Wolday tube

Wolday tube እዚ ፔጅ "Wolday tube" ኮይኑ ዝኮነ ሰብ ክምሃረሉን ክምህረሉን ክፍ?

08/09/2022

Areza 🤣🤣🤣 ab aser Segeneyti , Adi Keyihn Medeferan

04/09/2022

እዘን ኣእዳው
** ** **

ከየባተኻ ከይረብረባ
ከይተማትኣ ከይተጠራጠራ..ዝዝርግሓ'የን ዝነበራ።

መሬተን ስዒመን ጠብጢበን
ናብ ፈጣሪአን ኣንቃዕሪረን፡
ምድሪ ምስ ዘጠልቂ ንብዓት
ብፍጹም እምነት ዘዕረግኦ ጸሎት
መን ከም ዝኸተሮ ግን
ኣይሰመረን፡ ዘራይ ኣይተረኽበን
ኣይርሃወን፡ ጸላም ኣይተበርየን።

ይኹን ግና...
"ካብ ፈጣሪ ዝደንጎየዶ
ካብ ሰብ ተረኺቡ" ከይበላ
ገና ተዘርጊሐን ነይረን ንልመና
ነቲ ሰብ ኮይኑ፡
ሰባት ዘዋረደ'ውን 'ዓገብ' ክብላ።

"...ስለ ዕሸላት ስለ ጎምበለ..ስለ ወላዲት ስለ ሽማግለ...".. ተማሕጺነን
እንተኾነ፡ እዝኒ ኣይተረኽበን።

እንሀዋለ'ምብኣር...
ኣላሽ ግዲ ኢለን
በቲ ጉሁይ ልቢ ኣብ ምዕዛም
ብሕዙናት ኣዒንቲ ኣብ ምምዕዳው.. ወዲቐንስ
ተጠሚረን ንድሕሪት
ቃላት ዘይገልጾ ከቢድ ስምዒት!

Address


Telephone

+491726041541

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Wolday tube posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

  • Address
  • Telephone
  • Alerts
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share