Tigi 360

Tigi 360 360 መምሃርቲ፣ መዛናግዕቲ፣ እዋናዊ ፍፃመታትን ዛዕባታትን እተቅርብ ናይ ኹላትና ፔጅ እያ‼️

 #ንጥንቃቀ ተባሂሉ መንግስቲ ካናዳ ነቲ ዕለት 29/07/2016 ዓ,ም ኣብ ናያግራ ግዝኣት ካናዳ ዝኽሰት (ዝርአ) ግርደተ ፅሓይ ስዒቡ ናይ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ኣውጁ።
30/03/2024

#ንጥንቃቀ ተባሂሉ መንግስቲ ካናዳ ነቲ ዕለት 29/07/2016 ዓ,ም ኣብ ናያግራ ግዝኣት ካናዳ ዝኽሰት (ዝርአ) ግርደተ ፅሓይ ስዒቡ ናይ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ኣውጁ።

  የዘመናችን     ጆሴፍ ጎብለስ፡ ጀርመናዊ ሂትለር ኣብ ልዕሊ ኣይሁዳውያን ዝፈፀሞ ጄኖሳይድ ካብ ምምኻርን ምልዕዓልን ሓሊፉ፡ ድሕሪ ፅንተት ስራኤላውያን ድማ፡ እቲ ገበን ንምሽፋንን ፍትሒ ...
29/03/2024

የዘመናችን

ጆሴፍ ጎብለስ፡ ጀርመናዊ ሂትለር ኣብ ልዕሊ ኣይሁዳውያን ዝፈፀሞ ጄኖሳይድ ካብ ምምኻርን ምልዕዓልን ሓሊፉ፡ ድሕሪ ፅንተት ስራኤላውያን ድማ፡ እቲ ገበን ንምሽፋንን ፍትሒ ንምጉዕፃፅን፡ ፊልምታትን ዶክመንታሪታትን ብምድላው ከቢድ ገበን ዝፈፀመ ውልቀ ሰብ እዩ።

ቴድሮስ ተሾመ ድማ፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝበፅሐ ፅንተት ይድግፍን የለዓዕልን ኣብ ልዕሊ ምንባሩ፡ ብረዚን ባጀት መንግስቲ፡ ነቲ ገበን ንምሕባእን ዓለም ንምድንጋርን ዝዓለመ ፊልሚ ሰሪሑ ኣሎ።

ኣርቲስታት ኢትዮጵያ፡ ፅንተትና ካብ ምጉስጓሶም ብተወሳኺ፡ ታሪኽ ብምብልሻውን ተረኽ ብምጥምዛዝን ገና ብሞትና ብዙሕ ክሽቅሉ እዮም።

እዚ ፊልሚ እዙይ፡ ኣብ ልዕሊ ቆስሊ ህዝቢ ትግራይ ጨው ካብ ምንስናሱ ብተወሳኺ፡ ንውዕሊ ፕሪቶርያ ኣፍሪሱ ንኲናት ዝፅሕትር ምዃኑ ግልፂ እዩ።

ኮይኑ እውን፡ እዚ ፍልሚ እዚ ዕላዊ ከይኸውን ኩሉ ትግራዋይ ብዝተኽኣሎ ክቃለስ ይግባእ!!

Everyone Friends - friends Friends Feeds
Tewelde Legesse

ነቲ ብተማሃራይ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቃላሚኖ ዝዀነ ኣለማዮ ሳሙኤል ከም ዝተማሃዘ ዘቃልሕ ናይ ቴሌኮምኒኬሽን ቴክኖሎጂ ዜና ደጋጊመ ርእየዮ። ዳጋጊመ ነቢዐ፤ ገፀይ ብንብዓት ትሓፂቡ። ብጣዕሚ ት...
23/03/2024

ነቲ ብተማሃራይ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቃላሚኖ ዝዀነ ኣለማዮ ሳሙኤል ከም ዝተማሃዘ ዘቃልሕ ናይ ቴሌኮምኒኬሽን ቴክኖሎጂ ዜና ደጋጊመ ርእየዮ።

ዳጋጊመ ነቢዐ፤ ገፀይ ብንብዓት ትሓፂቡ። ብጣዕሚ ትሓጒሰ ድዩ ስ ሓዚነ?ንግዜኡ ኣይተረደኣንን።

ንተማሃራይ ሳሙኤል፣ ስድራኡን መላእ ህዝብናን ግን እንኳዕ ኣሐጎሰኩም ክብል ይፈትው። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ንኡሰይ!

23/03/2024

#ትግራዋይ ታሪኽ ሰሪሑ‼️

22/03/2024

#የናቲ ነገር በጣም ይገርማል😓

20/03/2024

🤔

17/03/2024

#ሞጣ😂😂😂 ቁምጣውስ ቁምጣውስ😂😂😂

16/03/2024

ጠቅላይ ሚኒስትር ዐቢይ አሕመድ (ዶ/ር) ከትግራይ ክልል ከመጡ የኅብረተሰብ ተወካዮች ጋር ያደረጉት ውይይት

 #የኢትዮጵያ ንግድ ባንክ የዘረፋቹሁኝ በኣካል በመቅረብ መልሱ ብሏል።መልሱለት እባካችሁ😁
16/03/2024

#የኢትዮጵያ ንግድ ባንክ የዘረፋቹሁኝ በኣካል በመቅረብ መልሱ ብሏል።መልሱለት እባካችሁ😁

ፕረዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ሰራዊት ኤርትራ መሬት ትግራይ ለቂቑ ንክወፅእ ፀቕጢ ክገብር ተሓቲቱ።ኣባል ሴኔት ኣሜሪካ ተወካሊት ሚኒሶታ ሴናተር ቲና ስሚዝ ዝርከበኦም ሰብሞያ ሕግን ሴናተራትን...
16/03/2024

ፕረዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ሰራዊት ኤርትራ መሬት ትግራይ ለቂቑ ንክወፅእ ፀቕጢ ክገብር ተሓቲቱ።

ኣባል ሴኔት ኣሜሪካ ተወካሊት ሚኒሶታ ሴናተር ቲና ስሚዝ ዝርከበኦም ሰብሞያ ሕግን ሴናተራትን ናብ ፕረዚደንት ጆ ባይደን ኣብ ዝፀሓፍዎ ግልፂ ደብዳበ፣ ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ ብመሰረት ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ ዕጥቂ ክፈትሑ ከምዝጀመሩ ብምግላፅ ይኹን እምበር መሬት ትግራይ ጎቢጡ ዝርከብ ሰራዊት ኤርትራ ግና ሕዚ እውን ኣይወፀን ኢሎም።

ብሙኽኑ ድማ ፕረዝደንት ባይደን ንትግበራ ውዕሊ ፕሪቶርያ ሕዚ ኣውን መሬት ትግራይ ጎቢጡ ዝርከብ ሰራዊት ኤርትራ ጠቕሊሉ ንክወፅእ ፀቕጢ ክገብሩ ፀዊዖም ።

ኣብቲ ሴናተር ቲና ስሚዝን ካልኦት ኣብላት ሰኔት፡ዝፀሕፍዎ ደብዳበ ፡ ምምሕዳር ባይደን ስራዊት ኤርትራ መሬት ትግራይ ለቂቑ ንክወፅእ ፀቕጢ ክፈጥር ንሓትት ዝበሉ ኮይኑ ፣ብተወሳኺ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ሰባት ሓገዝ ክቐርብ ምእንታ ምስ ዓለምለኻውያን ትካላትን መንግስቲ ኢትዮጵያን ተቐራሪብካ ምስራሕ ከምዝግባእ ኣመላኺቶም ።

woyane

14/03/2024

ሁሉም ነገር ለበጓ ነው፣ ዋናው ተስፋ አለመቁረጥ ነው!!

13/03/2024

👀ፍጥጫ👀
ከኦሮሞ Aba Abdi & ከአማራ ሞጣ

13/03/2024

ሃፀይ ዮውሃንስ ኣብ ወረዳ ደጉዓ ተንቤን ጣብያ መልፋ ብሽሞም ቤተ መዘከር  ክህነፀሎም'ዩ።መበል 135 ዓመት ዝኽሪ መስዋእቲ ሃፀይ የውሃንስ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ወረዳ ደጉዓ ተንቤን ጣብያ...
11/03/2024

ሃፀይ ዮውሃንስ ኣብ ወረዳ ደጉዓ ተንቤን ጣብያ መልፋ ብሽሞም ቤተ መዘከር ክህነፀሎም'ዩ።

መበል 135 ዓመት ዝኽሪ መስዋእቲ ሃፀይ የውሃንስ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ወረዳ ደጉዓ ተንቤን ጣብያ መልፋ ቤተ መዘከር ንምስራሕ እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ'ሎ።

360

"መራሕቲ ትግራይ ሶኑይ ካሓሱና"ባዕልትኩም ንባዕልትኩም ምምንጫትን ምብልላዕን ገዲፍኩም  ንስልጣንኩም ጥራሕ ዘይኮነ ንህዝቢ ትግራይ ሕሰብሉ ትርር ምርር ኢልኩም ጽዕንቶ ፍጠሩ  ዕላማኩም ነጽሩ...
09/03/2024

"መራሕቲ ትግራይ ሶኑይ ካሓሱና"

ባዕልትኩም ንባዕልትኩም ምምንጫትን ምብልላዕን ገዲፍኩም ንስልጣንኩም ጥራሕ ዘይኮነ ንህዝቢ ትግራይ ሕሰብሉ ትርር ምርር ኢልኩም ጽዕንቶ ፍጠሩ ዕላማኩም ነጽሩ መፍትሒ ድማ አምጽኡ
እንተነኣሰ እዚኤን ናይ ግድን ክፍጸማ ግበርወን ህዝብኩም ካሓሱ::
1ይ ውዕሊ ፕሪቶርያ ብዘይ ወዓል ሕደር ይፈፀም

2ይ ወረርቲ ካብ ትግራይና ብህፁፅ ይውፅኡ

3ይ ግዝኣታዊ ሓድነትና ናብ ንቡሩ ይመለስ

4ይ ዝተመዛበሉ ወገናትና ናብ መረበቶም ይመለሱ

5ይ ብመንነቶም ኣብ ዝተፈላለዩ ኸባቢታት ታኣሲሮም ዝሳቐዩ ዘለዉ ኣሓትናን የሕዋትናን ይፈትሑ

6ይ ዝተኸልከለ በጀት ትግራይ ይለቀቅ ማሀያ

ጡረተኛታትን ሰራሕተኛ መንግስትን ይከፈል...
7ይ ታሓታትነት ይስፈን

8ይ ዝተወርሰ ንብረት ተጋሩ ይመለስ
ትግራይ ሃገር እያ::

❌ነገረ_ስጋ_ተመን_ኣድጊ_ኣንበጣ_ከልቢ✍️👉ሎሚ ስጋ ተመን ኣብ ርእሰይ ንቕሓት ወሲኹለይ ኢሎሙና ዕልል ዝበልና ፅብሕ ሰደማውነት ኖርማል እዩ፡ሞኲርናዮስ ክምቅር ጉድ እዩ ኢሎምና ንቃወመሉ ዓቕ...
08/03/2024

❌ነገረ_ስጋ_ተመን_ኣድጊ_ኣንበጣ_ከልቢ✍️

👉ሎሚ ስጋ ተመን ኣብ ርእሰይ ንቕሓት ወሲኹለይ ኢሎሙና ዕልል ዝበልና ፅብሕ ሰደማውነት ኖርማል እዩ፡ሞኲርናዮስ ክምቅር ጉድ እዩ ኢሎምና ንቃወመሉ ዓቕሚ ኣይክህልወናን?

#እቶም ተስፋ ጌርና ወገሐ ፀበሐ ብዕስለ ንከታተሎም ነበርና ኣመጋግባ ባህሎምን ስነ ልቦኖኦምን ካልእ እንተኾይኑ ትግርኛ ፅሒፎም ብትግርኛ እንተተዛረቡ ንዓና ታይ ረብሑኡ?

#ሓረስታይ ትግራይ ምሁራትን መንቃሕትን ደቅና እንታይ መፍትሒ ኮን ይዝትዩ ይህልው ኢሉ ፌስቡክ እንተዘንብብ እሞ ስለ ምብላዕ #ጠበቕን ምጥባስ ገበልን ኮይኑ እንተዝፀንሖ እቲ ኣጀንዳ ከመይ ኮን ምበለ💔?

🚨ኣይኮነን ኣብ ትግራይ ኣብ ዝኾነ ዓለም ኣንፃር ባህልን ልምድን ህዝቢ ኮይንካ ለውጢ ካብ ተምፀኦ ብዛዕባ እዙይ ምፅሓፍካ ጥራሕ ትፈጥሮ ፀቕጢ እዩ ዝዛይድ።

🌿 #ኣብ ቻይና ኖርማል እዩ ኢልካ ጫት ሒዝካ ክታኣቱ ኣይትኽእልን ማሕነቕቲ እዩ ዝፍረደካ።ሕድሕድ ህዝቢ ናይ ባዕሉ ፅያፍን ነውርን ኣለዎ።ካብ ቻይና ቴክኖሊጂ እምበር ሓሳኹ ዘተኣታትወልና ኣይንደልን። እዙይ ድማ ክብርን መንነትን ህዝብና እዩ።
#ትግራይ ሕፅረት ፍልጠት እምበር ሕፅረት ሃፍቲ ተፈጥሮ የብላን!!

ብስሩ ኸ #ተመን ምፍራይ ዶ ደርሁ ኣፍሪኻ ውሕስና ምግቢ ምርግጋፅ ይቐልል? ኣጣል ክተፍሪ ዘይከኣልካስ #ቀናፊዝ ኣፍሪኻ ክብላዕ።

📌ከመይ ዝበሉ ሰባት ይቕልሱና ከም ዘለው ንፍለጥ!ናይ ህዝብና እምነት፡ባህልን ልምድን ኣኽቢሮም ከማዕብሉን ለውጢ ከምፅኡ ዝኽእሉ ምሁራትን መንቃሕትን ነበረታትዕ።

08/03/2024

😊

🌠እንዃዕ ንመበል 128 ዓመት ዝኽሪ ኲናት ዓድዋ ኣብፀሓኩም🌠----ፕሬዚዳንት ፌዴራኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ምክትል ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደን ሌተናል ጀነራል ...
02/03/2024

🌠እንዃዕ ንመበል 128 ዓመት ዝኽሪ ኲናት ዓድዋ ኣብፀሓኩም🌠
----
ፕሬዚዳንት ፌዴራኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ምክትል ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደን ሌተናል ጀነራል ፃድቃን ገ/ትንሳኤን፣ ኣቦ መንበር ውድብ ህወሓት ዶ/ር ደበረፅዮን ገ/ሚካኤልን ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፌዴራል፣ ግዝያዊ ምምሕዳርን ሓይልታት ፀጥታን ትግራይን መበል 128 ዓመት ዝኽሪ ዓወት ውግእ ዓድዋ ንምኽባር ከተማ ዓድዋ ኣትዮም።

ኣብቲ በዓል ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ዝተዓደሙ ኣጋይሽ፣ ነበርቲ ከተማ ዓድዋን ከባቢኣን ተረኺቦም እቲ በዓል ብድምቀት ይኽበር ኣሎ።

#ድጅታል ገድሊ

26/02/2024

#አምና የዛሬ አመት ከታች ከቪዲዮው በተያያዘ አይነት ጉዳይ ነበር የኢትዮጵያ አየር መንገድ ውስጥ ሚግሬሽን እና ፍተሻ ቦታ ከሚሰሩ ሰራተኞች ጋር ከፍተኛ ሙግት ውስጥ ገብቼ የነበረዉ"" ዘንድሮም ይህ #የመዝረፍያ ቦታ ሌቦች አሉበት" የአየር መንገዱ የደህንነት ሰራተኞች በአየር መንገዱ ውስጥ ዝርፍያ በሚፈፅሙ ሌቦች ላይ ስለምን ክትትል ማድረግ እንዳልቻለ ባይገባኝም"የሌብነት ጥቅሙ ተካፋይ ስለሆኑ ነው የሚለው ነገር ለማሰብ አዋቂ መሆን አይጠበቅብንም"" በኢትዮጵያ አየር መንገድ በዘመድ እና በብሄር ተመርጠው የተቀጠሩ ሰዎች በዝርፍያ በሌብነት የሚሰበስቡት ገንዘብ
ምናልባትም ከአየር መንገዱ ገቢ እኩሌታ ይመስለኛል" በጣም ከፍተኛ የሆነ ዝርፍያ እና ሌብነት የሚፈፀምበት ቦታ ቦሌ የሚገኘው የኢትዮጵያ አየር መንገድ ነው""

ይህ የሌብነት ጉዳይ የአየር መንገዱ አስተዳደር በደንብ የሚያዉቀው ሲሆን ሌቦች በዝምታ ለምን እንደሚያልፋቸው አይታወቅም።

Abiy Ahmed Ali

Grazmach Shafi

ኣብ ኡጓንዳ እንተ ተመርዒኻ፥ ነቲ ኡጓንዳውያን ዝገብርዎ እውን - ከተማልኦ ‘ለካ። ኡጓንዳውያን - ቅድሚ ናብ ዓራት ምብጽሖም - ኣብ መድረኽ እዮም ጨመተ ክስታይ ዝለማመዱ። ስለዝስ - ንሕና...
25/02/2024

ኣብ ኡጓንዳ እንተ ተመርዒኻ፥ ነቲ ኡጓንዳውያን ዝገብርዎ እውን - ከተማልኦ ‘ለካ። ኡጓንዳውያን - ቅድሚ ናብ ዓራት ምብጽሖም - ኣብ መድረኽ እዮም ጨመተ ክስታይ ዝለማመዱ። ስለዝስ - ንሕና ለ . . . i

ኣባና 'ውን እኮ - "ስለስተ ሻብ ለክዕ - ሓደ ሻብ ቅደድ" ዝብል ምስላ ኣሎ። ኣብ ዝዀነ ነገር ከኣ - ምልካዕን ምጭማትን ዝመስልዎ የለን።

ብሩኽ ሰንበት - ግዳ!
እቶም ውሉደ-ክህነት ድማ - “ዓይኒ ትጹም!” ኢልኩም ሕለፍዎ - ነዚ ኣሳእል - ደሓን። እምበር እኳ - ክስታይ ድኣ ንስኹም’ሲ - ኣበይ ምስ ገድፍኩም፧i

24/02/2024

#እንዲህም አለ እንዴ እያሉ ይመስላል🙈

21/02/2024

ቢቀርባትስ🙈

ገልዒ ዕረ ብ 2.61 ዩሮ😑
14/02/2024

ገልዒ ዕረ ብ 2.61 ዩሮ😑

13/02/2024

'ፀላኢኺ ይንባዕ '' - ኣርሚ 50 ሬድዮ ኦፕሬተር ኮማንዶ ዋዕሮ ተጋዳሊት ኣበባ ዓምዱ

  ነብስ ይማር😭የወንዶች ማራቶን ክብረ ወሰን ባለቤት ኬኒያዊው አትሌት ከልቪን ኪፕቱም በድንገተኛ አደጋ ከዚህ ዓለም በሞት ተለየ። አትሌቱ በደረሰበት የመኪና አደጋ ህይወቱ ያለፈ ሲሆን ከአት...
13/02/2024

ነብስ ይማር😭
የወንዶች ማራቶን ክብረ ወሰን ባለቤት ኬኒያዊው አትሌት ከልቪን ኪፕቱም በድንገተኛ አደጋ ከዚህ ዓለም በሞት ተለየ።

አትሌቱ በደረሰበት የመኪና አደጋ ህይወቱ ያለፈ ሲሆን ከአትሌቱ በተጨማሪ ሩዋንዳዊው የአትሌቱ አሰልጣኝ ጋርቫይስ ሀኪዚማና በአደጋው ህይወቱ አልፏል።

10/02/2024

😆😅😄😃

10/02/2024

ደብሪፅ ኣዲስ ኣበባ ምስ ኣተው፣ ኣዲስ ኣበባ ማይ ብማይ ኮይና፣ ዝናብ ዘኒቡ። ደብሪፅ ልክዕ ከም ጃንሆይ እዩ። ይብለኩም ኣሎ ያሬድ በርሀ🤣

09/02/2024

ኣብ ትግራይ ካብ ዕለት ኣርባዕተ ለካቲት 2016 ዓ/ም ጀሚሩ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ን20 መዓልቲ ከምዝካየድ ተገሊፁ።

Address

AB

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Tigi 360 posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Tigi 360:

Videos

Shortcuts

  • Address
  • Telephone
  • Alerts
  • Contact The Business
  • Videos
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share