ብዑሱብ ወራሪ ሰራዊት ኤርትራ ዝሳቐ ዘሎ ሰማዒ ዝሰኣነ ህዝቢ ትግራይ
ዓደየ ዓደይ ቁጽሪ ሓደ
ብሓቂ ቁጽሪ ሓደ
ናይ ኢትዮጵያ ዓፋር ድዮም ዝኾኑ ዘለዉ ?
ሰብ ጭዓሎ፡ኣምባጭላይ ኣከለጉዛይ ዓደይ ኮሪዐልኩም።
ታይ ዝበልዎ ዘመን"ዩ ደቀይ ኣይ ኤረጥሪን
ከም ዝፍለጥ ዕለት 5 ሰነ 24 ወጋሕታ ኣብ ከተማ ተል-ኣቪቭ ሾኾና-ቲግቫ በራዩ ህግደፍ ኣብዛ ተሰዲዶም ትዓቂቦምላ ዘለዉ ሃገረ እስራኤል። ከምቲ ንህዝብና ብራዕድን ሽቁረራን ኣናዊጾም ኣፉ ክዕበስን ከበሳብስዎን ዝገብሩ። ኣብ ሾኾና-ቲግቫ ንዝርከብ ደላዪ ፍትሒ ንምድሃልን ራዕዲ ንምፍጣሪ ኣብ ውሽጢ 48 ሳዓትት ካብ መንበሪኦም ጠቅሊሎም ክወጹ መጠንቀቅታ ኢሎም ዝሓሰብዎ ስራሕ ግብረ ሽበራ ዘካይዱ ሸፋቱ ከተማ ዘርጊሖም ኔሮም።
ኣብ ግዚኡ ነፍሲ ወከፍ ደላዪ ፍትሕን እስራኤላዊ ዜጋን በቲ ተግባር ገሪምዎ ጥራይ ዘይኮነ ዲክታቶር ኣብ ዓድና ሰረት ጌሩ ክብሉ ገሊጸሞ እዮም። እንሆ ድማ ሎሚ ገለ ካብቲ ብጭብጢ ኣብ መስርሕ ሕጊ ዘሎ ምስልታት ናባኹም ነብሎ። እዚ ምስሊ ብጉጅለ እንዳዘሩ ኣብ ሓደ ናይ ደለይቲ ፍትሒ ድኳናትን ገዛውትን ናይ ሽበራ ስርሖም እንዳፈጸሙ ዘርኢ ምስሊ እዩ።
ወረቀት ዘቀምጥ ዘሎ ሰብ ስሙ ፍናን ይብሃል። ኣብ ዕለት 2/9/23'ውን ኣብ ናይ ቴድሮስ ዝብሃል እስራኤላዊ ውልቀ-ሰብ ትካል ከይዱ ምስ ከምኡ ዝኣመሰሉ በራዩ ዓቢ ዕንወት ዘውረደ እዩ።
(ዉፉይ) በየነ ገ/ሄር ዝርካይዶ ዘሎ ሰሚናር ደለይቲ ፍትሒ ኣብዚ ኒሄ......
እቶም ንካድር ደለይቲ ፍትሒ ኣቶ በየነ ዉፉይ ዘይትፈልጥዎን መን"ዩ ትብሉን ፡ዉፉይ እዚ"ዩ ስምዕዎ።
በርኔንተ ሎቕማጽ፡ከይጠለመ ከሎ ናብ ባርነት ከይተመለሰ ከሎ ዝበሎ"ዩ።
ምዓልትን ለይትን ኣከለጉዛይ ኣከለጉዛይ ኣከለጉዛይ መበሊኦም"ኮ........