26/10/2022
ሰላም ተከታትልቲ ደስታ ቲቪ::
ንጽባሕ ሓሙስ ከም ወትሩ መድብ ዘተ ኣብ ደስታ ቲቪ ሒዝናልኩም ክንመጽእ ኢና::
ኤርትራ መሬታ እምበር ህዝባ ኣየድልየናን እዩ ዝብል ዘረባ ብከመይን ካበይን ዝብል ክፉት ናይ ዘተ መድብ ክትሓብሩና ብክብሪ ንዕድመኩም::
ኩላትኩም ዕዱማትናኢኩም::
Subscribe 👇🏽 ብምግባር ስድራቤት ኩኑ::
https://youtu.be/Q0-8VAiDApk
በዚ ኣጋጣሚ ንኣርቲስት ኪሮስ ኣስፍሃ ሕቶ ዘለኩም ኣብ ኮመንት ጸሓፉልና::
ደስታ ቲቪ