Sami T Media

Sami T Media ፍቅሪ ንናብራና ❤️👻Samitheonlyone Insta@Sami the only 1

20/10/2023

ንቂምታን ብቂምታን ንዝመልአ ውሽጦም
ከመ መዝሓሊ ማይ እንተ ሃብካዮም ከማን ኣይክስቆሮምን እዩ! ንቂምተኛታት ክሳብ ቂምትኦም ባዕሉ ዘቃጽሎም ብዓቅልን ሓቦን ተጸበዮም።S/T✍️

09/10/2023

ኣብ ዝገበርካዮ ነገር ተጠራጣራይ ኣይትኹን 🙏

08/10/2023

ብዙሓት ክጸልኡኻ ኢዮም
ዉሑዳትን ተጃሃርትን ውን ክንዑቁኻ ኢዮም
ወረን ሓሶትን ኣብ ከባቢኻ ክዝምብሉ እዮም!
እቲ እንኮ ክጸልኣካን ክሕስወካን ዝይክልን
ንስኻ ባዕልኻ ኢኻ ስለዚ
ንነብስኻ ኩሉ ግዜ ጠጠው በለላ።S/T ✍🏿

30/08/2023

Welcome ኢልና ኢና 🫶🥰

 #ፍቅሪ  #ምንባብ
30/08/2023

#ፍቅሪ #ምንባብ

     #ምንባብ     #ፍቅሪ
22/08/2023

#ምንባብ
#ፍቅሪ

    #
22/08/2023


#

Address


Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Sami T Media posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

  • Address
  • Alerts
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share