Dawit Media ዳዊት ሚዲያ

Dawit Media ዳዊት ሚዲያ Dawit Media
Ultimate Media and news sharing website.

10/04/2024
18/03/2024

መለስ ምስ ጓሉ

Free at last. Congratulations!!
16/03/2024

Free at last. Congratulations!!

Ethiopia's hidden famine needs national and global attention
15/03/2024

Ethiopia's hidden famine needs national and global attention

EDITORIAL. Prime Minister Abiy Ahmed refuses to acknowledge the serious food crisis affecting Tigray, in the north of the country.

ግዜ....
07/02/2024

ግዜ....

ተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ በረራ ቁፅሪ ET 106 ፣ንብረትነታ ናይ ኢትዮጵያ ኣየር መንገድ ዝኾነት፣  በረራ ቁፅሪ ET 106 ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ እንትጓዓዝ መጠነኛ ሓደጋ...
18/01/2024

ተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ በረራ ቁፅሪ ET 106 ፣

ንብረትነታ ናይ ኢትዮጵያ ኣየር መንገድ ዝኾነት፣ በረራ ቁፅሪ ET 106 ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ እንትጓዓዝ መጠነኛ ሓደጋ በፂሑዋ፣ ኣብ ዓለም ለኸ መዕረፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ ዓሪፋ ኣላ።

ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝወፁ ሓበሬታት ከም ዘመላኽትዎ እታ ነፋሪት ካብ ቦሌ ዓለም ለኸ መዕረፎ ነፈርቲ ምስተበገሰት፣ ድሕሪ ሒደት ደቃይቅ ጥራሕ እዩ፣ ቴክኒካዊ ፀገማት ከም ዘጋጠማ ዝተፈለጠ።

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንውሽጢ ዓዲ በረራ ዝጥቀመለን፣ #ቦምባርዴር Q-400 ዝዓይነተን ኣውሮፕላናት፣ ኣዝየን ዝኣረጋን፣ ንቡዙሕ ዓመታት ኣገልግሎት ዝሃባን፣ ንመንገደኛታት ኣዝየን ሓደገኛታት ነፈርቲ እየን።

ኣብ ቀፃሊ ተመሳሳሊ ሓደገኛ ኩነታት ከጋጥመኩም ዘይትደልዩ ኣሕዋትና፣ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ካብን ናብን እንትበሩ፣ ትኬት ቅድሚ ምቁራፅኩም እቲ እትበርሉ ዓይነት ኣውሮፕላን ቦምባርዴር Q-400 ከምዘይኾነ ምርግጋፅ ትኽእሉ ኢኹም።

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ መዓልቲ ሓደ ጊዜ ኤርባስ- 350 ወይ እውን ቦይንግ 737 ዝዓይነተን ሓደሽትን ዘመናዊን ነፈርቲ ናብ ከተማ መቐለ ስለዘብርር፣ ንመቐለ እወይ እውን ኣዲስ ኣበባ እትጓዓዙ ተጋሩ ጊዜኹም ኣጣዓዒምኩም፣ ብዝተኸኣለ መጠን ነተን ሓደሽትን ዘመነዎትን[Air bus 350 OR Boeing 737 ] ነፈርቲ ብምጥቃም፣ ንሂወትኩም ካብ ብሸለልትነትን ሓላፍነት ዘይስምዖም ሰብ መዚ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ዝፍጠር ሓደጋ ምክልኻል ትኽእሉ ኢኹም !

ካብቲ ሎሚ ዘጋጠመ ሓደጋ ንስለ ብሂወት ዝተረፍኩም ተጓዓዝቲ እንኳዕ እግዚአብሔር ብሂወት ኣትረፈኩም !

Via ገ/መስቀል ካሳ

Somalia turns back Ethiopian plane headed for Somaliland
18/01/2024

Somalia turns back Ethiopian plane headed for Somaliland

The plane was carrying Ethiopian officials to the self-declared republic of Somaliland.

RIP
14/01/2024

RIP

13/01/2024

Congratulations to Ephrem and Fryat!!

07/01/2024

Merry Christmas everyone!

የሀገር ባለውለታ!” ብዙ ሺህ ብሮች እንሰጥሃለን! የተሻለ ኑሮም ትኖራለህ ስለዚህ ወደ ኢትዮጵያ አትመለስ ”በአፍሮ አሜሪካ የስፖርት ውድድር ለመሳተፍ በሄዱ ጊዜ” አሁኑኑ ሃምሳ ሺህ ዶላር እ...
04/11/2023

የሀገር ባለውለታ!

” ብዙ ሺህ ብሮች እንሰጥሃለን! የተሻለ ኑሮም ትኖራለህ ስለዚህ ወደ ኢትዮጵያ አትመለስ ”

በአፍሮ አሜሪካ የስፖርት ውድድር ለመሳተፍ በሄዱ ጊዜ

” አሁኑኑ ሃምሳ ሺህ ዶላር እንሰጥሃለንና
ስለዚህ ወደ ኢትዮጵያ አትመለስ!

በሌላ ጊዜ ወደ ኬንያ ናይሮቢ ለውድድር ለመሳተፍ በሄዱ ጊዜ የቀረበላቸው ማባበያ

” በሌላ ሀገር ብዙ ሚሊዮን ብር አግኝቼ ከምኖር በሀገሬ ውስጥ በአንድ ሸሚዝ ብቻ ከዓመት ዓመት ብኖር ይሻለኛል”

በሀገር ውስጥ ደግሞ አንዳንድ ሠዎች ይሸፍታል እያሉ ያስወራሉ!

” በሠው ሀገር ባርያ ሆኜ መኖር አልፈልግም! እኔ ትግሬ አማራ ምናምን በሚባለው ነገር አላምንም። በዚህ ምክንያት በየጊዜው የሚገጥመኝ ችግር ከፍተኛ ነው። በውድድር ጊዜ ስሮጥ ተኩሰው ገድለው ከኢትዮጵያ ሕዝብ ይለዩኝ እንደሆነ አንጂ ማንም ሠው በምንም አይነት ፕሮፓጋንዳና ተልካሻ ወሬ ከሀገሬ ሊለየኝ አይችልም”

ትውልዳቸው በ1937 በትግራይ ክፍለሃገር ዓጋመ አውራጃ በአዲግራት ቱርክሶ በሚባል ቦታ ነው።

ዕድሜያቸው 17 እንደደረሰ የትውልድ ሥፍራቸውን በመልቀቅ አሥመራ ከተማ ይኖሩ የነበሩትን አጎታቸውን ለመጠየቅ ወደ ኤርትራ ሄዱ።

ኑሯቸውን በአሥመራ አድርገው ሳለም በተማሪዎች የስፖርት በዓል ላይ ተገኝተው ልዩ ልዩ ውድድሮችን የማየት አጋጣሚ ካዩ በኋላ ያኔ የቀዳማዊ ኃይለሥላሴ የሁለተኛ ደረጃ (አሁን ቀይ ባሕር ተብሏል) ሁለተኛ ደረጃ ተማሪዎች ጋር በተለይም ከ5 እስከ 15 ኪሎሜትር ልምምድ ማድረግ ጀመሩ።

ከተማሪዎቹ ጋር አበበ ቢቂላ በሮም ላይ አሸንፎ የዓለም ሻምፒዮና ሆነ የሚል ሬዲዮ ላይ በመስማታቸው የሩጫ ስፖርት ትልቅ ዋጋ ያለው መሆኑን በመረዳት ልምምዳቸውን አጠንክረው መስራት ያዙ።

በመሐሉም በአቶ ንጉሴ ሮባ የሚመራው የሜክሲኮ ኦሎምፒክ የልዑካን ቡድን ለልምምድ ወደ አሥመራ መምጣታቸውን በመስማታቸው ስፖርተኞቹ ወደ አረፉበት አፍሪቃ ሆቴል በመሄድ ከአቶ ንጉሴ ሮባ ጋር በመገናኘት በሩጫ መሳተፍ ይችሉ ዘንድ በመጠየቅ ወደ ሜክሲኮ ከሚጓዘው ቡድን ጋር በልምምድ ሩጫ ላይ በባዶ እግራቸው ተሳትፈው የመጨረሻ ደረጃን አገኙ።

በውድድሩ ላይ ምንም እንኳን መጨረሻ ቢወጡም ወጣት መሆናቸውና ለሩጫ የተመቸ ተክለሠውነት እንዳላቸው ከግምት በማስገባት አሰልጣኝ ንጉሴ ሮባ ልምምድ ሲያደርጉበት ወደሚቆዩበት አየር ኃይል ከትንሽ ማስታወሻ ጋር ላኳቸው።

በአየር ኃይል መቀጠሩም እንዲሁ በዋዛ የሚሆን አልነበረም። የጤና ምርመራ በሚደረግላቸው ወቅት ሀንጋሪያዊው ሃኪም ሳንባው የተደራረበ በመሆኑ መቀጠር የለበትም ቢልም በወቅቱ አሥመራ የሚገኘው የአየር ኃይል አዛዥ “በምሩፅ ምክንያት ለሚፈጠረው ችግር ሁሉ እኔ ኃላፊነቱን እወስዳለሁና ይቀጠር” ሲሉ ትዕዛዝ በመስጠት በጥር 1 ቀን 1961 የአየር ኃይል የስፖርት ባልደረባ በመሆን ተቀጠሩ።

በአየር ኃይል ስፖርት ሠራዊት ከተቀጠሩም በኋላም ልምምዳቸውን አጠናክረው በመቀጠል በሀገር ዓቀፍና በዓለም ዓቀፍ ውድድሮች በመሳተፍ ታዋቂነትን እያተረፉ መጡ።

በ1964 በሙኒክ ኦሎምፒክ በ10,000 ሜትር ለሀገራቸው የነሀስ ሜዳልያ አስገኝተዋል።

በ1972 በሞስኮ ኦሎምፒክ በ5,000 እና በ10,000 ሜትር ለሀገራቸው የወርቅ ሜዳልያ በማስገኘት ባሳዩት የአጨራረስ ብቃት (the gear shifter) ማርሽ ቀያሪው በሚል በወቅቱ ስፖርቱን ይዘግቡ በነበረው ጋዜጠኞች የቅፅል ስም የተሰጣቸውና ሁላችንም የምንወደው አትሌታችን ሻለቃ ሀይሌ ገብረሥላሴ ወደ ሩጫው ስፖርት እንዲገባ እንደ አርዓያ ከሚጠቅሳቸው ዋነኛው የሆኑት ….

ሻምበል ምሩፅ ይፍጠር

via Getu Temesgen

 -----------እዋኑ ብዘበነ ሃፀይ ሚኒልክ እዩ። ሚኒልክ ናብ ራእሲ ሓጎስን ናብ ራእሲ ኣሉላን ሓንቲ ደብዳቤ ለኣኹ። ቅድሚ እዛ ደብዳቤ'ዚኣ ምልኣኾም ግን ናብ ራእሲ መንገሻ ዮሃንስ ኣቕ...
29/10/2023


-----------
እዋኑ ብዘበነ ሃፀይ ሚኒልክ እዩ። ሚኒልክ ናብ ራእሲ ሓጎስን ናብ ራእሲ ኣሉላን ሓንቲ ደብዳቤ ለኣኹ። ቅድሚ እዛ ደብዳቤ'ዚኣ ምልኣኾም ግን ናብ ራእሲ መንገሻ ዮሃንስ ኣቕዲሞም ሓንቲ ዝተልኣኸት ደብዳቤ ነይራ። ራእሲ መንገሻ ናብ ኣዲስ ኣበባ ብህፁፅ ንኽመፁ ትእዝዝ ዝሓዘት እያ ነይራ እታ ደብዳቤ። ራእሲ መንገሻ እውን ንሽዋ ኸዱ።

ራእሲ መንገሻ ሽዋ ድሕሪ ምብፀሖም እያ እታ ኣብ መእተውየይ ዝገለፅክዋ ደብዳቤ ናብ ራእሲ ኣሉላን ናብ ራእሲ ሓጎስን ዝመፀት። እታ ሽርሒ ዝሓዘለት ደብዳቤ ንሽረ ኣማሓድሩ ትብል እያ ነይራ (እታ ንኣሉላ ዝመፀት ደብዳቤ ንስኻ ኣመሓድራ ትብል፣ እታ ንራእሲ ሓጎስ ዝተለኣኸት እውን ራእሲ ሓጎስ ንኸመሓድራ ትእዝዝ) በዛ ደብዳቤ ድማ ክልቲኦም ራእስታት ናብ ዂናት ኣተው። ራእሲ መንገሻ ኣብ ሞንጎ ኣትዮም ከየተዓርቁ ድማ ንኣዲስ ኣበባ ተፀዊዖም ኣብ ሽዋ ንኽፀንሑ ተገበረ።

ንዙይ ስዒቡ ብሽርሒ ምኒሊክ ክልቲኦም ራእስታት ነንባዕሎም ንኽዋግኡ ተገበረ። በቲ ኹናት ክልቲኦም መስዋእቲ ኾኑ። ድሕሪ ዝተወሰነ ጊዜ ራእሲ መንገሻ ንትግራይ ምስተመለሱ ክልቲኦም ራእስታት ሞይቶም ይፀንሕዎም። በዙይ ጥራሕ ኣየብቀዐን፣ ምንሊክ ሰራዊት ልኢኹ ራእሺ መንገሻ ተኣሲሮም ንኣዲስኣበባ ንኽውሰዱ ገበረ። ካብዚ ጊዜ'ዙይ ጀሚሩ ምንቅስቓስ ቀዳማይ ወያነ ክሳብ ዝጅመር ትግራይ ንብርክት ዝበሉ ዘበናት ንኽትደንን ተፈረዳ።



ፖለቲከኛታት ትግራይ ሎምቕነ ሕማም ኣትይዎም ኣሎ። ናይቲ ሕማም መበገሲ ብዙሕ ክኾን ይኽእል እዩ። ብወገነይ መንግስትን ፓርቲን ከፍለ ኣለዎ! ዘጥፈአ ክሕተት ኣለዎ! ንህዝበኝነትን ንፕሮፖጋንዳ ሃልኪ ተባሂሉ ዘይኮነስ መርትዖ ክቐርበሉ ብዝኽእል መንገዲ ኣብ ምትዕንቓፍ ዝሳተፍ ማንኛውም ኣካል ፀግዒ ክሕዝን ክሕተትን ከምዘለዎ ይኣምን እየ። ብሓደ ነገር ግን ክንተኣማመን ኣለና። ንቲ ገጢሙና ዘሎ ፈተና ናይ ኣርባዕተ ኺሎ ሰባት ኢዶምን እግሮምን አእትዮም የሕብርዎ ከምዘለዎ ዘይርደኦ ትግራዋይ እንተሃልዩ ኣዝዩ መሰከፊ እዩ። ክሳብ ክንድዙይ እንድሕር ደንዚዝና ኾይንና ንሱ እዩ እቲ ዝገደደ ሓደጋ።

ኣብዚ ሕዚ ሰዓት (ናይ ፋኖ ሕማም ሓሊፉና እዩ ይመስለኒ) ኣብ ዕስላዊ ረስኒ ስለዘለና ፈፂሙ ኣይርደአናን ዘሎ። ንምድምማፅ እውን ድሉዋት ኣይንመስልን። ነንባዕልና ሹማሹም ኣብምውህሃብ busy ኾይንና ስለዘለና ንቲ ናብ ክሳድና ዝፅጋዕ ዘሎ ሓደገኛ ካራ ኣይነስተውዕሎን ዘለና። ዋላ እንተፈለጥናዮ'ውን እቲ እዋናዊ ረስኒ ከዊሉና ስለዘሎ ግቡእ ትኹረት ኣይንህቦን ዘለና። እቲ ናተይ ስግኣት ንሱ እዩ። ኩሉ ፀጋታትና ማሕበራዊ ምትእስሳራትናን ንሚኢቲ ዓመታት ብንቅርቅር ምስበለ "ዋይ ኣነ" ተበልና ለውጢ የብሉን።

ከምቲ ልዕል ኢለ ዝበልኩዎ ፀገም ኣሎ ዶ? እወ ኣሎ! ክፍታሕ ኣለዎ ዶ? ብትኽክል! እሞ ብኸመይ ይፈታሕ? ብናይ ትግራይ ውሽጣዊ ዓቕምን ፀጋታትን ይፈታሕ። ሽማግለታት ዓዲ፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ዘይሻራዊ ቅዋም ዘለዎም ግን ድማ ፅልዋ ክፈጥሩ ዝኽእሉ ለባማት ኣያታትና አለዉ ኣብ ትግራይ። ብዘይ ናይ ደገ ኢድ አእታውነት ብእሂን ምሂን ኣብ እግሪ ዳዕሮ ይፈታሕ። ካብኡ ወፃኢ ሽርሒ ኣርባዕተኺሎ ናብ ማዓንጣኻ ንኽኣቱ ፈቒድካ ታሪኽ ራእሲ ኣሉላን ራእሲ ሓጎስን ንኽድገም ምፍቃድ ግን ንብዙሓት ወለዶታት ዋጋ ዘኽፍል ይቕረ ዘየብል ሓጢያት እዩ።

[እዚኣ ንታሪኽ ትመዝገበለይ]
via Dawit Kebede

27/10/2023

በለስ ዓድና

24/10/2023

ንምግላፁ ቃላት ይሓፅረና

22/10/2023

አቶ ጌታቸው እና አብይ ስለ ቀይ ባህር

 ?--------ቃል ኣቦይ ስብሓት ካብ ማእሰርቲ ምስወፁ!---------አቦይ ስብሓት ካብ ማእሰርቲ ምስወፁ ሓሙሽተ ተጋሩ ኮይና ናብ መንበሪ ገዝኦም ብምኻድ ንውሕ ንዝበለ ሰዓት አዕሊልና ነይ...
22/10/2023

?
--------
ቃል ኣቦይ ስብሓት ካብ ማእሰርቲ ምስወፁ!
---------
አቦይ ስብሓት ካብ ማእሰርቲ ምስወፁ ሓሙሽተ ተጋሩ ኮይና ናብ መንበሪ ገዝኦም ብምኻድ ንውሕ ንዝበለ ሰዓት አዕሊልና ነይርና። ዳሕራይ ንሶም ሕፅር ብዝበለ "ትግራይ ብደብረፅዮንን ብፈትለወርቅን እንትትምራሕ ካብ ምርአይ ንላዕሊ ዘሕዝን ነገር የለን" ኢሎምና። ብናቶም አፀዋውዓ ክልቲኦም ኮረት እዮም ኢሎምና ነይሮም።


1. ናብዚ ዘብፀሐና ጉዳይ እንታይ እዩ?
2. ንምንታይ እዩ ኣብ ኤርትራ ዘለኩም መትከል ዘይትንፅሩ ብስሩ ኸ ትግራይ ምስ ከድኩም ንቶም መራሕቲ እንታይ ትመኽርዎም ኔርኩም?
3. ዓበይቲ ዓዲ ዕርቂ ኢሎሞ እንትመፁ ንምንታይ ንስኩም እሺ ግን እቱ ዕርቂ ኩሎም ፌደራሊስት ሓይልታት እውን ይሳተፉሉ ኢልኩም አቢኹም?
4. ብ2009 ዓ.ም ኣብ ሞንጎ ን ን ዝነበረ ኣፈላላይ ፀዊዑ ፍትሕዎ እንትብለኩም ንምንታይ ኢኹም ዘይፈታሕክምዎ?
5. ካብ መቐለ ክትወፁ ከለኩም ኩሉኹም ተመኻኺርኩም ዲኹም ወፂእኹም? ከመይ እዩ ነይሩ?
6. ንስኩም መሃንዲስ ፖለቲካ ኢኩም ኔርኩም። ንምንታይ ተማሪኽኩም? ንምንታይ ሽዑ ባዕልኩም ዘይሰዋእኹም?
7. ቅድሚ ጦርነት ምጅማሩ ናብዚ ዝበፅሐና ውድቀት ንበፅሕ ኢና ኢልኩም ሐሲብኩም ዶ ነይርኩም? በተለይ ምስ ሻዕብያ ጭካነ ዝተመርኮዘ ሕቶን ካልኦት ሕቶታትን ሓቲትናዮም ኔርና (እቶም ካልኦት ይፅንሑልና)



1. ስስዕና ግዕዝይና መሪሕነት ኢህወደግ እዩ (ብፍላይ አብ ሞንጎ ሕወሐትን ብኣዴንን ዝተፈጠረ ናይ ሐሳብ አፈላላይ) ናብ ዝከፍአ ብርኪ በፂሑ። ገዱ ናብ አባይ ወልዱ ብዙሕ ጊዜ ደብዳቤ ይፅሕፍ ነይሩ ግን ዝሰምዕ ስለዘይነበረ ነቲ ዕድል ፀላእቲ ተጠቒሞሙሉ እዮም። ኣነ ከም ሃገረይ በተለይ ንኣባይን ንኣለምን ብዙሕ ግዜ ይነግሮም ነይረ። ግን ካባይ ንላዕሊ ንታ ሰበይቲ (አዜብ ማለቶም እዮም) ይስምዑ ስለዝነበሩ ውፅኢቱ ከምቲ ዝረኤኹምዎ ኮይኑ።

2. ኩላትና ሓደ ህዝቢ ኢና፤ ኤርትራዊ ዝበሃል መንነት የለን። ግን እቶም መራሕቲ ድማ ዝጨከኑ ዘይግባእ ሕነ ንክፈድዩ ኮይኑ ከምዚ ክከውን እዩ ኢሉ ዝሓሰበ ሰብ የለን። ብዙሕ ሓሳብ ተዋሂቡ ግን ሕጂ እውን አይተቀበልዎን አብ ሓደ ህዝቢ ኢና ዝብል መትከል ሒዞም። እቱ ዝገርም ግን ሓፍቶም ድማ ብጣዕሚ ይሙጉታ ነይረን።

3. ሕፅር ብዝበለ መልሲ ኣነ እየ ኣይኸውንን ኢለ ፅዕንቶ ዝፈጠርኩ ንሱ ድማ በይናዊ ዝኾነ ዕርቂ መንገዱ ሐፂር እዩ ኢለ ስለ ዝሓሰብኩ ከም መጠን ፖለቲከኛ ግን ውሳነይ ስሕተት ነይሩ።

4. ዝገርመኩም ሽረ ክተሓዝ ከሎ ወደይ መፂኡ ይነግረኒ'ሞ ዳሕራይ እስኪ ኢለ ናብ ደብረፅዮን ቢሮ ይኸድ ስልኪ ስለዘይነበረ ዝነበረኒ መማረፂ ብኣካል ምኻድ እዩ። ኣጋጣሚ ንሱ ድማ ጋዜጣዊ መግለፂ ይህብ ስለዝነበረ አይተራከብናን። ዳሓር ንወዲ ወረደ ይሓቶ። "እወ ነገራት ካብ ዝሐሰብናዮ ንላዕሊ እናኸበደና እዩ ዝኸድ ዘሎ፣ ስለዚ ዘሎ ውሳነ ተፀበ" ይብለኒ። ድሕሪ ሐሙሽተ መዓልቲ ድማ ንዓይን ነብሶም ይምሓር ንሰለስቲኦም ስውአትን(አባይ ፀሃየ ስዩም መስፍንን አስመላሽን) ሓሳብ ሃቡና ይብለና። "ቀደም ዝበስበስ ጉዳይ ሕዚ እንታይ ኢልና ሓሳብ ክንህበሉ፣ ከማኩም ዝገጥመና ንምቅባል ካብምድላው ወፃኢ" ንብሎ። ብሐቂ ክወፁ ከለው ግን ንሶም ዝወፅሉ ስዓትን አንፈትን ይቅየር። ልክዕ ሰዓት 10:30 ንሶም ምስወፁ ኣንሕና ድማ ተነጊሩና። ኣነ'ውን ከም ሃገረይ ምስ ቤተሰይ ወፂአ። ዝብላዕ እኳስ ሓቂ ወደይ እዩ ሒዙ ዝመፀ። ብዙሕ ነይሩ ግን ክሐድጎ።

5. ብሓቂ ኣነ ክትሓዝ ከለኩ ዝነገረኒ ሰብ የለን። ሃንደበት እዩ "ኢድኩም ንላዕሊ" ተባሂሉ። ለካ ኩላትና አብ ኢዶም ኣቲና ኢና። ንሸውዓተ ሰብ ክልተ ክላሽን ክልተ ሽጉጥን ጥኛሕ እዩ ነይሩና ስለ ምግቢን ካሊእን ደሐን ካሊእ ጊዜ ምንጋር ይሓይሽ። ነገራት ብኸምዙይ እዮም ናብ ሕማቅ ዝተቐየሩ። ብዝኾነ ንዓይ ከምቶም ብፆተይ እንተዝሞት ዓብይ ክብሪ ነይሩ ግን አይኮነን (ንብዓቶም ዉሒዙ . . .)

Via Sol Bezu

16/10/2023

አቶ መለስ ስሰ ቀይ ባህር ምን ብለውን ነበር

15/10/2023

ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ...

congratulations!
11/10/2023

congratulations!

Address

Addis Ababa
1000

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Dawit Media ዳዊት ሚዲያ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Dawit Media ዳዊት ሚዲያ:

Videos

Share

Zanta Media

TekezeMedia.com Any where Anytime