Yordanos Michael Ministry

Yordanos Michael Ministry Spritual ፥ Political ፥ and Social lifeTeaching , Prophecy, Healing , Counselling and Deliverance !!!

26/12/2023

ግርም ገበርክ ሞኒካ !!!!

26/12/2023
25/12/2023
ጭዋ ባህልናን ክብርናን ንምሕላዉ ኢዩ ቃልስና !!!
25/12/2023

ጭዋ ባህልናን ክብርናን ንምሕላዉ ኢዩ ቃልስና !!!

241 Likes, 18 Kommentare. „ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷🇪🇷habesha “

ክርኣያ ክብላስ ይእረያ እንታይ የሀወኸኩም ንቃለ- መሕትት !!
22/12/2023

ክርኣያ ክብላስ ይእረያ እንታይ የሀወኸኩም ንቃለ- መሕትት !!

ንሕና 🇪🇷 ንሕና ኤርትራዉያን ኢና !!! ዓገብ ሰብ ሜድያ  !!!መባእስትና እንፈልጥ ህዝቢ ኢና !!! ይትረፍ ተጋሩስ  እታ ናይ 110 ሚልዮን ብዝሒ ዘለዎ ዓባይ ሓርኢ ኢትዮጵያዉን እንተኾነ...
22/12/2023

ንሕና 🇪🇷 ንሕና ኤርትራዉያን ኢና !!! ዓገብ ሰብ ሜድያ !!!

መባእስትና እንፈልጥ ህዝቢ ኢና !!! ይትረፍ ተጋሩስ እታ ናይ 110 ሚልዮን ብዝሒ ዘለዎ ዓባይ ሓርኢ ኢትዮጵያዉን እንተኾነትሲ ንዝተዋህባ ናይ ዉግእ ሞግዚነት እምበር መባእስትና ኣይኮነትን ፥ ክትከዉን ኪኣ ኣይትኽእልን ኢያ !!!

ንሕና 🇪🇷 ንሕና ኢና !!! ምስ መን ንቃለስ ኪኣ እንፈልጥ ህዝቢ ኢና !! መሳርሒ ጸላኢ ኣይትኹኑ !!! ቃልሲ ህዝብኹምን ሃገርኩምን መንግስትኹምን ፍሉጥኩም ኣብ ጎኒ ህዝብኹምን መንግስትኹምን ኮንኩም ሃገርኩም 🇪🇷 ተኸላኸሉ !!! እንተዘይኮነ ቃልስን ምስልን ህዝቢ ኤርትራ ኣይተባላሽዉ !፣

ጅግንነትን ምስልን ክብርን ህዝቢ ኤርትራ ጥራይ ዘይኮነስ ኤርትራዉነት መንነት ካብ ዓለም ንኽሕከኽ ክንደይ ሓያላት ዓለማትና ዋጋ ዝኸፈላሉን ፣ ሚልዮናት ገንዘብ ዘፍሰሳሉን ፣ ስትራተጂ ከዉጺኣሉ ክንደይ ምሁራት ዓለምና ሓንጎሎም ዘፍሰሳሉ ኣጀንዳ ኢዩ ሰዉራ ኤርትራ ኣፍሪስዎ !!!

" ህዝቢ ኤርትራ ብገዛእ ቅልጽሙ ዘዉዲ ናጽነቱ ደፊኡ ኣሎ ፣ ነዛ ዘዉዲ እዚኣ ዝትንክፍ ኪኣ ወይሊኡ " ስዉእ ሓርበኛ ኣቦና ወልዲኣብ ወልደማርያም

ኣጀንዲኤን ኣጀንዳ ሰይጣን ንኽትሓስቦ ዘስደምም ግን ጽንዓትን ህዝቢ ኤርትራን ተወፋይነት ምክልኻል ሓይልታት ሰራዊት ኤርትራን ዝኸፈልዎ ልኡላዉነት ኤርትራ አብ ዓለም አረጋጊጾምን አዉሒሶምን ኣብ ጽቡቕ ቁመና ይርከቡ !!!

ድሕሪ ነጻን ልኡላዉነትን ሃገረ ኤርትራ ኺኣ እተን ንመሰል ህዝቢ ኤርትራ ዝዓምጸጻ ዝጸላእትና ፣ ስዕረተን ክቕበሊኦ ኣይኪኣላን !!! ከምቶም ንመሰል ህዝቢ ኤርትራ ምስ ሓያላት ዓለም ኮይኖም " ኤርትራ ባሕራን መሬታን እምበር ህዝባ ኣየድልየናን " ዝብል ጭርሖ ዘለዎም ኸደምቲ መራሕቲ ኢትዪጵያ ፥ እታ ርምስቲ ክልል ትግራይዉን ሕሰማ ረሲዓ ኣብ ልዕሊ እቲ ብዙሕ ዋጋ ዝኸፈለላ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ክትወግእን ከተጥፊኦን " ኤርትራ ዝብሃል መንነት የለን ክሁሉዉን ይብሉን ዝብል ናይ ኽድምና ዕጥቂ ፥ ሪኣቶ ዘይርፈልጥ ዓጥቂ ዓጢቓ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ መሳይላት ከይሓደገት ከተዝንብ ጀመረት!!!

ክዛረቡ ከለዉ ሓንጢት ዝኾኑ ካድራት ግብረሽበራ ሕዉሓት ናይ 3 ዓመት ዉግእ ኢሎም ይስንዱ 😡 ውላዱ ዝሲኣነ ህዝቢ ኤርትራ ግን ልዕሊ 20 ዓመት ኢዩ ሰነዱ !!! ግዜ ገና ክፈርደና ኢዩ ንመን ይኸፊኦ !!! ግዜ ሓቀኛ ቤት ፈርዲ ናይ አምላኽ ኢዩ።

ህዝቢ ኤርትራ ከም ኩሉ ማሕበረ ሰብ ዓለም መሰል ዘለዎ ህዝቢ ኢዩ ። መሰሉ ብሓይሊ ንዝነገፍዎ ግን ንሱ ኺኣ ብሓይሉ መሰሉ ኣብ ዓለም ዘረጋገጸ እንኮ ጀግና ህዝቢ ኢዩ !!! ማንም ዝተኾበሉ የብሉን !!! ክብሪ ንሰማእታትና !!

ነቐፌታይ ንኹልኹም ሰብ ሜድያታት !!!

ዋጋ ህዝቢ ኤርትራ ረዚን ኢዩ !!! ህዝቢ ኤርትራ ደጀን ኢዩ !!! ብትፈልጥዎን ብዘይትፈልጥዎን ክትዛረቡ ስለዘለኩም ጥራይ ክትዛረቡ አይግባእን !!! ሓደ ካብቲ ክቡር መንነትና ዓቕልን ትዕግስትን ኢዩ !!! ብዓቕልን ብትዕግስትን ብድሕሪ ብዙሕን ነዊሕን መሪርን ኢና ዓወትና ማንም አሉ ክብሎ ክሳዕ ዘይክእል ከም ወርቂ ደሚቕና እን ሪኤ ምርኡያት ህዝቢ ኢና !!! ንረብሓ ገንዘብኩም ብህዝቢ ኤርትራ ኣይትሸቅጡ !!!

ቃልሲ ጥበብ ኢዩ ዚሓትት !!! ብጥበብ ተቓለሱ !!! መንግስትን ህዝብን ኤርትራ ዝዛረቦ ሲኢኑ ኣይኮነን ስቕ መሩጹ !!!! እንታይ ትዛረብ ፥ ምዓስ ትዛረብን ፣ ብኸመይ ከ ትዛረቦምን እንተዘይፈሊጥካ ካብ መኽሰብካ ክሳራኻ ኢዩ ዝበዝሕ ስለዚ በጃኹ ንርእስኹም ፎኺስኩም ኣይትፍኩስዎ ነዚ ክቡርን ደጀንን ህዝቢ !!!

ንሕና 🇪🇷 ንሕና ኤርትራዉያን ኢና !!! ዓላማ ኣሎና !!!!

Matthew 5 KJV - ማቴዎስ
9: Blessed are the peacemakers:
for they shall be called the children of God.

ዮርዳኖስ ሚኪኤል 🇪🇷 ኢየ ካብ ስዊትዘርላንድ 🇨🇭 !!!

ሻሎም ንኹሉ ህዝብታት ዓለምና

21/12/2023
20/12/2023

Adresse

Zürich

Webseite

Benachrichtigungen

Lassen Sie sich von uns eine E-Mail senden und seien Sie der erste der Neuigkeiten und Aktionen von Yordanos Michael Ministry erfährt. Ihre E-Mail-Adresse wird nicht für andere Zwecke verwendet und Sie können sich jederzeit abmelden.

Videos

Teilen

Kategorie