ከምዚ እዩ ዘሎ እቲ ወረ!
Getachew K Reda 🤝 Debretsion Gebremichael
🙄😎☺️ 😍
ኣቡነ ኣረጋዊ ደብረ ዳሞ 14/02/2017 ዓ.ም
📷 Dimtsi Weyane
#livestreaming
ዓመታዊ #ክብረ በዓል ኣቦና ኣብነ ኣረጋዊ ጥቅምቲ 14/2017 ዓ.ም
ገዳም ደብረ ዳሞ (ዓመታዊ በዓሉ ጥቅምቲ 14 ይውዕል)
………………………..................
ኣቡነ ኣረጋዊ ካብቶም 9ተ ቅዱሳን ሓደ ኮይኑ አብ #ዞባ_ምብራቕ ትግራይ ጣብያ 70 ዳሞ (ሰብኣ ዳሞ) ዝርከብ እንትኸውን አብ ልዕሊ 60 ሜትሮ ንውሐት ዘለዎ እምባ ዝተመስረተ እዩ።
ምራን (ረጊድ ገመድ) ተጠቂምካ ንከባቢ 15ሜ ንውሓት ዝኣክል መደየቢ ኮይኑ የገልግል።ናብ ላዕሊ ምስ ወፃእኻ ፊት ንፊትካ አትረኽቦ ቤተክርስትያን ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም እዩ። እዚ ቤተክርስትያን ናይ አክሱማዊት ጥበብ አተሃናንፃ ዝዓረፎን ካብ እምኒ ዝተሰርሑ ፅሩባት ዓንድታት ዘለዎ ኮይኑ አብ ናሕሲ እቲ ቤተክርስትያን ድማ ዝተፈላለዩ ካብ ዕንፀይቲ ዝተሰርሑን ድፍታትን ከፈፋት(ፍሬማት) አለዎ። አተሃናንፃ እዚ ገዳም እንትትዕዘብ ስልጣነ ጥበብ ስነ ህንፃ ቀዳሞት አቦታትና አያታትናን ተድንቅ፣ ነቲ ሕዚ በፂሕናዮ ዘለና ዕብየት ኪነ ህንፃ መሰረት ሙኳኑ ድማ ትግንዘብ።
ቀፂሉ ዘሎ ቤተክርስትያን ድማ ናይ አቡነ አረጋዊ ፃድቅ እዩ።
ኣቡነ ኣረጋዊ ተሰዊሮሙሉ ተባሂሉ ኣብ ዝፍለጥ ቦታ ዝተሃነፀ እዩ። ካልእ እዚ ገዳም ኣብ ታሪክ ኢትዮጰያ ናይ መጀመርያ ገዳምን ትምህርቲ ፈለገ ሂወት ዝተጀመረሉ ንዕብየት ስነ ፅሑፍ ዓብይ ተራ ተፃዊተ እዩ፡፡
ኣብ ላዕሊ እቲ ገዳም ምስ ደየብካ ልዕሊ300 ፈለስትን
ተምሃሮን፣ 200 መንበሪ
መስቀል ዓጋመ ኣርኪቡ ኣሎ ! መላእ ዓጋመታይ ዓመታዊ በዓል መስቀል ኣኺሉ ኣሎ ፤ ሀዚ ድማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዘሎ ዓጋመታይ ዝተዳለወ ቋቒመን 2 /2016 ዓ.ም ዓብዩ ድግስ ተዳልዩ ኣሎ ! ከይትተርፉታ ... #ቦታ_ሻላ_መናፈሻ !!
ሰዓት 9:00 ፤ መእተዊ 1000 ብር ምስ ምግብን መስተን !
🎤 Sisay B Sisay
Tom Agame
Miki On Hailu
🙌
"ፍትሒ ንደቂ ኣንስትዮ ፣ሰላምና ሃቡና " ✊
#ይኾኖ #fypシ゚
ልኣይ ጥራሕ ድዩ ዝገርመንሎ ወይስ...⁉️
ብዛዕባ እዛ "#ተጋዳላይ" ትብል ናይ ክብርቲ ሓፍትና ማህሌት ደርፊ ግራ ዝአትወንሎ ሕቶ እኒአኒ....
ብሓቂ አነለ እዛ ደርፊ መሊአ እኳ ክሰምዓ አይኽእልይ ልምንታይ ስለ ተብክየኒ!!
አብዚ ቐረባ ግዝያት ግና ምስ እዛ ደርፊ እዚኣ ተተሓሒዙ ብዙሕ ቪድዮታት ይወጽለዉ ። እቶም ቪድዮታትለ ገሊኦም አብ ጥቓ አዋሽ(ጉዱአት ተጋደልትና ለለዉሉ ቦታ) ኾይኑ እዚ ደርፊ እናተደረፈ ቕርሺ ኣብ መድረኽ ትንስንስ ትሪኦ እሞ ናማን #ተጋዳላይ ትብልዎ ኸብዱ እንድሕር ልበልዖስ አብ አዋሽ ኸይዱ ቕርሹ ኣብ ጥቕሚ ተለውዕሎ ዶ የመሓሸይ⁉️ ልብል ሕቶ ይፈጥረለይ...
ኻሊእ ሎሚ ሎሚ ልመጽእሎ "ጓልኹም ሃቡና" አብ ልብሉ ቕጥዒ ለይብሎም ድግሳት፡ ኸዚለ ብዚ ደርፊ ትቅወጥ ይርኢ ግና እቲ ኸብዶም ልበልዖም ተጋዳላይ ርሑቕ የኾነይ እኒኦ፡ ልበልዖይ ለሐክሞይ ስኢኑ አብ ድሕሪ ገዝኦም እዩ ልሳቐሎ‼️
ኻሊእለ ብዙሕ ምጥቃስ ይከኣል እዩ......
እሞስ ናማን እዞም ምእንትአና ተጎዲኦም አብ ከቢድ ስቓይ ጥሜትይ ወዲቖም ለለዉ ተጋደልትናስ፡ ስሞም ላልዐልና ወይለ ብስሞም ላሸቐጥና ንዓብድ ምህላውና ትሰምዑ ተለዉስ ብኣና ሃምይ ሃምልሓዝኑ ይፍለጠና ዶ ሎ ይኾን⁉️
እሞማ፡ ላብ ውነና ተመሊስና እዚ ብስሞም ንስዕስዐሉ ለለና ኣንፃራዊ ሰላም ልተገነየ ሳላኣቶም ምዃኑ ዘኪርና ፡ ብቲ ኣብቲ ደርፊ ለሎ ቃላትለ "ናይማን እንድሕር ንነብዕ ሃሊ
#መልእኽቲ__ንደገፍቲ_ጋንታ_ወልዋሎ
#ወልዋሎ ናይ ዩንቨርሲቲ ጋንታ እያ። ዓዲግራት ዩንቨርሲቲ ብፌደራል መንግስቲ ዝተበጀተሉ ቅርሺ ንጋንታ ወልዋሎ የመሓዳድራ።ጋንታ ወልዋሎ ካብ ህዝቢ ዓጋመ ናብ ዓዲግራት ዩንቨርሲቲ ካብ ትሽየጥ ፀኒሓ እያ።
ኽከውን ዝግበኦ ✍️...
🔶 ጋንታ ወልዋሎ ናይ ህዝቢ #ዓጋመ_ትግራይ ኮይና ከም ሓንቲ ጋንታ ብስፖንሰር :- ምምሕዳር ዓዲግራት፤ ሱር ኮንስትራክሽን፤መሶቦ፤ዩንቨርሲቲ ዓዲግራት፤ማሕበር ልምዓት ዓጋመ ፤APF፣ ወዘተ ስፖንሰር ተገይሩላ....ናይ በዕላ ስታዴም ዝወነነት ህዝባዊት ጋንታ ክትምስረት ይግባእ።
#NB ንጋንታ ስፖንሰር ዝገበረ ድርጅት ወይ ትካል ኣብ ማልያ እታ ጋንታ ሽሙ ክፅሕፍ ወይ ድርጅቱ ከፋልጥ ይክእል።