየጎበኙ የሚገኙት ፕሬዝዳንት ዊሊያም ሩቶ ከፍ ያለ አቀባበል እና ከፍተኛ የቀድሞና የአሁን ባለስልጣናት በተገኙበት ልዩ እራት ግብዣ እንደተደረገላቸው ታውቋል።

ከፕሬዜዳንት ጆ ባይደንና ከሌሎች ባለልሰጣናት ጋር ተገናኝተው የሁለትዮሽ ውይይት ያደረጉም ሲሆን ሁነኛ ስምምነቶችም ከአሜሪካ መንግሥት ጋር መፈራረማቸው ተሰምቷል።

ሩቶ ከቀድሞው የአሜሪካ ፕሬዜዳንት ባራክ ኦባማ ጋርም ተገናኝነትው መክረዋል።

በሌላ በኩል ፥ ኬንያ የሀገሪቱን የጸጥታ ስራዎች እና የሰላም ማስከበር ተልእኮዎቿን ለማሳደግ 16 በአሜሪካ የተሰሩ እጅግ ዘመናዊ ሄሊኮፕተሮች ልትቀበል እንደሆነ " ሲትዝን ቲቪ " ዘግቧል።

ይህ የፕሬዚዳንት ጆ ባይደን አስተዳደር ፕሬዝዳንት ዊሊያም ሩቶ በዋሽንግተን ያደረጉትን ጉብኝት ተከትሎ ለኬንያ ካበረከቱት መልካም ነገሮች አንዱ ነው ተብሏል።

ሂሊኮፕተሮቹ እ.ኤ.አ ከ2024 እስከ 2025 መጨረሻ ናይሮቢ ይደርሳሉ ተብሎ እንደሚጠበቅ ዋይት ሀውስ አስታውቋል።

ከዚህ በተጨማሪ ኬንያ በመስከረም ወር 150 " M1117 " የታጠቁ እጅግ ዘመናዊ የደህንነት ተሽከርካሪዎችን ትቀበላለች።

እቲ ዓብዪ ውድቀት ዓዲ 🚫🚫🚫❌❌❌❎❎❎ንዓይ ድሕንነተይ ክሕልወለይ ኢለ ዝኾርዐሉ ንዕኡ አሚነ እውን ደቂሱ ዝሓድረሉ 🚫👉ፖሊስ  አነ እውን ድሕንነተይ አብ ❎ ሕቶ ምልክት እዩ እንትብለካ አዝዩ...
23/05/2024

እቲ ዓብዪ ውድቀት ዓዲ 🚫🚫🚫❌❌❌❎❎❎

ንዓይ ድሕንነተይ ክሕልወለይ ኢለ ዝኾርዐሉ ንዕኡ አሚነ እውን ደቂሱ ዝሓድረሉ 🚫👉ፖሊስ አነ እውን ድሕንነተይ አብ ❎ ሕቶ ምልክት እዩ እንትብለካ አዝዩ አዝዩ ዘፍርሕ ግዘ እዩ 👉አብ ሊብያን 👉አብ ሶርያን ደኣ ካብዚ ዝገደደ እንታይ አሎ 💔💔🖤 ስለዚ አቅሊሉ ዝሪኦ ሰብ ተሃለወ ማእገር ዘለዎ ጥራሕ እዩ

ካድረታትን ኣባላትን ህወሓት ጉባኤ ኣካይዶም ዝደለዩዎ ሰብ ክመርሖም ክመርፁ ይኽእሉ እዮም። (ህዝቢ ድማ ህወሓት ኣይመርሐንን ኢሉ ክመርሖ ዝኽእል ካሊእ ፓርቲ ናይ ምምራፅ መሰል ኣለዎ። ኣብ ትግራይ ኣብ'ዚ እዋን፤ እዙይ ናይ ምዃን ዕድሉ ግን ተራ ሕልሚ እዩ።)
ቀሊል ሕቶ ዘየብሉ ናይ ሓደ ፓርቲ መሰል እዩ ነይሩ።
ኣብ ትግራይ "ህወሓት" ግን ፓርቲ ኣይኰነን።
ንዓመታት ብሂወትን ኣካልን ህዝቢ ኣብ ማሕበረሰብ ዝሃነፆ "ሽም" ኣሎ።
ንዓመታት ዝጓሕጎሖ ሃፍቲ ትግራይ ኣሎ።
ንዓመታት ኣብ ትግራይ ዝሐሸ መማረፂ ከይፍጠር ዓፊኑ ብምሓዝ ንባዕሎም ጥራይ ገባሪ ሓዳጊ ክኸውን ዝሰረቶ ስርዓት ኣሎ።
ህወሓት እንተፈትዩ ሰላም ትኸውን እንተዘይፈትዩ ንስኻ እውን እንተይፈተኻ ገፊፉ ከዋገአካ ዝኽእል እዩ።
ህወሓት ከም ከፍቲ ኮብኲቡ ናብ ዝደለዮ ክወስደካ ይኽእል እዩ።
ሕደግ ክብሎ ዝኽእል ሕጊ፤
እምቢ ክብሎ ዝኽእል መንእሰይ፤
ንምንታይ ክብል ዝኽእል ልሂቅ፤
የለን።
መራሕቲ ህወሓት ባህ እንተይሉዎም ምስ ዝኾነ ኣካል ከጋጥሙኻ ይኽእሉ እዮም።
ኣብ መወዳእታ 2013 መፈለምታ 2014 ብዙሓት መናእሰይ ተጋደልቲ ንምንታይ ኢና ናብ ኣዲስ ኣበባ ንከይድ ዘለና?
ንምንታይ ኢና ንቃለስ ዘለና?
ዝብሉ ሕቶታት ምልዓል ምስ ጀመሩ፤
ህወሓት፥ ሓሙሽተ ጀነራላት ኣብ ቴለቪዥን ኣሰሊፉ ህወሓት ዝበለካ ትገብር። ህወሓት እዩ መራሒና፤ ህወሓት እዩ መራሒኻ ኣቢሉዎም። ብዙሕ ተስፋ ዝነበሮ ብሄራዊ ስምዒት ኣለዓዒሉዎ ይቃለስ ዝነበረ መንእሰይ ተስፋ ቈሪፁ። እቲ ቃልሲ ህወሓት በይኑ ክሓማዙቖ ፈቂዱሉ። ናብ ብሄራዊ ስዕረት ኣብፂሑና።

ህወሓት ፓርቲ ኣይኰነን ኩሉ ነገር ክገብር ዝኽእል ኩሉ ምድራዊ ሓይሊ ዝወነነ ገባሪ ሓዳጊ ትግራይ እዩ።
ከምኡ እንተኰይኑ ድማ ጉባኤ ኰነ ሕድሕድ ምንቅስቃስ ህወሓት ንኩሉ ትግራዋይ ይምልከቶ እዩ። ናይ ውሽጢ ጉዳዮም ኣይምልከተናን ኢልካ ፀግዒኻ ምሓዝ መዓልቲ ቅዝፈትካ ምፅባይ እዩ።
ህወሓት ናብ ብርኪ ፓርቲ ክወርድ ኣለዎ።

Address

Adigrat

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Blue Sky posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share