Kevi On Hailu

Kevi On Hailu ሰላም ጥራይ ትግራይ ዓደይ 🤌🫶💛❤🇻🇳 ✌️ ✌️

09/01/2025

ይኣኽል!
ናብ መረበትና መልሱና 🙏

08/01/2025

ዓዲግራት ዩኒቨርስቲ ሓሙስ ጥሪ 1&2/2017 ዓ/ም ልዕሊ 3600 ሬሚድያል ተምሃሮ ክቅበል እዩ።
ዝከበርኩም ተምሃሮ ብሰላም ምፁልና!

07/01/2025

💔በዓል ብዝመፀ ቑፅሪ💔 በጃኹም ኣደይ ከይተሰናበትኹዋ እየ ተጋዲለሞ ሓንቲ ግዜ ዓይነይ ርእያ ተዐረፍ ስደዱኒ እናበለ ዓመት ሙሉእ ፍቓድ ለሚኑ ንልደት ክኸይድ ታሕሳስ 24 ዝተሰውአ ብፃይ ትዝ ይብለኒ😢

07/01/2025

ናይ ዓለም መድሓኒት እየሱስ ክርስቶስ እንኳዕ ተወለድካ🤲
ርሑስ በዓል ልደት 🎄👏
መልካም በዓል 🙏🌲
BAGA AYYAANA QILLEE GEESSAN 🎄🙏

  !!ስላሴ ማለት ሰለስተ ሙዃን ወይ ከኣ ፍሉይ ሰለስትነት ማለት እዩ ። ምስጢረ ስላሴ ክበሃል እንከሎ ናይ እግዚኣብሄር ሓድነቱን ኣብ ሓድነቱ ዘሎ ፍሉይ ናይ ሰለስትነቱ ምስጢርን እዩ። እም...
04/01/2025

!!

ስላሴ ማለት ሰለስተ ሙዃን ወይ ከኣ ፍሉይ ሰለስትነት ማለት እዩ ። ምስጢረ ስላሴ ክበሃል እንከሎ ናይ እግዚኣብሄር ሓድነቱን ኣብ ሓድነቱ ዘሎ ፍሉይ ናይ ሰለስትነቱ ምስጢርን እዩ።
እምበኣር ኩሉኹም ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ተጋሩን ተወለድቲ ተጋሩ ዲያስፖራን ፤ እዚ ፍሉይ መዓልቲ ስላሴ ጥሪ ካብ ምዃኑ ብተወሳኺ ዓብዩ ናይ ስላሴ ህንፃ ብናይ ህዝቢ ሓይሊ ይስራሕ ኣብ ዘለሉን ኣብ ፅቡቕ ብርኪ ኣብ ዝበፅሐሉን ስለዝኽበር ፍሉይ ይገብሮ ።

እሞ ኩልና ኣመንቲ ክርስቲያን ኣብዚ ፍሉይ ዓመታዊ በዓል ኣቦና ስላሴ ንክትሳለሙን ንክትኩሱሙን እናተላቦና ፤ ን ቤተክርስትያን መስርሒ ዝኸዉን ሎቶሪን ናይ ገንዘባዊ ሓገዝ ብምግባርን በረከት ናተኻፈልና ደብርናን ገዛናን ነስርሕ ።

ናይቲ ደብረ ፀሐይ ቅድስት ሥላሴ ኣካውንት
➻ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ 1000305183915
➻ባንኪ ኣንበሳ 3071197401646
➻ባንኪ ወጋገን 0782718830201
➻ባንኪ ኣዋሽ 01352777585
➻ባንኪ ኣዋሽ 01352777585

አጋእዝተ ዓለም ስላሴ ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን !!🙏

✍️ Negassi Tewelde
Welwalo First
ደ/ፀ/ቅ/ሥላሴን ደ/ም/ቅ/ሚካኤልን ኣብያተ ክርስትያናት በዓቲ ዓዲግራት
መንደራት ዓጋመ
🤴👉WELWALO ADEY🤛🤴
Goyta Tigray Promotion
Ethiopian Orthodox Tewahedo Page
ዓዲግራት
poster Tade Creative

😢🥺
03/01/2025

😢🥺

🙏😭
ኩሉ ጊዜ ብዛዕባ ጦርነት ክለዓል ከሎ ቀዲማ እዛ ስእሊ እያ ናብ ሕልናይ እትመፅአኒ😭 ። ካብዞም ኣርባዕተ እቶም ሰለስተ ዕሸላት ኣሕዋትና ብመስዋእቲ ሲኢናዮም ኢና እቲ ሓደ ጥራሕ እዩ ብሂወት ዘሎ ። ስለዚ እቲ ዝሓለፈ በሰላ ኵናት መሊኡ ከይወፅአልናን ካብቲ ዝወደቅናዮ ክንለዓል ዘይከኣልናን እቲ ዝተረፈ ሓደ መንእሰይ ነቶም ስድራ ስውኣት ብፆቱ ከይሕብሕብን ኣብ ጎኖም ከይኸውንን ንመፃኢት ትግራይ ብመስዋእቲ እቶም ዕሸላት ኣዕርኽቱን ኣሕዋቱን ሓሪኑ ብልምዓት ንኽኽሕስን ማእገር እዛ ዓዲ ንኽኸውንን ኣብ ክንዲ ምሕሳብ መሊስካ ናብ ደማውን ኵናት ሕድሕድን ክንኣቱ ብምግባር ናብ ዘይንወፅኦ ዓዘቅቲ ከይንኣቱን መንእሰይ ዘይብላ ትግራይ ከይትፍጠርን ከም ህዝቢ ከይንበታተንን እታ እንኮ መማረፂት ሓድነትና ኣስጢምና ውዕሊ ፕሪቶርያ ተግባራዊ ንኽኸውውን ህዝብናን ዝተወረረ መሬትናን ናብ ንቡር ንኽምለስን ህዝቢ ዓለም ፅዕንቶ ኽንገብርን ፖለቲካዊ ቃልስና ብምሕያል ኣብ ጠረጴዛ ተቀሚጥና መፍትሒ ክነናድን ይግባእ ።
ጦርነት ንዓና ንተጋሩ ብስነ ኣእምሮ ፣ ብኢኮኖሚ ይኹን ብኹሉ ዓይነት ናይ ጦርነት በሰላታት ኣዳቂቁና ኢዩ ስለዚ ተጋሩ ቀዳማይ ሕርያና ሰላም ብምግባር ምስ ጎረባብቲ ህዝብታት ተሳኒናን ተፋቂርናን እንነብረሉ ባይታ ክንፈጥር ይግባእ 🙏

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና🙏😭

30/12/2024

እስቲ ሎማዓንቲ
ንዝተገበርልና ፅቡቕ ነገር
➋❶ ወላዲተ ኣምላክ ቅድስት ድንግል ማርያም ነመስግና ✝
ተመሰገን ንበል
🙏🙏🙏

27/12/2024

ኲናት ወሊዕካ ናብ ንፁህ ህዝቢ
ምዕቃል 😎
ህዝቢ ምፍንቃል 😢
ቃል ስውእ ምቅላል 💔

ብሉፅ ሎጎ ዲዛይነርTade Creative
27/12/2024

ብሉፅ ሎጎ ዲዛይነር
Tade Creative

 #ኣብ ትግራይና ካፍቶም ዓበይቲ ግራፊክስ ፣ ሎጎ ዲዛይነርን ፎቶ ኢዲተርን  #ቀስቢ ፊልም Poster ዝሰርሐ ሓውና Tade Creative እዩ። ቀፅለሉ ኣምበሳው 👌መእተዊ ትኬት እትደልዩ ብ...
19/12/2024

#ኣብ ትግራይና ካፍቶም ዓበይቲ ግራፊክስ ፣ ሎጎ ዲዛይነርን ፎቶ ኢዲተርን #ቀስቢ ፊልም Poster ዝሰርሐ ሓውና
Tade Creative እዩ። ቀፅለሉ ኣምበሳው 👌
መእተዊ ትኬት እትደልዩ ብ 0945512664
0919002991 ይደውሉ 🙌

ናይ መን እያ ትክክል ¿ 😎
17/12/2024

ናይ መን እያ ትክክል ¿ 😎

16/12/2024

ምእንተ ሰላም ምእንተ ህላወ ምእንተ ሃገረ ትግራይ ኢሎም ቤዛ ንዝኮኑ ክብሪ ንTDF ብፆት!
ወሎዶይ!💪

ሓውና  #ኣዶናይ ትማሊ ኣብ ቲክቶክ ካብ 70-80 ሽሕ ዶላር ተለጊስሉ ኣሎ።እዚ ማለት ልዕሊ 8ሚልዮን ብር ማለት እዩ።ብመጀመርያ እንኳዕ ደስ በለካ!ቀፂሉ እተን ሓደ ሚልዮን ቅርሺ ንመሐከሚ ...
08/12/2024

ሓውና #ኣዶናይ
ትማሊ ኣብ ቲክቶክ ካብ 70-80 ሽሕ ዶላር ተለጊስሉ ኣሎ።
እዚ ማለት ልዕሊ 8ሚልዮን ብር ማለት እዩ።
ብመጀመርያ እንኳዕ ደስ በለካ!
ቀፂሉ እተን ሓደ ሚልዮን ቅርሺ ንመሐከሚ ተጋደልትና ንትግራይ ከምእትልእከን ኣይጠራጠርን 🙌🍻

07/12/2024

ተጋዳላይ 🤌 ❤️🫶

04/12/2024

ውድ የአዲግራት ዩንቨርሲቲ አዲስ ገቢ ተማሪዎቻችን እንኳን ወደ ሁለተኛ ቤታችሁ በሰላም መጣችሁ !
💛❤🙌

ሰላም ሰላም ክቡራት መስቀል ቀንዳዕሮ ብሶላር ሓይሊ መብራህቲ ንክረክብ  ምስ ማሕበር ልምዓት ዓጋመ ብምትሕብባር ክንሰርሖ ስለዝሓሰብና ስፖንሰር ክትገብሩን ክትሕግዙን ብትሕትና ንሓትት። ልምዓ...
30/11/2024

ሰላም ሰላም ክቡራት መስቀል ቀንዳዕሮ ብሶላር ሓይሊ መብራህቲ ንክረክብ ምስ ማሕበር ልምዓት ዓጋመ ብምትሕብባር ክንሰርሖ ስለዝሓሰብና ስፖንሰር ክትገብሩን ክትሕግዙን ብትሕትና ንሓትት።
ልምዓት ዓዲ ብወዲ ዓዲ!
091 900 2991

Address

Adigrat

Telephone

0919002991

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Kevi On Hailu posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Videos

Share